Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

‘ኤርትራ ፕረዚደንት ኦባማ ንምቕታል ምስ ዝውጥኑ መሻርኽቲ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዋ’ ብምባል ኣመሪካ ንኤርትራ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ተጠንቅቕ

ኤርትራ ምስ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ንዘለዎም ግብረሽበራውያን ብምሕጋዛ ፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ኣመሪካ ከምዘጠንቀቐት ቴሌግራፍ ዝተባህለ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሩ።

ኤርትራ ምስ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ንዘለዎም ግብረሽበራውያን ብምሕጋዛ ፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ኣመሪካ ከምዘጠንቀቐት ቴሌግራፍ ዝተባህለ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT