http://www.youtube.com/watch?v=dZ9E6RBpOHE&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=dZ9E6RBpOHE&width=200&height=200
ካብ በርሚንግሃም፡ ማንቸስተር፡ ሊድስ ዝኣመሰላ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ናብ ለንደን ብውቶቡሳት ንሓያለ ሰዓታት ዝወሓዙ ኣማኢት ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንሳልሳይ ግዜ፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኣዝዩ ቆራሪ ዝነበረ ኩነታት ኣየር ከይዓጀቦም ኣብቲ ንስርሒት ፎርቶ
ደምዳሚ መግለጺ ባይቶ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ሽዱሽተ ወርሓዊ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 17-20/02/2013 ኣካይዱ። ባይቶ ስምረት ኣብ ኣኼባኡ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንጥፈታቱ ገምጊሙ ካብ ኩሉ ክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ብምስማዕ ስፍሕ ብዝበለ ኣገባብ ዘትይሉ። ብክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ምስ ገምገመ ናብ ናይ ዞባታት ወከልቲ ብምሕላፍ ካብ
http://www.youtube.com/watch?v=2DiVhNt74Cg&width=200&height=200
ኢሳያስ ፍጥር ካብ ዝብል ምሕሳው መፋጥርቱ እዩ እንተ ተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ምህሳው ሓጥያት ወይ ጌጋ ምዃኑ ጠፊኡዎ ዘይኮነ ግን ኣብ ስልጣን መታን ክጸንሕ ከደናግር ስለ ዝደለየ ጥራይ። ብዝኾነ፡ ድሕርቲ ታሪኻዊ ፍጻሜ ስርሒት ፎርቶ፡ ንሰለስተ ቕነ ተሓቢኡ ድሕሪ ምቕናይ፡ ነቲ ኵነታት ብዝጥዕሞ መነገዲ ኣቃሚሙን ብሃሶት ላዕጢጡን
ብ21 ጥሪ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ሚኒስተሪ ዜና ብትብዓት ኣትዮም መረረ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተለቪዥን ብቐጥታ ብኣስመላሽ ኣብርሃ ከምዝንበብ ዝገበሩ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዘሎ ሓቀኛ ኤርትራዊ ሓያል ፍናን ሓበንን ተስፋን ሂቦም እዮም። እዞም ሰባት እዚኦም ደኣ ብኸመይ
ኣብ ካርቱም 200 ዝኣኽሉ ኤርትራውያን፡ ላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበረሎም ጻውዒት መሰረት፡ ብዕለት 19 የካቲት ብዛዕባ ኹነታት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ንምዝታይ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ካብ ካርቱም ንኣሰና ሓቢሮም።እቲ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ (ዩኒሴፍ) ከምኡ’ውን ዎርልድ ቺልድረን ዝተሳተፉዎ ኣኼባ፡ኣብ ጉዳይ መንነት ወረቐት ስደተኛታት፡ ትምህርትን
Fearless Afwerki the Bravo (PART II) Dedicated to President Afwerki by Fetsum Abraham Books: From Feminist to Rapist//The Curse of being and Living It//AMAZON BOOKS From the Diary It was in September 1990 few months before independence when the DERG was taking punches left and right in Eritrea and in Ethiopia,
http://www.youtube.com/watch?v=8y-JZUXsE8I&width=200&height=200
ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡ ንኣድላይነቱ ብዝምልከት፡ ብመንግስቲ ይካየድ ንዘሎ ጎስጓስ እንታይ ከምዝመስል፡
ሳላ እቲ ዲፋኖ! ሳላ እቲ *ዲፋኖ ስውእ ሓርነትና *ገንሸል፡ ተባዕታይ በጊዕ ሳላ እዛ ፎርቶ’ወ ከፋቲት *መንቀና *ዓብዪ ናይ ቀጽሪ ማዕጾ እቲ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰልና ወዮ ማይን ልችን ጃሕጃሕ’ኳ ኢሉልና! ውዕሎ ናይ ጀጋኑ እዛ ስርሒት ፎርቶ እዛ ክብርቲ ዕለት ከመይ ደሓን ትእቶ እቲ ብኩፖን ህግደፍ ዝተዓደለቶ ቁንጣሮ መሸላ ኣደ ዝለሰቶ መጎጎ ኣናዲያ ጣይታ ክትስንክቶ ብሒቚ ተሰኪማ ምዛር ገዲፋቶ! ሳላ
Eritreans from all over the United Kingdom prepare for another demonstration for democratic change outside the Eritrean Embassy LONDON, on Friday 22 February 2013
ኣብ ሓሞኽሽቲ ምልኪ፡ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክትህነጽ ኢያ ነቲ ኤርትራውያን ኣብ መዓስከር ሸገራብን ሲናይን ዝወርዶም ዘሎ ግፍዒ ንምኹናንን ንስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ንምምጋስን ኣብ ኦስሎ ብ15ጥሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዘሐብን ነይሩ፡፡ ሰልፈኘታት ካብ 15ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣዋልድን ኣወዳትን 70 ዝረገጹ ኣቦታት ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኖርወይን ካብ ሽወደንን ተጋዒዞም ኣብ ማእከል
In-depth details on the Eritrean Defense forces operation for change (Operation Forto) Feb. 17. 2013 Part 3 Major-general Omer Tewil and Major-general Haile Samuel (china), even though they were called to Asmara by the president, however, they declined his call and decided to remain in their base. Colonel
http://www.youtube.com/watch?v=7Tpnw-9V40Q&width=200&height=200 Do you remember, Hiriyti, the amputee young woman, who was featured on Radio Assenna “Voices of Torture from Sinai”? Her anger and despair that she lived to face the ugly side of life as if her disability was not tough enough was evident throughout the
By Andrew Jackson Oryada BBC Sport, Kampala Uganda has granted asylum to the 15 players from the Eritrea football team and the team doctor whoabsconded in the country in December during the 2012 Cecafa Tusker Senior Challenge Cup. Apollo David Kazungu, the Commissioner for Refugees in the Office
ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና። 19-02-2013። ኣብ ብዓለሙ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከም ሕ/ሰብና ካብ ብጥንቱ ሓድሽ ፍጻመታት ንምስማዕ “ኣብ ጓይላ እንታይ ይበሃል ኣሎ“? ኢልካ ምጽንጻን እቲ ኣውራ ምንጪ መረጋገጺ ህሉዊ ኩነታት ነበረ። ጓይላ ብባህሪኡ መአከቢ መንእሰያት ስለዝኾነ ንእዋናዊ ፍልጠቶም፡ ብድፍረት ክድርጉሕዎ ይስምዑ። እቲ ቀንዲ ሰራጽነቱ ከኣ ብመሳጥነቱ
Fearless Afwerki the Bravo (PART I) Dedicated to President Afwerki by Fetsum Abraham Books: From Feminist to Rapist//The Curse of being and Living It//AMAZON BOOKS Dear readers; You know things happen for a reason and it so did in the FORTO occasion for me to briefly introduce my books [on justice
ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ እንደገና ተኣሲሩ። ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ (ወዲ ሓጂ) ምስቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ብተኣሳሰረ ምኽንያት ዳግም ተኣሲሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ሚኒስተር ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ ኣብ ጽባሕ ናይቲ ብሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ተኣሲሩ ኳ እንተነበረ ኣብ
