ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ዘጋጠሞ ሕሰምን መከራን ክትዛረበሉን ክትሓስቦን ዘጸግም'ዩ፡ ፡ ሃገርን ህዝብን በቶም ትማሊ ጀጋኑና ኢልና ዘምለኽናዮም መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብኹሉ መዳያት ሂወቱ ትሕቲ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ዝኽእል ኩነታት ይነብር ኣሎ፡ ፤ ብኹሉ መዳያቱ ለሚሱ ባህሉን ልምዱን ተቧሕጒጉ ህላዌነቱ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ከለና ንሕና ኣብ ወጻኢ እንነብር ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ እጃምና እንታይ'ዩ? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/weldu_tekle_16022013.pdf"]