Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና።

                                         ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና።                          19-02-2013። ኣብ ብዓለሙ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከም ሕ/ሰብና ካብ ብጥንቱ ሓድሽ ፍጻመታት ንምስማዕ “ኣብ ጓይላ እንታይ ይበሃል ኣሎ“? ኢልካ ምጽንጻን እቲ ኣውራ ምንጪ መረጋገጺ ህሉዊ ኩነታት ነበረ። ጓይላ ብባህሪኡ መአከቢ መንእሰያት ስለዝኾነ

 

                                       ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታትና።                          19-02-2013።

ኣብ ብዓለሙ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከም ሕ/ሰብና ካብ ብጥንቱ ሓድሽ ፍጻመታት ንምስማዕ “ኣብ ጓይላ እንታይ ይበሃል ኣሎ“? ኢልካ ምጽንጻን እቲ ኣውራ ምንጪ መረጋገጺ ህሉዊ ኩነታት ነበረ። ጓይላ ብባህሪኡ መአከቢ መንእሰያት ስለዝኾነ ንእዋናዊ ፍልጠቶም፡ ብድፍረት ክድርጉሕዎ ይስምዑ። እቲ ቀንዲ ሰራጽነቱ ከኣ ብመሳጥነቱ ኢዩ ዝዕቀን። እዞ ም ነዚ ሞያ‘ዚ ዝተዓደሉ ክፋል ሕ/ሰብ ብድምሩ “ስነ-ጥበበኛታት“ ተባሂሎም ይጽውዑ።

ስነ-ጥበበኛታት ከም ደረስቲ፡ ድምጻውያን፡ ሰኣልቲ፡ ማሰ-ኣውሎኛታት፡ ተላሃይቲ፡ ወቓዕቲ ከበሮን ካልእ መሳርሒ ሙ ዚቃን…….ዝዓይነቶም ብሙሉኦም ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ኢልና ክንከፋፍሎም ንኽእል። ገለ ካብዞም ነዚ ጥበብ ዝተዓደሉ ከም ሞያተኛታት መጠን ብውልቆም ዝነጥፉ ክኾኑ እንከለዉ፡ ገለ‘ሞ ብእኩብ እናተዋስኡ ኣብ ማሕበር ስነ-ጥበብ ክጥር ነፉ ይኽእሉ። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ከም ማሕበር ትያትር ኣስመራ፡ ዘርኣይ ደረስ ባንድ ዝኣመሰላ ጉጅለታት ነይረናና ኢየ ን። ብውልቆም ዝነጥፉ‘ሞ ማእለያ ኣይነበሮምን። ነገር ራዛ ናየቦኡ ከምዝሕዛ ጎሲና ቀንዲ መንቀሊ መቸም ናብራ ኮይኑስ ብኡ ክዝለቕ ኢሉ ዝጅመር ኣይመስለንን። ዝኾነ ኮይኑ ተፈተወ ተጸልአ ዕጫኻ ንምልዓል ዋላ ብብላሽ ኣብ ዕድሎትካ ም እታው ግድን ክዋዓል ዝተራእየ ኢዩ።

ስነ-ጥበበኛታት ንእዋን ብዘለዎም ኣፍልጦን ምልከት መድረኽን ሕ/ሰብ ኣብምቕያር ወሳኒ ተራ ይጻወቱ። ኩሎም‘ዞም ዝ ሓለፉን ዘለዉን እሞ ንርኣዮም። ኣብ ግዜ መግዛእቲ ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮይኖም ከም ‘ቲ ገዛና ዓቢ ህድሞ…‘ እናበሉ ዘርኣይዎ ተወፋይነት በዘን ዘይብቑዓት ፊደላተይን ትሑት ናይ ምግላጽ ዓቕመይን ግዜን ከየመራስሖ ምእንቲ፡ ‘ፍጹም መ ዘና ኣይነበሮ‘ ምባሉ ይቐለኒ።ከምኡ ድማ “ክንግምገምዶ‘ሞ ነኽርያ………..መለይ ክንሪኣ“ ምስተባህለ ኣስመራ ክሓድር ክ ውዕል ዝተመነየ መንእሰይ ነይሩ ዲዩ? ኣብ ሰውራኸ? ኣብ ወፍሪ በረኻ‘ውን ብተመሳሳሊ  ብክልቲኡ ጾታ ሓደ ካብቲ ካ ልእ ዘዝሓየለ እናተተክአ ኣብምስራጽ ሃገራውነትን ከምኡ ድማ ንቅሩብነት መስዋትን ዝነበሮ ኣስተዋጽኦ በየናይ ንግለጾ?

………… ኣንቱም ናይ ሕጂ‘ምበር ገዲዱ!!!!  እንታይ እናተባህለ ድዩ ሎሚኸ?

ኣብዚሑ ከምዝርአ ስነ-ጥበበኛ ብድርብ መለክዒ ኢዩ ዝልለ። በቲ ሓደ እቲ ሞያን ውሕልነቱን፡ በቲ ካልእ መልእኽቱን ምህርቱን። ንኣብነት ክኢላ ጋዜጠኛ ምስ ስራሑ ብዘይጋጮ መገዲ ኣብ ትሕቲ “ንመን የገልግል“ ኢዩ ፍርዲ ሓፋሽ ዝወ ሃቦ። ሓደ ክኢላ ሰኣላይ ተዋሳኣይ ወዘተ፡ ካሕዳይ ተጻብኦ ድምብርጽ ከይበሎ ብስዉርን ግሁድን ከምኡ ድማ ጥበበኛ ብልሓታት ተሰንዩ ህዝቢ ብዝጸሉ ርቂ ይዋሳእ። ሓደ ውጹእ ፖለቲከኛ ከኣ ከምኡ ኣብክንዲ ብድሩቕ፡ ብስነ-ጥበባዊ ብ ልሓት ኢዩ ግዜ ስልጣኑ ብብቕዓት ክሰርሓሉ ወይ መግዛእቱ ከናውሕ ዝጋደል። ዝኾነ ኮይኑ ስነጥበብ ዕጥቂ ገዛእቲ ኮይ ኑ ከምዘገልግል መጠን፡ ብኣንጻሩ ድማ ቀንዲ ተልእኾ‘ቲ ሞያ ህሉዊ ኩነታት ብዘይንሕስያ ምግላጽን ጥጁእ ትምኒትን ት ጽቢትን ውጹዕ ህዝብን ንምግሃድ ንርእሱ በዓልሞያ ምስ ሓፋሽ ስለዝውግን ኢሉ ኢሉ መወዳእታኡስ ዳርጋ ኩሉ ኣባል ሞያኡ ንሃገሩ ኢዩ ዘወፍዮ። ብካርቱናት ዝሳአሉ ብላዛ ዘለዎም ዜማታት ዝተቓነዩ ደርፍታት፡ ኣምሲልካ ዝዕየዩ ተዋስኦ ታት ኮታ ሎምሎም‘ሞ ኣብውሽጢ ሃገር ከይተረፈ ብድፍረቶም ሓጹር ከምዝጠሓሱ ንርእዮ ኣለና። እዚ ማለት ነገር ሕ ልና ኮይንዎምሲ ካብቲ ማላዊ እቶቶም ዝያዳ መንፈሳዊ ዕግበቶም ስለዝዓብዮም፡ ብዝጥዕሞም መገዲ ንሕቡእን ክፉእን ተግባራትን ውጥናትን ዓማጺ ዳርጋ ብዘይሽፍንፍን ሽንግላጡ ኣጋሊጾም  ከምቀንዲ ግዳያት መስዋእቲ ብምዃን ክሓልፉ ይመርጹ። ናይ ግዜ ሕቶ ኢዩ‘ምበር ድሕሪኦም ድማ ሳቦያ ተመሃሮ፡ ታክሲስታን ሸቃልን ክስዕብ ከኣ ይርአ ኢዩ።

ምርኣይ መቸም ኣቛራጭ መገዲ እምነት እንድዩ፡ ካብ ውቅያኖስ ሓቅታ ቆናጭልና ንምጥቃስ ንኣብነት ኣብታ “CRY MY BELOVED CTY“ ትብል ፊልም መልቀስ ፍትውቲ ከተማና እንታይ እናተዓዘብኹም ኢኹም? ወያ ኣብ ዝወግሐት መሬ ት ዝደመቐት ወርሒ፡ንዘይተጸበናዮ ድኹዒነት ፍትውቲ ከተማና ክንርኢዶ ኣኽኢላትና ሓቀይ! እሞ ኣብርእሲ‘ቶም ኣዳለ ውቲኸ ትዕዝብትኹም እንታይ ኢዩ? ካብቲ ቁንጣሮ ንምውሳኽ፡ እስከ ኣብ ሕልና ናይታ “ገግዜኻ ኣለዎ ወዲተመንዎ“ እናበለት በስገዳድ ትቆጻጸ ትመስል ንእስቲ ድምጻዊት ብሓሳባትኩም እተዉ። ከምሓቂ ንዓዓ ጉዳይ ወዲተምኖ ወይ ናይ ቲ ዝዓኑ ዘሎ ሰልፊ እንታያ‘ኮ ኣይኮነን። ግደ ሓቂ ንዓዓ ዝዓጣ‘ሞ እቲ ብኣፋ ክትብሎ ዘይትኽእል ተርባጽ ሓልዮት ናይ ቶም ኣካላቶም ተተመዝሒቑ ዝሽየጥ ዘሎ መዛኑኣ ኢዩ። እሞ ንሳ ክትብሎ ዘይካአለት ክንብለላስ ጥራይ ንዓዓን ንመዛኑ ኣን ዝድብስ ግዜ ክመጽእ ንቃለስን ንጸልን። ግሉጽነትን ተወፋይነት ስነ-ጥበባውያንና ድማ ምስጋና ይብጻሓዮ!!

ንምዃኑ ስነ-ጥበበኛታትና እንታይ ኢዩ ጻማኦም? እንታይከ ኢዩ ዕጥቆም?

ከምሓቂ ካብቲ ማላዊ ንላዕሊ መንፈሳዊ ዕግበቶም ከምዝዓቢ ገሊጽና ኢና። ኣብዚ ሞያ‘ዚ ዝተዋፈሩ እምባአር ዋላ‘ቲ ሞ ያኡ ንእዋናዊ ረብሓ ዝሽጠ ከይተረፈ ንሓዋሩስ ንክብረቱ ስለዝቃለስ ህልኸኛ፡ ዘይርዕድ፡ ዘይምብርከኽን ዘይድለልን ው ላድ ዕንቝ ባሕሪ ሃገር ኢዩ። ብዛዕባ ዕጥቁ ዝመጸ‘ውን ሎሚ ንሰውራ ኮምፒዩተር ዘይፈልጥ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን።በዚ እዋን‘ዚ ብውሑድ ወጻኢ፡ ብውልቅን ብቀሊል ግዜን ሓያል ግምባር ክኽፈትን ብርኩት ምህር ቲ ክሕፈስን ተኻኢሉ እን ሆ። ብሓጺሩ እምባኣር ኣብ ንጹህ ሕልና ብዝተገጥመ ዕጥቂ ኮምፒዩተራዊ  ኵናት ስነ-ጥበብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ“ እንተበል ልና ኣይተጋገናን። ዕድመ ንዘመናውነት!!

ንምዃኑ ብደምሳሲ ሚሳይል ምውጋእዶ የድምዕ ብሰላማዊ ኮምፒዩተራዊ ኵናት? ካብ ሰውራ ኮምፒዩተር ምሕባእከ ይካ አል ዲዩ?

ከይነውሓናስ ብዝተወፍረ ይወፈር እቲ ዋና ቅዉም ነገር ዓወት ጥራይ ኢዩ። እንተ‘ቲ ናይ ምሕባእ ፈተነ‘ሞ ንሪኦ ኣለና። እቲ ብምእጋድ‘ተን ጀመርቲ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጋዜጣታትን ምእሳር ኮነ ምቕታል ንጡፋተንን ዝጀመረ ቅንጸላ ሓበሬታ ሎሚ ከኣ ብዝኾነ ወጻኢ፡ ዋላ ኣይከሰብ ዝተኸፍለ እናተከፍለሉ ጠያይቲ ቫይረስ እናለኣኽካ፡ ንዝኾነ ነገር-መሳለጥያ ሓበ ሬታ ክሳብ‘ዃ ንተራ ናይ ኣባይቲ ተሌፎናት ከይተረፈ ዝግበር ዘሎ ተጻብኦ ምዕፋል ትርእይዎ ኣለኹም። ንሱ ምጥቃም ስኢንዎ‘ውን ሰብማል ብስም ወፍሪ ኣብቲ ትካል ዝነጥፍ ገንዘብ ክምጥዉ‘ሞ ብሓደአፉ ክጥመሙ ይጸዓር እንሆ። ወይ ጉድ ደቀይ!!!!!

ህግደፍ ኣድማዕነት ስነጥበብ ስለዝፈልጥ ክጥቀመሉ ጥራይ ዘይኮነስ ብኣውራኡ ንክኢላታት ክውንኖ‘ምበር ተጓይዩን ይጓ የን ኣሎ። ይኹን‘ምበር ኣብ ውሽጥስ ንግደፎ ኣብ ስግር ባሕሪ ከይተረፈ ዝነበሮ ጸብለልትነት ማይ ሓቝኑ ከምዝተረፈ ማንም ይፈልጥ። ደጊም እቲ ሓበሬታ እናኸልአ ብናይሐሶት መንነት ዝቆጻጸ ጋኔን መንግስቲ፡ ሳላ ኢደይ ኢድካ ሻምላ ሃገ ራዊያን ስነ-ጥበባዊያን መንነቱ ተኸሺሑን ግርማኡ ተቐንጢጡን ርኣዩኒ ርኣዩኒነ ከምዘይበለ ንሃገርና ዝሓሰቦ ብላዕ መሸ ጣ ከይጠዓመሉ ብዕብራን ይሰሓግ እንሆ። ጠቕሊሉ ክቕበር ድማ ሓንቲ ቅላዕ ናይቲ ምዑት ሰራዊትና ጥራይ እኽልቲ ኢያ። ንሱ ከኣ ክብሕቶም ከልዝቦም ክውግኖም ንዘይካአለ ስነ-ጥበባዊይን “ትንሳዕ ውህብቶ ኣላቶ‘‘ ኢዩ ዝበሃል። ዝኾነ ኮይኑ በዛ እክይቲ ብልሓት ዘዝሓለፉ ሰብሞያ ኣስተዋጽኦኦም ጥራይዘይኮነስ ዓይነት ሕልፈቶም ከይተረፈ ተመዝጊቡ ከ ምዘሎ ኣይትረስዑ። ብሕማቕ ፋለይ ኣይትቀየሙኒ‘ምበር በዞም ጽባሕ ክስዕቡ ዝኽእሉ ኣዚና እናተሰከፍና እቲ ውጽኢት ፍረ-ቃልሶም ዝኾነ ሓድነትን ሓርነት ህዝብናን ግዳ ግድን ከምዝኸውን ኣይንጠራጠርን። ከመይ ዘይኸውን!!

ብወገነይ ኪኖ ነገር ሓለፋ ደጊመ ነቶም ኣብኩሉ ጽንኩር ውዕሎታት ዝወዓሉን ልዑል ተወፋይነቶምን እናነኣድኩ ነቶም ገና ኣብንጡፍ ኣስተዋጽኦ ዘለዉ ስነ-ጥበበኛታትና እምባኣር ኣምላኽ ባዕሉ ኢዱ ከንብረሎም እምነ!

ኣሜን!!

ጎደፋ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • henok February 20, 2013

    I really want to follow the article but if am not mistaken there is spelling error here and there so it irritates you while u reading.The concept is very good though, this days we have more musicians that we dont even have time to listen to all of their music,cuz they dont sing songs that we want them to sing…that is CHANGE!!!

  • weygud February 20, 2013

    Misuse of the word ” artists”. The vetran musicians are real artists. However,these days,those who try to sing lack contents in their songs and no impression on the society. It is just a desperate attempt to get some income. No pitch, no tone, no tune, no pleasant voice and they donot serve their people and nations most of them. How can we call them artists?

    • Mehret February 20, 2013

      Rightly said!
      The job of an artist is to summarize reality in an amusing and understandable way. The painter should paint the lives and aspirations of a society, the singer’s lyrics should express what the society wants, actors, poets and playwrights should display what is going on.
      Unfortunately, in our country they simply lie, praising the criminals, saying people are happy and trying to seduce the young into the PFDJ way of life. As artists, most can not even repeat their own songs, painters do not communicate with the grassroots. It is just another sad picture of eritrea.
      They should try to express reality and use their God given gifts to do the right thing.

  • Dawit Meconen February 20, 2013

    Eritrean Tigrigna had been flourishing and proudly desplaying our rich culture and heritage for about hundreds of years. Unfortunately, with advent of Amhara colonialism not only it halted from progressing with the demand of time but also, losing its inherent lustre, regressed and slided backward.

    Prompted by their thirst of usurping our Historical Legacy, for thirty years, the Amhara launched relentless psychological attack on our Tigrigna to render it look like cumbersome and functionally inferior to their language. Towards that end, they did not leave any stone unturned and indeed, they had scored tremendous success. There is no doubt that the damage could have been more devestating if it were not for our Liberation Movements’ resolute counter propaganda.

    However, twenty one years after independence, the scars of the wounds inflicted on our Tigrigna is still visible as evidenced not only by the huge number of Amhara words our people employ in their daily verbal exchange but also by the equally huge number of Tigrignized amhara words so many of our people use.

    One would expect for the current regime to mend the situation and set our language in the course of development that enables it to meet the demand of techological progress the world is achieving. So many people, including people with PhD in Tigrigna, pleaded with the regime to creat a medium, such as Conference, where they can play a role in rectification of the problem, but to no avail. Such Conference was allowed for the Tigre language but was denied for Tigrigana. Why?

    Because Isaias Afewerqi, like the Amhara, has a mission and motive that flatly contradicts the development of our language with its distinctive features that reflects our rich culture and heritage. He is not tyrant for the sake of tyranny but to single handedly, through combination of forces and deceptive tactics, to uproot our nationalism, our cuture, language etc. and on their ashes, to plant his Abai Tigrai. This is him.

    Unfortunately, some well meaning Eritreans are not buying my assesrion. As a matter of fact, I was one of of them, his ardent supporters, till recently, writing and demonstrating on the street in his support. Something woke me up though and began digging deep and found out his really him. I am convinced that the rude awakening did not happen only to me but also to many others and that they are leaving him in droves to hang high and dry because, as we say, The Truth May Wither but Never Breaks, and The Truth Shall at last Triumph.

    Tigrigna Correction:

    Tilhit…… is Tigrai word

    SaAsaEt….. Eritrean Tigrigna.

    Please note…. that does not mean no Eritrean uses that word. It only means it is not a common, the reason that it never was part of our written vocabulary before Independence. But then, Why now?

    This is the work of the scheming Isaias Afewerqi, who thrives not by uniting people but by polarizing and driving wedges between them. This has been how he maintained himself in power throughout his life in Gedli and till today, his distinctive mark he adopted to achieve his life long dream, Abai Tigrai.

    There are many other words prominently used in Tigrai he is purposely imposing on our Tigrigna to render the two languages appear identical in an attempt at seamlessly realize his diabolical but vain dream. But I assure you, he is weaving his own demise, not The Home of the Brave.

POST A COMMENT