ሓደ ተራ ቱኒዝያዊ፡ “ ሎሚ እቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ርእየዮ ዘይፈልጥ ገጽ ቱኒዝያ እርኢ ‘ለኹ። ቅድም፡ ኩላትና ንሕሱ፡ ብሓሶት ነንሕድሕና ንጠቓቓዕ ኔርና። ሎሚ (እቲ መላኺ ምስ ተኣልየ) ግን ነንሕድሕድና ተኣማሚና ኢድ ንኢድ እናተሓጋገዝና ብሓባር ንሰርሕ ኣለና።” ይብል።
20 ሰነ፡ ልቢ መብዛሕትኡ ኤርትራዊ ትትንክፍ፡ ምእንቲ ናጽነት ልኡላውነት ብድምር 84,000 ስውኣትና ንዝክረሉ ፍልይትን ክብርትን ዕለት ኢያ። ምኽንያቱ ሕልናና ኣእምሮና ብክልተ ዝተፈላለዩ ስምዒት ተዋሒጡ ስውኣት ንዝክር።
ህዝቢ ኤርትራ ሓርነት ንምርካብ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ብኣሃዝ ኣብ ወረቐት ተጻሒፉ ክትርእዮ ኸለኻ ጥራይ ኳ ዘሰንብድ እዩ። ድርኩኺት ህድሞን ኣግነትን መረባዕን ኤርትራውያን ስድራቤታት ሰጊርካ፡ ምስ ነፍሲ-ወከፍ ‘ቲ ኣብ መንደቕ ክብረት ዝነበር ዘሎ ኣሳእሎም ፊት ንፊት ክትጠማመት ከለኻ ግን እቲ ኣሃዝ ብኣሽሓት ተራቢሑ ዝያዳ ትርጉምን ርዝነትን ስለዝህበካ ካብ ስንባደ ሓሊፍካ ትርጉም ነብስኻ ክትሓትት ትግደድ፡
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም።
ብመምህር ተስፉ ዘውደ።
መልሲ ክህበሉ ኣድላይ ኮይኑ ኣይተራእየንን። ብሓፈሽኡ ንኣንበብትን ተዓዘብትን እገድፎ። ኣብቲ ወፍሪ ባርነት ዝብል ጽሑፍ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝቐዳሕክዎ የለን። መሰል ደራሳይ (copy right) ንመላእ ትሕዝቶ ናይ ደራሲ ደጊመ እንተ ዝጽሕፎ ኣበሃህለኻ ልክዕ ክኸውን ምኸኣለ። ይኹን እንበር ኣነ ባርነት ናይ መስፍናዊ ኣገላልጻ ባርያን ጭዋን ዝብል ናይ ትውልዲ ልዑልን ትሑትን ኣምር ዝያዳ የስምዕ። ብኣጋላልጻና ጭዋ ኮይኑ ጊላነት ግን ናብ ምምዝማዝ ገጻ ዝያዳ ተዘንብል። ሕጂ ኣብ ናይ ቃላት ኣተራጉማ እንተዘይ ነድህብ ዝሓሸ ነይሩ ይመስለኒ።
ነ}ስመራ
ቦኽሪ ኤርትራ
ክብል’የ ከተፍ
ዘሎኒ ክውከፍ
ሰልፊ ተቓውሞ ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት (ጀርመን) ብምኽንያት መስከረም 18 መስከረም ዕለተ ጃምላዊ ማእሰርቲ ፖለቲካውያን እሱራትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ህግደፍ – ብስእሊ….
ደና ሓርነት ኣብ ነዊሕ ሓተታ ዘስፎሮ ጽሑፉ ዘጠቓልሎ 1) ብዛዕባ ጸገም መፋጥርቲ ደቂ ሰብ ምዃና…ኤውሮጳውያን ዃ፣ ኣብ ዝሓለፈ ቅድሚ 100 ዓመታት፣ ዝነበረ ኩነታት ንሪጋ ባኒ ዘይኮነስ ምሳሕ ንክረኽቡ ኪሎሜቶራት ከምዝተሰሩዑ…ኣብ ሻድሻይ ወራር ገሊኦም ደቀሃገር ምስሃደሙ 13,000 ዝኾኑ ተጋደልቲ ን120,000 ዝኾኑ ገጢሞም ከምዝተዓወቱ ..ንነዊሕ ዝጥምት ናይ ሓደ ሰብ መሪሕነት ከምዝነበረ… ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ጌና ኣሎ: ዝብል ነይሩ።
ብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ዝተወደበ፡ ህዝብና ዝወርዶ ዘሎ ኣደራዕን ጭኮናን፡ ንምግልጋሉ ክውሰድ ዘለዎ መንገድታት ቃልስን ዝዝቲ ናይ ምምኽኻር ኣኼባ ሎሚ 24 ሰነ ኣብ ለንደን፡ ዓዲ እንግሊዝ፡ ተኻይዱ።
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ለንደን ብሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶን ( ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ'ዚ ጠውቑ)