ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ መበል 20 ክፋል መ ደ ም ደ ም ታ – ኣ ለ ና March 9, 2011 4:14 pmኣለናassenna00 SHARE መደምደምታ ዘይብሉ ጉዳይ የለን’ሞ፣ እዚ መበል 20 ክፋል ጽሑፍ’ዚ መደምደምታ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ክኸውን ኢዩ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ጉያ ኣብ ዘድልየሉ ዘሎ ወሳኒ ናይ ለውጢ ግዜ፣ ዝቕጽሉ ጽሑፋት ኣለና፦ “ዋዜማ፣ ዘመነ- ቅብጸት ኢሳይያስ!” ብዝብል ኣርእስቲ ክትክኡ ኢዮም። Continue reading POST TAGS: ለመመበልምታትልሚ፣ናንዘርኢኣክርዳድክፋልደ
Iኤ.ሰ.መ ኤ.ኣ.፡ ቶግርባ.ኦርግ: ፓልቶክ ደምበ ዕጡቕ መንእሰይ፡ ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ March 1, 2011 9:02 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ቶጎርባ.ኮም ይቕሬታ ዝሓተትካሉ ትደግሞ ኣለኻ ሕጋዊ ዲዩ? ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ 2ይ ክፋል ከም ወትሩ ንኩሉ ደላይ ሰላም ደላይ ፍትሒ ዕዙዝ ሰላምታይ የቐድም። Continue reading POST TAGS: ፡iኤመመሰልመንእሰይ፡ሰሰብብሕጊተገዝኡቶግርባናጽነትኣኣኽብሩ፡ኤኦርግውልቓዊዕጡቕደምበፓልቶክ
ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ (ኤ.ማ.ኣ.ጽ.ሰ.ኣ) ጸዋዒት ልግሲ። November 22, 2010 2:27 amህይወትassenna00 SHARE ሎሚ’ውን ከም’ቲ ናይ ተበግሶ ሕዳር 2008፡ “ክህብ ዝበለ ብንያት” ዝብል ጭርሖ ኣልዕሊና፡ ናይ ኣካለ-ጽጉማትና ንናይ 2011 ዓመታዊ ባጀት ንምርካብ ናብ ህዝብናን ለገስቲ ትካላትን ጸዋዒት ነቕርብ። Continue reading POST TAGS: ልግሲ።ማማሕበርሰሰሜንናይኣኣሜሪካኣካለኤኤርትራጸዋዒትጽጽጉማን
ናይ ሓባር ዋዕላ: ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራንኤርትራዊ ህዝባዊ ምነቅስቓስን ኣብ ሰሜን ኣመሪካ (ካናዳን ሕ.መ.ኣ.ን) October 15, 2009 10:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ንመደምደምታ ስምረት ሰለስተ ውድባት ማለት ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን፡ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ዋሽንግቶን ዲ.ሲ. ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ንሕብር። ቀንዲ ዕላማ’ ናይ’ቲ ዋዕላ፡ ኣባላት ሰልስቲኡ ውድባት/ሰልፍታት ነንሕድሕዶም ንኽላለዩን፣ ርኢቶን ለበዋን መሰረታት ኣብ’ቲ ናብ ኣባላት ተዘርጊሑ ዝወርሐ ንድፊ ፖለቲካዊ መደብ-ዕዮን ቅዋም ሰልፍን ጸሚቝካ ናብ’ቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ መጸናበሪ ጕባኤ ንምቕራብ እዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢህዝባዊሓባርሕመምነቅስቓስንሰልፊሰሜንናይንኣኣመሪካኣባላትኣብኤርትራ፡ኤርትራንኤርትራዊካናዳንዋዕላዲሞክራሲ