http://www.youtube.com/watch?v=2HMjJAGZPv4&width=200&height=200
Press Statement EMDHR Holds Its 4th Congress The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) in South Africa held its 4th successful Congress on 17 February 2013 in Pretoria, South Africa. Members of the Movement travelled from around South Africa to participate in the Congress
MEMORANDUM HANDED OVER TO: Mr. Max Vuyesle Sisulu, Speaker of the National Assembly of South Africa Mrs. Maite Emily Nkoana-Mashabane, Minister of International Relations and Cooperation 18 FEBRUARY 2013 IT IS TIME TO BREAK THE SILENCE In our country, Eritrea things are going from bad to worse. THIS IS AN APPEAL
EYSC-Bay Area አብነት አፍሪቃውያን መንእሰያት ተባሂሉ ሽልማት UBUNTU ረኺቡ። እዚ ሽልማት እዚ ዓመታዊ ብፓን አፍሪቃ ማለት (Priority Africa Net work) ዝዳለው ኮይኑ ንህቡባት ማሕበራትን ዉልቀሰባትን ዝወሃብ እዩ። ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ ነዚ ሽልማት ክበቅዕ ዝኸአለ አብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ንኽሰፍን ንዘካይዶ ዘሎ ዘይሕለል ጻዕርን
ኣብ ጅዳ፡ ስዑዲ ዓረብ፡ ካብ ምሉእ ዓለም ዶላራት ን ዲክታተርያዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምቕባል ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ሓዋላ ዘሳልጥ ዝነበረ መጋበርያ ዓብደልሓይ ዓብደልቓድር፡ ትማሊ ምሸት ብ ፖሊስ ስዑዲ ዓረብ ተታሒዙ ኣብ ማእሰርቲ ተዳጕኑ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ጅዳ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ቤትስፍየት ዙርያታት ዘለዎ ዓብደልሓይ ዓብደልቓድር፡ ካብቲ ኣብ
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 8ይ ክፋል ጭዉያ ኣቓልቦ ህዝቢ ብጉልባብ “ግዳማዊ ተጻብኦ” ሓደ ካብ ቀንዲ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና፤ ኣቓልቦ ህዝቢ ንግዳም ከም ዝግዕዝ ምግባር እዩ። "ሕቘን ከብድን ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢን ስርዓትን ምቅርራብ" ብዝብል ብሉይ ሜላ “ማሕበረሰብ ዓለም እናዘረየና’ሞ እንታይ ዘይገበርና!?” ዘስምዕ ቃና ዘለዎ ትሕዝቶታት
ቅልዕቲ ደብዳቤ፣- ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።- ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት
በቶም ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ጨካናት በደዊን ኣብ ሲናይ ጅሆ ተታሒዞም ኣብ ሓደ ማሕዩር ይሳቐዩ ኣስታት 30 ኤርትራውያን፡ ብምቕጥቃጥን ሓዊ ምትኳስን ተሳቕዮም፡ ሓንቲ ሕርይቲ ዝተባህለት፡ ኣብ ዚሓለፈ መደብ፡ “ድምጺ ስቅያት ካብ ሲናይ” መደብ ራድዮ ኣሰና ኣዛራሪብናያ ዝነበርና ካብ ሸገራብ ኣብ ድሮ ሓዱሽ ዓመት ዝተጨውየት ስንክልቲ (ቆራጽ
In-depth details on the Eritrean Defense forces operation for change (Operation Forto) Feb. 17. 2013 Part 2 Ambiguity, betrayal and mercenary of Esayas Eseyas and his mercenary messengers’ General Sebhat and Brigder General Eyob (halibay) oath on the name of martyrs not to shoot towards the office of
ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 9ይ ክፋል 16/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ብዛዕባ ተኽእሎታት ብረታዊ ተቓውሞ፣ ብፍላይ ከኣ ነቲ ‘ኣበይን’ ‘ብኸመይን’ ዝብል ሕቶታት ብኸፊል መሊሰ ነይረ። ብዙሓት ሰባት ከም ዝብልዎ “ብጎነጽ ዝመጽእ ስርዓት ብጎነጽ ኢዩ ዝኸይድ፣ ስለዚ እቲ ብረታዊ ተቓውሞ ንባዕሉ ካልእ ወታደራዊ ስርዓት ስለ ዝፈጥር
ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 16/2/2013 Norway ኖርወይ ብተኣምር ሰራሕቲ ቅያ ላዕሊ ታሕቲ ብጉልበት ብዎፈያ ተጓይያ ምእንተ ወጽዓ ኤሪትረያ ህዝብና ንምድሓን ሰልፊ አዳልያ ኣውቶቡስ ባቡር መካይን ብኣየር ተጓዒዙ ካብ ኣሻሓት ኪሎሜተር ቑሪ በረድ ተጻዊርኩም ንስለ ሃገር ገንዘብኩም ኣፍርዩ ዓቢ ቑምነገር ሕልና ከተቕስኑ ደስ ክብለኩም ኣምላኽ ረቢ ዝፈትዎ ሰሪሕኩም ጽባሕ ክንዕወት ብሳላ ጻማኹም ቕንዕናን ሓቦን ጽኑዕ ሓይልኹም ነቕናቒ የብሉን ስጡም ዕርድኹም ደቂ ኤረ ሓየት
http://www.youtube.com/watch?v=CL0c68eE4Ag#!&width=200&height=200
A stagnant mind in Asmara reflects at the AU summit through Girma Asmerom's Vocal Chord Dedicated to former Somalian President Sheikh Sharif Sheikh Ahmed PART III by Fetsum Abraham 2/16/2013 This is my last article on Girma Asmerom's speech at the recent AU summit in Addis: the first
Time to Break the Silence – Things are not right in Eritrea Exiled Eritreans in South Africa and citizens of South Africa of Eritrean origin have been very quiet as if you have no conscience and responsibility of what is happening in our country. Have you forgotten
ወየዶ! ኢለ ከልቅሰልካ!!!!!! የማነ ሓወይ ባዕለይ ከልቅሰልካ ዓሪፍካዶ ከምይከ ቀነኒኻ ለሚድካዮዶ እቲ ሓድሽ ገዛኻ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብድሕሬኻ ምኽኣል ስኢነዮ ናፍቖትካ ይሙን ሓወይ እምብዛ ተሃዊኽካ። የማነ ሓወይ ዓቢ ናይ ገዛና ዝለዓለ ምሁር ካብ ኩላትና ታተ እናበል ዘዕበየና ኣፍ ክንከፍት ሃ ሁ ዘበለና ከይንስበ እናሓቖፈ ዘታተየና ብዙሕ ዝተመረቀ ካብ ገዛና። ፕሮፈሰርዶ! ክብለካ መምህር ሓወይ ይመስለኒ ነይሩ ዝፈትወካ በይነይ ብዙሓት መጺኦም ኣብዚ ጎነይ ዝርዛሕ
ወጽዓ ሓፋሽ ህዝቢ ሕሰም ዝቐሰባ ለይቲ ተበጊሳ ካብ ጎልጎል ማዕረባ ታንኪ ወዲ ዓሊ ምልኪ ከይዓጀባ ተኣምር ሰሪሓ ኣብ ፎርቶ ደይባ! ስእላ’ሞ ረኣዩ እዛ ታንኪ ሓርነት ማዕረ ብዓል ጃጓር ሓወልቲ ጥዋለት ብግርማን መንፈስን ጸብለል ከም ዝበለት! እቲ ስውር መንፈሳ ዘይተሰወጠኩም ማዕረ’ተን ቀዳሞት ከመይ’ላ እንተ በልኩም ነጺሩለይ ኣሎ ባዕለይ ከብርሃልኩም ጽን ኢልኩም ስምዑኒ ምስጢር ክነግረኩም! ካብ ሓመድን እምኒን
ብምኽንያት ናይቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ስርሒት ፎርቶ) ዝተኣሰሩ መራሕትን ደገፍትን ኣብ ቪላጆ (ኣስመራ)፡ መቓብር እንዳ ምኪኤል ተደኵኑሉ ዝነበረ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ዝርከበሉ ቦታ፡ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ኩነታት ናይ
http://www.youtube.com/watch?v=wgrpnge25yY&width=200&height=200
Are mining companies in Eritrea like Nevsun resources, Sun ridge gold corps, South boulder mines and others, exacerbating the misery of the Eritrean people by financing the brutal dictator? In the world we have seen many dictators prolong their power through the finance they got by
In-depth details on the Eritrean Defense forces operation for change (Operation Forto) Feb. 15. 2013 Part 1 The beginning and development of the operation The January 21 military operation in the Eritrean Information Ministry (Forto) was conceived four months earlier. It was only awaiting implementation on due time.