መሪሕነት ሃማደኤ የማናይ ኢድ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ! November 18, 2009 9:51 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ንተወፋይነትን ጅግንነትን ስውኣት ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን እናኣልዓልካ ኣብቲ እትደልዮ ዕላማ መብጽሕን መደልደሊ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ምግባርን ልሙድ ኮይኑ’ሎ። Continue reading POST TAGS: ሃማደኤመሪሕነትስርዓትኢሳያስኢዩኢድኣፈወርቂየማናይዲክታቶርያዊ
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበልጣን ኢራንን ሓደ ካብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣልቓዒዳን፡ ኣብ ኤርትራ ከምዝተራኸቡን ኣብ ግጭት የመን ኢድ ከምዘለዎምን ተሓቢሩ። June 4, 2009 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ኢራን ከምኡ ‘ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኣልቓዒዳ ምዃኑ ዝንገረሉ ሄመል ኽትያር ኣልዕቡድ፡ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ስሉስዊ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደሰበልጣንተሓቢሩ።ኢራንንኢሳይያስኢድኣልቓዒዳን፡ኣብኣዛዚኣፈወርቂ፡ኤርትራከምዘለዎምንከምዝተራኸቡንካብወተሃደራዊየመንግጭት
ኣመሪካ፡ ኣንጻር’ቲ “ናይ ኤርትራ ናይ ውክልና ኢድ ኣለዎ” ዝብሃል ናይ ፑንትላንድ ኩነታት ስጉምቲ ክትወስድ ትሸባሸብ ኣላ ተባሂሉ። June 23, 2007 3:15 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣመሪካ ኣንጻር’ቲ “ናይ ኤርትራ ናይ ውክልና ኢድ ኣለዎ” ኢሎም መራሕቲ ፑንትላንድ ዝዛረቡሉ ዘለዉ ናይ ፑንትላንድ ኩነታት ስጉምቲ ክትወስድ ትሸባሸብ ከምዘላ ጂስካ ኣፍሪቃ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: “ናይስጉምቲተባሂሉ።ትሸባሸብናይኢድኣለዎ”ኣላኣመሪካ፡ኣንጻር’ቲኤርትራኩነታትክትወስድውክልናዝብሃልፑንትላንድ