Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፋልማይ ሰሙን ናይዚ ዝመጽእ ወርሒ ንኤርትራ ክወርር እዩ” ትብል መርበብ ሓበሬታ መንግስቲ ኤርትራ ሻባይት.ኮም

erመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን (ፋልማይ ሰሙን) ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ከካይድ እዩ’ ዝብል ሓበሬታ ካብ ትላላት ስለያን ግለሰባትን ሓበሬታ ከምዘሎ፡ መንግስታዊት መርበብ ሓበሬታ ሻባይት.ኮም ትማሊ ኣብ ዝዘርግሓቶ ሓበሬታ ኣፍሊጣ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT