ተራ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ምዕዋት ዲሞክራሲያዊ ለውጢ April 6, 2011 12:16 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኩልና ከምንፈልጦ፣ ሃገርና ኤርትራ ኣብ 1991 ናጽነታ ክትዓትር ዝኸኣለት[ ሳላ እቲ ዘይሕለለ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ መንእሰያት ኣዋልድን ኣወዳትን ደቃ እዩ። Continue reading POST TAGS: ለውጢመንእሰያትምዕዋትተራኣብኤርትራዲሞክራሲያዊ
ሽማግለ ንሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ጉባኤ ጨንፈር ሳን ድየጎ ናይ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ መደብ ስርሑ ገምጊሙ። December 21, 2010 1:15 amፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ሽማግለ ንሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ መደብ ስርሑ ድሕሪ ምግምጋም ህዝባዊ ኣኼባ ንምጽዋዕ መደባቱ ሰሪኦዑ ኣብ ምንጣፍ ይርከብ። Continue reading POST TAGS: መደብሳንስርሑሽማግለናይንሃገራዊኣዋርሕክልተዝሓለፈዲሞክራሲያዊድየጎገምጊሙ።ጉባኤጨንፈር
ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ብዓቢ ዓወት ተዛዚሙ። October 14, 2008 1:04 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣቦ ወንበር ብጻይ ተወልደ ገብረስላሰን ፤ ኣባል ወጻኢ ጉዳያት ብጻይ ኑር እድሪስን ንመሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምውካል ትማሊ 12 ጥቅምቲ ዋሺንግቶን ዲሲ ዉሃ ዝበለ ሰሚናር ኣካይዶም።። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊብዓቢተዛዚሙ።ኣብኣኼባኤርትራዊኪዳንዋሺንግቶንዓወትዲሞክራሲያዊዲሲ
ብባሕቲ መስከረም 1961 ዝተጀመረ ቓልሲ፤ ቓልሲ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን እዩ! August 12, 2008 4:44 pmፖለቲካassenna00 SHARE ባሕቲ መስከረም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ፍልይቲ ዕለት ምኳና ንኩልና ብሩህ እዩ። እዛ ዕለት እዚኣ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ዘልዓሉላ ዕለት ምኳና እያ። እዚ ምልዓል ብረታዊ ቃልሲ ግን ንልዑላውነት ኤርትራ ጥራሕ ኣይነበረን። Continue reading POST TAGS: 1961መስከረምቓልሲቓልሲ፤ብባሕቲኤርትራዊእዩኪዳንዝተጀመረዲሞክራሲያዊ
ቅሉዕ ደብዳቤ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን April 19, 2008 10:58 amቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ቅሉዕ ደብዳቤ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን – ካብ ሕብረት ኢርትራውያን ስያትል Continue reading POST TAGS: ቅሉዕንኤርትራዊኪዳንደብዳቤዲሞክራሲያዊ
ህዝቢ ኤርትራ ጌና ተስፋ ኣይቆረጸን – መልእኽቲ ንተኻፈልቲ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኤርትራ) April 11, 2008 11:44 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣቀዲመ ነቲ 05፡ ግንቦት 2008 እተካይድዎ ጉባኤ ዓወትን ኣሳልጦን ብዓብይኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ፍናንን ተስፋን፡ ንህግደፋውያንን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ራዕድን ሰለሎን ኣመዝጊቡ ንክወጽእ ሰናይ ትምኒተይ እገልጸልኩም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመልእኽቲተስፋንተኻፈልቲኣይቆረጸንኤርትራኪዳንዲሞክራሲያዊጌና