ዕርቒ ዕልመናዊ (Secular Governance) ስርዓትን ጦዮክራስን (Theocracy) ይከኣልዶ? ንኤርትራ ሃገርናከ ኣየናይ የርብሕ? August 12, 2009 2:14 amፖለቲካassenna00 SHARE ብ ረዘነ ገ. ሚካኤል መተሓሳሳቢ፤ ክቡር ኣንባቢ። እዚ ጽሑፍ’ዚ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነጥበ መካትዒ ፊጢሩ ሓሳባትን ኣረኣእያን ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ጉዳይ’ዚ ንምስፋሕን መሃሪ ተራ ክህልዎን ተባሂሉ ዝጽሓፍ ዘሎ እምበር ንዝኮነ ናይ ፖለቲካ ሃልኪ ከምዘይኮነ ኣቐዲመ ክሕብር እፈቱ። Continue reading POST TAGS: governanceseculartheocracyሃገርናከስርዓትንንኤርትራኣየናይዕልመናዊዕርቒየርብሕይከኣልዶጦዮክራስን
ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ብጥሕሰት ናጽነት ፕረስ ንኤርትራ ወቒሱዋ። May 4, 2009 8:59 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብምኽንያት ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ንዝወርድ ግፍዕታት፡ ማእሰርትን ቅትለትን ንምዝካር ወትሩ 3 ግንቦት ተዘኪሩ ዝውዕለ ‘ዓለማዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ’ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ናጽነት ፕረስን ብእትገብሮ ዘላ ዓመጽን ጭፍለቓን ወቒሱዋ። Continue reading POST TAGS: ባራክብጥሕሰትናጽነትንኤርትራኣመሪካኦባማወቒሱዋ።ፕረስፕረዚደንት
‘ኤርትራ ፕረዚደንት ኦባማ ንምቕታል ምስ ዝውጥኑ መሻርኽቲ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዋ’ ብምባል ኣመሪካ ንኤርትራ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ተጠንቅቕ April 20, 2009 1:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራ ምስ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ንዘለዎም ግብረሽበራውያን ብምሕጋዛ ፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ኣመሪካ ከምዘጠንቀቐት ቴሌግራፍ ዝተባህለ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መሻርኽቲምስርክብስጉምቲብምባልተጠንቅቕንምቕታልንኤርትራኣለዋኣልቓዒዳኣመሪካኤርትራኦባማከምእትኽእልክትወስደላወተሃደራዊዝውጥኑፕረዚደንት
ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንዲሞክራስያዊ ኪዳን ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ለንደን ሰሚናር ኣካይዱ September 8, 2008 12:25 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንመሪሕነት ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኤርትራ ብምውካል ሎሚ 7 መስከረም ኣብ ለንደን ሰሚናር ኣካይዱ Continue reading POST TAGS: ለንደንሰሚናርብምውካልንኤርትራንዲሞክራስያዊኣምባሳደርኣብኣካይዱኣድሓኖምኪዳንገብረማርያም
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፋልማይ ሰሙን ናይዚ ዝመጽእ ወርሒ ንኤርትራ ክወርር እዩ” ትብል መርበብ ሓበሬታ መንግስቲ ኤርትራ ሻባይት.ኮም October 27, 2007 1:35 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን (ፋልማይ ሰሙን) ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ከካይድ እዩ’ ዝብል ሓበሬታ ካብ ትላላት ስለያን ግለሰባትን ሓበሬታ ከምዘሎ፡ መንግስታዊት መርበብ ሓበሬታ ሻባይት.ኮም ትማሊ ኣብ ዝዘርግሓቶ ሓበሬታ ኣፍሊጣ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታመርበብመንግስቲሰሙንሻባይትትብልናይዚንኤርትራኢትዮጵያኣብኤርትራእዩ”ክወርርኮምወርሒዝመጽእፋልማይ
ኣመሪካ ንኤርትራ ኣብ መስርዕ ግብረሽበራውያን ሃገራት ክትጽምብራ ትደናደን። August 18, 2007 2:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣመሪካ ንኤርትራ ምስተን መወልቲ ግብረሽበራውያን እትብለን ሃገራት ክትሰርዓ ትደናደን ከምዘላ ሮይተርስ ንላዕለወይቲ ብዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ብምጥቃስ ካብ ዋሺንግተን ኣብ ዘመሓልለፎ ጸብጻብ ይሕብር። Continue reading POST TAGS: ሃገራትመስርዕትደናደን።ንኤርትራኣመሪካኣብክትጽምብራግብረሽበራውያን
ኢትዮጵያ ንባድመ፡ “ንኤርትራ ክትገድፈላ ወሲና'” ተባሂሉ። June 15, 2007 9:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኢትዮጵያ፡ ነታ ቀንዲ ሰበብ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይና ዝጸንሐት ባድመ ንኤርትራ ክትሓድገላ ከምዝተሰማመዐት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበረ ካብ ኣሾሸይትድ ፕረስ ዝተባህለ ኣገልግሎት ዜና ዝረኸብናዮ ዜና ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ተባሂሉ።ንባድመ፡ንኤርትራኢትዮጵያክትገድፈላወሲና