ስርዓት ህግደፍ፡ መብዛሕትኦም ስድራቤት ስዉኣት ንዝኾኑ 57 ገባሮ ማዕረባ ኣምሳያ ካብ ስርዓቱ ዘመለጡ ደቆምን ደቂ ደቆምን 50 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍሉ የገድዶም ከምዘሎ ተፈሊጡ። January 24, 2011 9:32 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ዒብ ዘይብሉ ነውራም ስርዓት ህግደፍ፡ መብዛሕትኦም ድርብ ደቆም ንዝተሰውኡዎም 57 ገባሮ ማዕረባ ኣምሳያ ‘ቶም ካብ ስርዓቱ ዘመለጡ ደቆምን ደቂ ደቆምን 50 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍሉ የገድዶም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡መብዛሕትኦምማዕረባስርዓቱስርዓትስዉኣትስድራቤትሽሕተፈሊጡ።ናቕፋንዝኾኑኣምሳያከምዘሎካብክኸፍሉዝመለጡየገድዶምደቂደቆምንገባሮ
ናብ ኤርትራ ክገሹ መዲቦም ዝነበሩ 2 ሽሕ ኤርትራውያን ብሰንኪ እገዳ ባይቶ ጸጥታ መደብ መገሻኦም ከምዝሰረዙዎ ተፈሊጡ። January 25, 2010 2:01 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ቅነ ልደትን ሓድሽ ዓመትን ናብ ኤርትራ ክገሹ መዲቦም ዝነበሩ ኣብ ኣመሪካን ጀርመንን ዝምቕማጦም 2 ሽሕ ኤርትራውያን ብሰንኪ ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝተበየነ እገዳ መደብ መገሻኦም ከምዝሰረዙዎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: መደብመዲቦምመገሻኦምሽሕባይቶብሰንኪተፈሊጡ።ናብኤርትራኤርትራውያንእገዳከምዝሰረዙዎክገሹዝነበሩጸጥታ
ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርዝ ካሮላይና ኣሰና ንምስሳን ኣስታት 2 ሽሕ ዶላር ኣወፍዮም። November 30, 2009 12:52 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣብ ኖርዝ-ካሮላይና ዝቕመጡ ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ብዝወሰዱዎ ተበግሶ ኣስታት 2 ሽሕ ዶላር ብምውጻእ፡ ኣብ ቀጻልነት ድምጺ ኣሰና ዓቢ ኣበርክቶ ገይሮም። Continue reading POST TAGS: ሽሕተቐማጦንምስሳንኖርዝኣሰናኣስታትኣወፍዮም።ኤርትራውያንካሮላይናዶላር
ከምዘይሕጋዊ ስደተኛ ክፍለጥ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ዜጋ ኣስታት 170 ሽሕ ዶላር ዕጫ ሎቶሪ በጺሑዎ። September 5, 2009 3:51 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሽወደን ን6 ዓመት ከምዘይሕጋዊ ስደተኛ ክቕመጥ ዝጸንሐ ወዲ 28 ዓመት ተስፋልደት ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣስታት 1. 2 ሚልዮን ክሮነር ሽወደን ወይ ድማ ኣስታት 170 ሽሕ ዶላር ዕጫ ሎቶሪ በጺሑዎ፡ ነዚ ብጽቡቕ ዕድሉ ዝረኸቦ ዓወት ክቕበል ሎሚ 5 መስከረም ኣብ ቴለቪዥን ከምዝቐረበ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: 170ሎቶሪስደተኛሽሕበጺሑዎ።ኣስታትኤርትራዊከምዘይሕጋዊክፍለጥዕጫዜጋዝጸንሐዶላር
ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ውድድር ቅድድም ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ‘ኦል ኣፍሪካን ገይምስ’ ተዓውቱ። July 20, 2007 8:57 amስፖርትassenna00 SHARE ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዋና ከተማ ኣልጀርያ ኣልጀሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቅድድም ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ‘ኦል ኣፍሪካን ገይምስ’ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ዓቲሩ። Continue reading POST TAGS: ‘ኦልሜትሮሽሕቅድድምተዓውቱ።ታደሰኣብኣፍሪካንኤርትራዊውድድርዘርእሰናይገይምስ’ጉያ
ምእንቲ ሽም ሓደ፡ ከብዲ ሽሕ ነደደ! May 10, 2007 11:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ምእንቲ ሽምን ዝናን ስልጣንን ሓደ፡ ከብዲ ኣሽሓት ምዅናን፡ ከምቲ ኣብ ዘበን ሃይለስላሰ ዝተራእየ በንጻሩ ክልክሞም ክምዝኽእል'ውን ክስቆሮም ይግባእ። ኣሽሓት ብሓልንጊ ጥምየትን ዓጸቦን እናተሳቐዩ፡ መግቢ ኣብ መኽዘን ከዚኑ ብርእስኻ ምኽኣልን ዘይተጸባይነት ረዲኤትን ዝዋራዘ መንግስቲ፡ ሽምን ወንበርን ዘይኮነ ኩርማጅን ሓመድን እዩ ዝግብኦ። Continue reading POST TAGS: ሓደ፡ምእንቲሽሕሽምነደደከብዲ