ሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢ (ኤሃባደለ) ጨንፈርሳንድያጎፍሉይኣኼባኣካይዱ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ሳንድያጎ ብዕለት 10/27/13 ኣኼብኡ ብምግባር ኣገደስቲ ነጥብታት ናይ ባይቶ ኣልዒሉ ዘትዩ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ከምቲ ብህዝቢ ተስፋ ዝተገብረሉ ንተቓውሞ ቓልሲ ብጉቡእ መሪሑ ከም ዘይሰርሐ ዘይካትዕ ገምጋም ተዋህቦ። እቶም ቀንዲ ሽግራት ካኣ ብመሰረቱ ካብ ኣቀዋውምኡ ብኮታ ምኻኑን፡ ኣብ መንጎ
ንፈነወታት ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን በዚ ዝስዕብ መስመር ምክትታለን ይከኣል፣ Satellite : Nilesat Azimuth : 8.0 degrees West Frequency : 11.678 MHz Polarisation : Vertical Symbol rate : 27500 FEC : 3/4 Channel name : Radio Assenna/Medrek Service ID: 8100
ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን ካብ ጽባሕ ዓርቢ 1 ሕዳር ኣትሒዘን፣ ኣብ ‘ናይል ሳት’ መዓልታዊ፣ ናይ 24 ሰዓታት ፈነወ ሳተላይት (ዲሽ) ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ክጅምራ እየን። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቲ ፈነወታት ብ ‘ኦን ላይን ስትሪሚን’ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (demo.archive.assenna.com) ክከታተሉዎ ንዕድም። መዓልታት ፈነወ ናይዘን
Dear friends In solidarity with the declaration of the Africa union and the call made by Assenna Foundation for Eritreans to mark Nov 3, 2013 as a continental mourning day for our brothers and sisters who perished in Lampedusa, we will be making several thousand calls with a
Professor Lionel Cliffe staunch supporter of Eritrean struggle had died: By Petros Tesfagioragis During the long years of struggle Eritrea was blessed with internationalist support, political parties, film makers, researchers, academicians, trade and student unions, anti-colonial and human rights activists etc. One of the many supporters was
ዘይኤርትራዊ ስነ-ምግባር ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ንኹንን! ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ዚ ናይ ላምፐዱሳ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብ ከቢድ ሓዘንን መልቀስን ይርከብ ኣሎ። ልብኻ ዝትንክፍ ገዓርን ብኽያትን ኣዴታት፡ ኣቦታት፡ ኣሕዋት፡ ኣሓትን፡ ቤተሰብን መሓዙትን ናይቶም ዝተጎድኡ ዜጋታትና ኣብ ኩሉ ዓለም ይስማዕ ኣሎ። ደረፍቲ ኤርትራ ግን ኣይግድን! ኣብ ልዕሊ ሬሳ ኣሕዋትኩም ጓይላ ተኺልኩም ክትላሃዩ
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፣ እቲ ብ ዕለት 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ኣሰቃቒ መቕዘፍቲ ናይ 357 ዜጋታትና ንኹልና ኤርትራውያን መሪር ሓዘኑ ገና ኣይወጽኣልናን። እቲ ሓዘን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑዎ ‘ኳ እንተሎ፣ ካብኡ ናብኡ፣ እቶም ተጻዒሮም ዝወለዱ፣ ሓርኮትኮት ኢሎም ዘዕበዩ ወለዶም፣ ዳርጋ ወርሒ መመላእታ ሞቶምን ህላዊኦምን ጠፊኡዎም
ኣጸያፊን ነውራምን ስነ-ምግባር ውከልቲ ኢሰያስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹንን!! ኣብዚ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ኣጋጢሙሉ ዘሎ ዘግናኒ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከቡ ኣለው። እዚ ህይወት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ዝቐዘፈ ፍጻመ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ዓለም ኣስካሕኪሑ ይርከብ። ከም በዓል ጣልያን ዝበላ ሃገራት
ሓበሬታ ሽማግለ ረድኤት ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ላምፓዶሳ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን መንእሰያት ጃምላዊ ህልቂት ምኽንያት ብምግባር ብ10/13/2013 ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ ኣኼባ ድሕሪ መሪር ሓዘኖም ምግላጽ ብዝቐረበ ኣጀንዳ መሰረት ብዛዕባ ኣድላይነት ሞራላውን ገንዘባውን ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ ዘትዩ። ኣኼበኛ ኣብ
The Coordination DEMOCRATIC ERITREA in Italy, has organised a manifestation which will take place in Rome, on the 25st October 2013 in order remember the Mediterranean sea victims & to draw the attention of the International Community on the political situation existing in Eritrea at the moment The
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Toronto_Seattle_Tribute.pdf"]
ንኩሉኣብቦስቶንንከባቢኣንዚርከብኤርትራዊ። ኣብዚ ቅንያት’ዚ : ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣጋጢሙ ዘሎ ንክትሰምዖ ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ህልቂት: ንልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ተንኪፉ ይርከብ። ግዳይት ናይ’ዚ መቕዘፍቲ’ዚ: (መብዛሕቲኦም) ኣቐዲሞም ንህዝብን ሃገርን ውዕለት ዝፈጸሙ ዜጋታት’ዮም ነይሮም። ግን’ከ በቲ ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ተማሪሮም: ፍትሒ ስኢኖም: ዓለም ከም ዓይኒ- ዑንቂ ጸቢባቶም:
ደለይቲ ለውጢ ዜጋታት ካብ ውሽጥን ወጻእን መላእ ህዝቢ ኤርትራ በዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ መቕዘፍቲ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሓትን አሕዋትን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ እዩ። እቲ ካብ ማዓሙቕን ገማግምን ባሕሪ ብመንግስቲ ኢጣልያ፡ ብልዑል ሰብኣዊ ክብሪ፡ ተኣኪቡ ዘሎ ሬሳታት አሕዋትና ከኣ ናይ ግድን: ዕትብቱ ናብ ዝተበትከሉ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/memorial-service.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Invitation_dalas.pdf"]
ህጹጽ ህዝባዊ መጸዋዕታ (ኣኼባ) ንኤርትራውያን ተቐማጦ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ጅምላዊ ህልቂት ኤርትራውያን መንእሰያት ምኽንያት ብምግባር ንሰንበት ዕለት 10/13/2013 ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር ብኣኽብሮት ንጽውዕ። ዕላማ ናይ'ቲ ኣኼባ ከኣ፡ ሕልናና ዘፍቅዶ ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ መጸናንዒ ደበስ ንምውጻእን ናብ ሓዘንተኛታት ዝበጽሓሉ ዝከኣለሉ መንገድን ኣገባብን ንምልዛብ። ኣስከሬን ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት
ንኹላቶም ነበርቲ ስታቫንገር፡ ሳንድነስ ከምኡውን ከባቢ ስታቫንገር ብሓፈሻ። ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱሳ ንዝሞቱ ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ናይ ሕልና ጸሎት ክግበር ስለ ዝኾነ ነፍስወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ ክርከበልና ብትሕትና ንሓትት። ቦታ፡ ሳንክት ፐትሪ ሺርከ ክሉብ ጋታ 6 ዕለት፡ ሰንበት ዕለት 13.10.13 ሰዓት፡ ልክዕ 13፡00 ብደሓን ምጽኡ።
Eritreans residing in Melbourne/Australia will hold a candlelight vigil to pay their last tribute and to commemorate the tragic death of more than 300 Eritreans in Lampedusa/Mediterranean Sea, Eritrean Community in Australia Candlelight Vigil 11 October 2013 / 5:30pm Location: Out side Melbourne Town Hall – City Square
INVITATION TO JOIN OUR MARCH TO STOP THE KIDNAPPING AND TORTURE OF MIGRANTS IN THE SINAI WHEN? ON UK ANTI-SLAVERY DAY & EU ANTI-TRAFFICKING DAY – FRIDAY 18TH OCTOBER, 2013 MEETING POINT FOR THE MARCH 12 noon under Marble Arch, London W1H 7DX. We aim to reach Old Palace Yard
ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ
ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!! ወየ! ኣነ!!! ኣንታ እንታይ ተረኸበ ሎሚ ቕነ ማእከልይ ባሕሪዶ ዘቕበበ በለ ኣነኣነ ንዋርሳይ ወዲ ይካኣሎዶ! ኣማሰነ ዓለም ብዓለሙ ኩነታቱ ኣሕዘነ። መንእሰይ ሃገረይ ረጋጽ ዓፍራ ዋርሳይ ዝብሉኻ ረኻቢ መከራ ውልድ ምስ በለ ሃገር ተሓሪራ ንዓወት ዘይኮነት ንመከራ ዕድሚኡ ከይሸወት ሓሪራ ናይ ጥልመት ሰፈር መፈንጠራ ሳዋ ትባሃል መደበር ተቖርቑራ ንኹሉ ተደንቑር ብሓበራ ኣደታት ዓለላ ደጊመን ጨደራ ዉላደን
ንስሓ ተጋዳላይ ኣያታትና ገድሊ ምሂሮምና “ኩንታል በሊዕካ ምጻእ” እናበሉ ሳላ ዘትብዑና… ተዓዊትና ካብ በረኻ ኣቲና ከተማ ንሕና… ዘይከም ኣያታትና ሕድሪ ጠሊምና እሾኽ ምድርቤት ዘሪእና ኣሕዋትና… ደቅና… መለሳ ኣደራዕ ሞት መሪጾም ኣብ ባሕሪ… ኣብ ሲና ሕጅስ ተጣዒሰ ዘኪረ… ስዉኣት ሳሊና ሙዃኑ ኣሚነ እቲኦም ኣንጻር መግዛእቲ እዚኦም ኣንጻር ጭቆና ብሰላም
Alazar was the son of Mesfin Gudum and Misla Debessai. He is one of five boys and two girls. Five of them joined the Eritrean liberation struggle. Fikre Mesfin and Aron Mesfin sacrificed their lives while Meheretu suffered severe injuries and is disabled. Mesgina was
መግለጺ ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብርጣንያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሕና ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዕለት 4 ነሓሰ 2013 ስሩዕ ኣኼባና ኣካይድና፤ ሓደ ካብቲ ኣገደስቲ ኣጅንዳታትና ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦወንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት (ኤሃባዲ) ድ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ ዝተወሰደ ስጉምቲ
The 4th ordinary session of the Executive Office of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) began its meetings on July 1, 2013 and ended its work on the 13th of the month. After deliberating on various agenda items and making decisions the session
ዝኸበርኩም ዜጋታት ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ኣደራዕ ንኹልና ብሩህ ኮይኑ ብዛዕብኡ ኩልና ነጋማድሖን ንዛራረበሉን ኩነታት ኢዩ፡፡ሽግር መንእሰያት ብሓፈሻ ኩነታት ራሻይዳን በደዊንን ብፍላይ ነእዛና መሪር ኮይኑ ኣሳቒዩናን የሳቕየናን ኣሎ፡፡እዚ ኩነታት ህርኩታትን ንሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ትጉሃት ዜጋታትን ነዚ ኩነታት እዚ ብዝኽእልዎ ኣገበብ ይቃለስዎን
Despite the UNHCR harsh criticism, last Thursday Israel deported at least one Eritrean to Uganda. Since there is no agreement between Israel and Uganda,[1] he was deported back to Egypt, where he is now detained, at the airport in Cairo, begging for assistance. The man, Tesfamihret Habtemariam, was arrested
Press Statement EMDHR Holds Its 4th Congress The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) in South Africa held its 4th successful Congress on 17 February 2013 in Pretoria, South Africa. Members of the Movement travelled from around South Africa to participate in the Congress
MEMORANDUM HANDED OVER TO: Mr. Max Vuyesle Sisulu, Speaker of the National Assembly of South Africa Mrs. Maite Emily Nkoana-Mashabane, Minister of International Relations and Cooperation 18 FEBRUARY 2013 IT IS TIME TO BREAK THE SILENCE In our country, Eritrea things are going from bad to worse. THIS IS AN APPEAL
EYSC-Bay Area አብነት አፍሪቃውያን መንእሰያት ተባሂሉ ሽልማት UBUNTU ረኺቡ። እዚ ሽልማት እዚ ዓመታዊ ብፓን አፍሪቃ ማለት (Priority Africa Net work) ዝዳለው ኮይኑ ንህቡባት ማሕበራትን ዉልቀሰባትን ዝወሃብ እዩ። ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ ነዚ ሽልማት ክበቅዕ ዝኸአለ አብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ንኽሰፍን ንዘካይዶ ዘሎ ዘይሕለል ጻዕርን