ሰራዊት ደምህት ብጻዕቂ ኣብ ኣስመራ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብ21 ጥሪ ብታንክታት ዝተሰነዩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንሚኒስትሪ ዜና ተቖጻጺሮም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ክፍትሑን ብምጥላቦም ኣብ ኤርትራ ናዕቢ ከይልዓል ዝሰግአ ጉጅለ ህግደፍ ንሰራዊት ደምህት ካብ ከባቢ ሳዋ ናብ ኣስመራን ከባቢኡን ከምዘስፈሮ ይፍለጥ፡፡እዚ ናይ ሰራዊት
ሰራዊት ደምህት ብጻዕቂ ኣብ ኣስመራ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብ21 ጥሪ ብታንክታት ዝተሰነዩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንሚኒስትሪ ዜና ተቖጻጺሮም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ክፍትሑን ብምጥላቦም ኣብ ኤርትራ ናዕቢ ከይልዓል ዝሰግአ ጉጅለ ህግደፍ ንሰራዊት ደምህት ካብ ከባቢ ሳዋ ናብ ኣስመራን ከባቢኡን ከምዘስፈሮ ይፍለጥ፡፡እዚ ናይ ሰራዊት
Briefing Notes, 25 January 2013 This is a summary of what was said by UNHCR spokesperson Melissa Fleming – to whom quoted text may be attributed – at the press briefing, on 25 January 2013, at the Palais des Nations in Geneva. UNHCR is seeing rising incidents
Literacy or education at minimum gives one the ability to read and write and there is no doubt that President Afwerki is a literate or an educated man since he passes this test with flying colors. He at least has finished high school education and
እወ ድሃይ ገይሮም! ኣብ ዝሓለፈ እዋን ‘ድሃይ’ምበር ገይሮም’ ብዝብል ኣርእስቲ ናብ ኣሰና ዝልኣኽኩዎ ጽሑፍ ካብ ዝዝርጋሕ ንድሓር፡ድሃይ ኤርትራውያን ካብ ምስማዕ ኣየቋረጽናን። እቲ ካብ ኩሉ ዝበርተዐ ድሃይ እቲ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ሚኒስትሪ ዜና ብዕለት 21 ጥሪ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝኾኑ ተባዓት ዘንጎድጎዱዎ ቅዋም ንኽትግበርን ናይ ፖለቲካ
ደቂ-አረይ ከመ’ለኹም ብሓበራ እንታይ ደኣሉ ዝነፍስ ጥቓ-ጥቓ’ዚ እዝንና፡ ንስሓዶ ኣትዮም’ዮም፡ እንዳ ዝናን-ባህታን ክዕረቑና! ውድእ ክብል’ወ! ስቓይ’ዛ ሓዳስ ኤርትራና። አረ! ሰሚዕኩምዶ ጥዑም ወረ፡ ምስ’ዚ ዜና ታንክታት ሓሊፈን ብመንደፈራ፡ ዓጠምጠም እና’በላ። [embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/01/Bisrat_Daniel.pdf[/embed]
ሕጂኸ መን ከድዐ መን ጠለመ? 01-27-2013 ረድኢ ክፍለ ባሻይ እግሪ ጀጋኑና ምስ ሰጎመ ሕጂኸ መን ከድዐ መን ጠለመ? ድሃይ ዐወት ምስ ነቀወ ፎረቶ መን ድኣ ተረኽበ ዘራጊቶ? ሻማ-ሻማ ምስ በለ ጥሒሻ ኣብ መንጎዶ ጸንሐ ቀዳድ ክሻ! እንተዓጸኻ ጎሮሮ ናይ ዝብኢ ኣብ ጥቓኻ ’ጸንሕ ነቓዕ ገንኢ ተዛረቢ ፎርቶ መን ጠለመ? ሕራይ ኢሉ ድሓር መን ሃደመ? ጎዶ ንህቢ ምዓር ዝብርበራ ኣበይ’ሞ
ERITRAN-TORONTONIANS IN SUPPORT OF THE JANUARY 21st GLORIOUS MOVEMENT: Press Release January 28, 2013 Eritrean-Canadians in Toronto and its surrounding held an extensive meeting on Sunday, January 27, 2013 to register a noble position in history by welcoming and paying homage to the heroes of January 21st, considering
ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 6ይ ክፋል 26/01/2013 ኣብ ዝሓለፈ ተኸታታሊ ጽሑፋት ከም ዝገለጽኩዎ፣ እቲ ክፉእ መግዛእትን ግፍዕን ህግደፍ ዝመረሮ ኤርትራዊ፣ ሃገሩ ገዲፉ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ሱዳንን ኢትዮጵያን ተሰዲዱ ኢዩ። ህግደፍ ኣጸቢቑ ዝፈልጦን፣ ኩሉ ግዜ ደጋጊሙ ዝዛረበሉን ‘ኤርትራዊ ኣብ ዝኸደ ኸይዱ፣ ስቓይ ህዝቡን ሃገሩን ሸለል
ጌናለዉ ጀጋኑ ኣብ ሃገርና ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 26/01/2013 Norway ብዙሕ ተሻቒልና ደንጉዮም እናልና ደቂ ሓራስ ነብሪ ሕጅስ ተበሲርና ጥዑም ወረኹም መድሕን ህዝብና ኣብ ዓዲዩ ዘሎ ደጀን ናይ ቃልስና ካብ ውሽጢ ምንጪ ሕልምናዩ ብደገውን ኣይሓመቑን ተሰሪሑዩ ብዓቕሞም ይቃለሱ ኣለዉ ይጓየዩ ኣንታ ውጹዕ ህዝቢ ክወግሓልካዩ ካብ ሕጂ ንንዮ ህግደፍ ኣብቂዑዩ ይንዋሕ ይሕጸር ዓወትና ግድንዩ ብውሕልነት ጽፉፍ ስራሕ ተጀሚሩ ብዘይ ሕብእብእ ሰራዊት ከበራብሩ ጥዑም
እንታይ እዩ በደልና ኣንቲ ሃገር ስውኣት መላኺ ሒዙና ዚኸይድ ናብ ጥፍኣት ከም ግብረ ሽበራ ናይ ሰላም መንድዓት ኣብ ምልእቲ ዓለም ገይሩና ገንሸላት! ኤርትራዊ’የ ከይብል ብስምኪ ኮሪዐ ምስልኺ ምኽፍኡ ክዕለል ሰሚዐ ዉሉድኪ ካብ ቤቱ *እናተቐምዐ *ብሓይሊ እናተወስደ ኣብ ማሕዩር ብስቓይ እናተጣርዐ ደቀይ ዘይምባልኪስ ሓዚነ ነቢዐ! ብዓል ኣልጀዚራ፡ ቢቢሲ፡ ሲ ኤን ኤን ብሰንኪ መላኺ ድያብሎስ ኣረሜን ሲኦል ዜጋታታ ምዃንኪ
ሓደ እዋን መንግስቱ ሃየለማርያም ምስ ገሸ፡ ጀነራላቱ ካብ ስልጣኑ ከውርድዎ ፈቲኖም ከምዝነበሩ ዝዝከር’ዩ። ኣብ’ታ መዓልቲ’ቲኣ ኣብ ማእከል ኮምቢሽታቶ፡ ፊት ካተድራለ ኣብ ስራሕ ኔረ። ሽዑ ድሕሪ ፋዱስ ጸሓይ ብመራራ ኣብ ፊት ስርሐይ እዝግዮ ዝኾነ ጠያይቲ ዘው-ዘበለት ጂፕ፡ ቀይሕ ቆብዕ ጌሮም፡ ናይ ኣየር ወለድ ክዳን ዝተኸድኑ ወተሃደራት
ዝሓለፈ ሰኑይ 21 ጥሪ 2013 ጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልና ብታንክታትኩም ተዓጂብኩም ሃንደበት ንሚኒስትሪ ዜና ብምቁጽጻር ንሓላፊ ቲቪ-ኤረ ጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ ብሓይሊ ብረት ብምስግዳድ “ ቅዋም ኪትግበርን ናይ ፖለቲካን ስግረ-ዶባትን እሱራት ኪፍትሑን” ዝጠልብ ጻውዒትኩም … ጻውዒት መላእ ህዝቢ ከምዘንበቦ ብማዕከናት ዜና ደምበ ተቓውሞ ምስተቓልሐ፡ እታ ንነዊሕ
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንለውጢ ብምድጋፍ ሎሚ 27 ጥሪ ኣብ ፊት ቤተመንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ 10 Downing Street ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ብሕልፊ ድማ ካብ ለንደን ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተረኽቡ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/01/Forto2013_cali.pdf[/embed]
ኣብቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ፡ ቀንዲ ህንጻ ሚኒስትሪ ዜና ዝተኻየደ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ምንቅስቓስ ንለውጢ ብኡ ንብኡ በቶም ተንቀሳቐስቲ ንለውጢ ዝተቐትለ ሓላፊ ብርጌድ ረሻሽ ዝነበረ ኮለኔል ስባህትለኣብ ጽገ (ወዲ ጽገ) ብ 25 ጥሪ ኣብ ደቀምሓረ ከምዝተቐብረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ኣቐዲሙ ምስቶም ናይ ለውጢ ወገን ምንባሩ
እቲ ኣብ ደንደስ ውድቀት ዝርከብ፡ ዕድመ ስልጣኑ ብዝኾነ ዋጋ ከናውሕ ሃነፍነፍ ዝብል ዘሎ እኩይ፡ ፈላላዪ፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ድሌትን መንፈስን ዘንጸባርቕ ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ እዋናዊ ጠለባት ዘቕረበ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ምንቅስቓስ፡ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ ኣብ ዝለዓለ
What ever might have happened in Asmara to silence the rebellion, there is NO EXIT WITHOUT A CONSTITUTION, I don't even understand how Afwerki missed this basic social requirement of coexistence and expected us to live without one for so long unlike any other nation
We call for all our Eritrean People in the United Kingdom, Men, women, and Youths alike; to peacefully demonstrate in solidarity with our people and its heroic soldiers who are hungry to remove the shackles of slavery and dictatorship ندعو كل الإرتريين بالمملكة المتحدة نساءً ورجالاً..
ዝሓለፈ ሰኑይ ዕለት 21 ጥሪ፤ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" ታንክታትን ረሻሻትን ኣምሪሖም ብዝመጹ ኣስታት 200 ወተሃደራትን ኣዘዝቶምን ተኸቢቡ ከም ዝወዓለን ንሓጺር እዋን ሕቶ ፖለቲካዊ ጽገናታት ዝሓዘ መግለጺ ኣብ ኤሪ ቲቪ ብኣስገዳድ ከም ዝተፈነወን ተኸታቲልና። ኣብዛ ከቢድ ራዕዲ ዝሰፈናን ህዝባዊ ይኹን ወተሃደራዊ ምልዕዓል ኣይሕሰበላን እትበሃል ዝነበረት ሃገር
ሚኒስትሪ ዜና - ብሓሳብ (Idea) ዝነደየ ትካል ሚኒስትሪ ዜና ብሓይሊ ሓሳባት ዝተሳዕረ ትካል እዩ። ሓይሊ ሓሳብ ከይህልዎ ሓቂ የብሉን። ሓቂ ከይሓዘ ከኣ ሓይሊ ሓሳብ ክህልዎ ኣይክእልን። ብቴክኒካዊ ብቕዓት፡ ቴክኖሎጂን ባጀትን ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዕብየት ከም ዘርኣየ ዝከሓድ ኣይኮነን። እዚ ኹሉ ግን ብገንዘብ ሸሚትካ ዝመጽእ እዩ።
ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ሰራዊት ቐጠር መጀር ጀነራል ብን ዓሊ ኣል ኣታያ ምስ መዘናኡ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ተዘራሪቡ፡፡ክልቲኦም ሰበስልጣን ብ21 ጥሪ ኣብ ዶሃ ርእሰ ከተማ ቐጠር ተራኺቦም ዝምድና ሃገራቶም ብፍላይ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ዝሕይለሉ መዳያት ከምዝተመያየጡ ተፈሊጡ፡፡ኣብቲ ኣኼባ ብርክት ዝበሉ መኮነናት
The Leadership of the Eritrean National Council for Democratic Change is calling upon all Eritrean Communities in all continents - all political Organizations, Civic Societies, Human Right Organizations, youth and women associations, faith communities, Eritrean media, Eritrean social networks – and also the international community
ከም ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ቴክሳስ ዘለዉ ኤርትራውያን ብፍላይ ከኣ መንእሰያት፡ ነቲ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ኤርትራ፡ ዝግበር ዘሎ ሰብኣዊ ክትራንን፡ ኢሰብኣዊ ተግባራትን፡ ንምኹናን፡ ብዓርቢ 25 ጥሪ 2013፡ ብሰለማዊ ሰልፊ ቁጠዐኦም ገሊጾም። እቶም ካብ ህይስተን፡ ዳላስን ሳንኣንተንዮን፡ ዝተኣከቡ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን፡ ኣብ 1919 Smith St
Why did the generals, colonels and ministers want to overthrow their master after all those years of serving him and benefiting from his rule? Why are they trying to distance themselves from him at this time? What changed that promoted reform? The latest uprising against Isaias
Reliable demo.archive.assenna.com sources from Asmara indicate that Isaias Afewerki, the unelected leader of Eritrea, is seriously ill. According to the sources, Isaias has recently been to Qatar two times for intensive medical treatment. Many Eritreans inside the country are aware of Isaias’ ill health; however, the government
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/04/Eritrean_PR_to_UN-041812.pdf[/embed]
(RTTNews) - The United States has issued Travel Warnings advising its citizens of the risks of traveling to African countries of Burundi and Eritrea. In a Travel Warning update on Wednesday, US State Department said it reiterates existing security concerns in Burundi, and that security restrictions
Eritrea’s government denied accusations by Ethiopian Prime Minister Meles Zenawi that it was responsible for abducting more than 100 gold miners in northwestern Ethiopia. The incident, which took place “recently,” was one of a series that prompted a counter-offensive by Ethiopian forces on March 15, when
Juba — Rebels fighting the South Sudan government are receiving weapons and ammunition from Sudan and Eritrea, says a report by Small Arms Survey; an independent research project in Geneva. The group's evidence also suggests close ties between South Sudan's army and the Sudanese rebel Sudan
* Study shows 85 pct increase in fertiliser reserves * Australian firm says to increase mine life (Reuters) - Australia-based South Boulder Mines has upgraded its flagship Colluli potash mine in Eritrea to a first tier asset, after a study indicated an 85 percent increase in reserves,
* Meles says Addis Ababa has taken unnamed measures * Claims come a month after Ethiopia raids inside Eritrea * Asmara denies links By Aaron Maasho ADDIS ABABA, April 17 (Reuters) - Ethiopian Prime Minister Meles Zenawi accused Eritrea on Tuesday of abducting dozens of Ethiopian miners from the
Eritrean Unity Movement in Norway When the Norwegian Broadcasting Corporation (NRK) (Eritrea-regimets ungdomsparti får grasrotmidler) exposed the real intentions (Fire eritreere hoppet av i Norge) of the YPFDJ 7th Conference(Bevilget hundretusener til omstridt ungdomsparti) held in Oslo in April 2011, the Oslo branch of the organization
Reporters Without Borders 6 April 2012 Reporters Without Borders has learned that the journalist Yirgalem Fisseha Mebrahtu, incustody since her arrest in February 2009, was admitted to hospital in the Eritrean capital Asmara earlier this year. The organization is extremely worried about her state of health and