ኣማን ብኣማን ሕብሪ ዘይብሉ ሰብ – ብኢሳያስ ኣስፍሃ January 27, 2011 10:12 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ፈታውየይ ስልኪ ደዊሉ ኣብታ ንህግደፍን ኮራኹሮምን ጥራሕ እተተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ብዛዕባይ ብሓደ <ዶክቶር> ጸጋዝኣብ ገብረጊዮርጊስ ዝተባህለ ግለ-ሰብ ብቋንቋ እንግሊዘኛ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፉ ከምዝጠቐሰኒ ምስ ሓበረኒ ነቲ ጽሑፉ ብጽሞና ኣምቢበዮ ናይ ብሓቂ ክኣ ገሪሙኒ፣፣ Continue reading POST TAGS: ሕብሪሰብብኢሳያስብኣማንኣማንኣስፍሃዘይብሉ
ቅልዕቲ ደብዳበ ንኣባላት መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ብኢሳያስ ኣስፍሃ October 14, 2010 1:52 amቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ዝኸበርኩም ኣባላት መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ፣- ፈለማ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ ብምቕዳም ኣብ እተሰላስልዎ ሃገራዊ ዕማም ዓወት እምነየልኩም፣፣ ቀጺለ ነዛ ቅልዕቲ ደብዳበ ክጽሕፈልኩም ዘገደደኒ ምኽንያት ከምቲ ኩላትና እንፈልጦ ብመሰረት እቲ ኣብ ምትሕንፋጻዊ ኮንፈረንስ ሰልፍና ዝተኣትወ ውዕል፣ እዚ መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ሰልፍና ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ሰለስተ ወርሒ ብኣቦ-መምበር ሰልፊ ብፓልቶክ ኣኼባ ክግበረሉ ዝብል ኢዩ ዝነበረ፣ Continue reading POST TAGS: ህዝቢመሰጋገሪማእከላይሰልፊቅልዕቲባይቶብኢሳያስንኣባላትኣስፍሃኤርትራደሞክራሲደብዳበ
ኣቦ-መምበር ኣቶ ወልደኢየሱስ ዓማር ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ። – ብኢሳያስ ኣስፍሃ September 6, 2010 2:17 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’ ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ። Continue reading POST TAGS: መምበርቀዳማዩብኢሳያስኣስፍሃኣቦኣቶካብወልደኢየሱስዓማርዳሕራዩገደደ።
ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ.ደ.ህ.ኤ) September 2, 2010 11:39 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብቀዳምነት ክቡር ኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ ብወገን ጥዕናኻ ጽቡቕ ክትህሉን ኣብ መነባብሮኻን ኣብ እተካይዶ ዘይሕለል ህዝባዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልካ። Continue reading POST TAGS: ህሓበሬታሕጋዊመሰንኣቶኢሳያስኣሰራርሓኣስፍሃኣባልኣገዳሲኤዝምልከትደፈ/ሽ
ምድስካል ኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ ብኣቶ ወ/ኢየሱስ ዓማርን ጭፍርኡን ዝበደሀ ኣኼባ መሰረታት ሰ-ደ-ህ-ኤ ጨ/ንፈር ዓባይ-ብርጣንያ፣፣ August 31, 2010 8:43 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዕለት 29 ነሓሰ 2010 ዓ.ም፣ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ተሓቢሩ ዝጸንሐ መደብ፣ ኣኼባ መሰረታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ- ብርጣንያ፣ ብውዕዉዕ መንፈስ ኣብ ግዚኡ ከም ዝተሳላሰለ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ፣፣ Continue reading POST TAGS: ህመሰረታትምድስካልሰብርጣንያ፣፣ብኣቶኢሳያስኣስፍሃኣቶኣኼባኤወ/ኢየሱስዓማርንዓባይዝበደሀደጨንፈርጭፍርኡን