“ሓንጎል” ሓንጎል የብልካን፡ ሓንጎል የብላን/የብሉን ክበሃል ሰሚዕና ንኸውን። በሃላይ/በሃሊት ከአ እቲ ቆፎ ርእስና ባዶ ከምዘሎን፡ እቲ ቀንዲ ኣድላዪ ሕዋሳት ኣካልና ክሰርሕ ዘድልዮ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ክፋል ሰውነትናን ዘንቀሳቅስ ሞተር ካብ ቦኸሮን ጎደሎን፡ ህየውትና ትርጉም ዘይብሉ ምንባር (Under Vegetation State) ምስ ኣተኻ፣ ንሽሙ እስትንፋስ ህይወት ስለዝህልወና ንነብር
“ሓንጎል” ሓንጎል የብልካን፡ ሓንጎል የብላን/የብሉን ክበሃል ሰሚዕና ንኸውን። በሃላይ/በሃሊት ከአ እቲ ቆፎ ርእስና ባዶ ከምዘሎን፡ እቲ ቀንዲ ኣድላዪ ሕዋሳት ኣካልና ክሰርሕ ዘድልዮ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ክፋል ሰውነትናን ዘንቀሳቅስ ሞተር ካብ ቦኸሮን ጎደሎን፡ ህየውትና ትርጉም ዘይብሉ ምንባር (Under Vegetation State) ምስ ኣተኻ፣ ንሽሙ እስትንፋስ ህይወት ስለዝህልወና ንነብር
ሰለስተ ወሎዶ ኣብ በረኻ ዕለት 8.1.2015 ሪኢናዮ’ንዲና ዋርሳይ ይካኣሎ ተዋሃሂዱን ተሳኒዩን ክራጋረግ ከሎ ናብ ጎይታን ፣ ጊላን ድኣ መን’ዩ ዝቐየሮ፧ እቲ ጠላም ስንኩላት ዝመልዓሰ.. ብጾቱ ዘሕቅቕ ዘሎ ኣብ ዒራዒሮ ሕጂኸ እንታይ ኢና ክንሰምዕ፧ ዝኮበለለ ሽማግለ ብደቁ ክስላዕ ክሕየር ክዳጎን ክበኪ ክነብዕ ዘርሞ ዘርሞ ቀዉዒ ቅጫ ንከይብላዕ ነቲ ትወን ዝሃበ ኣምላኽ.. ዶኮን መሲልዎ ምሳና ዝቅጻዕ እኽሊ ደርቢኻዶ
ቋም ምዱብ ሰራዊት ይሃልወና የዋህ ሓፋሽ ህዝቢ ካብ ጊዜ ገድሊ ጀሚሩ፡ ከምዚ ሕጂ ዘይኮነስ ብጀካ ኢሳያስ ካልእ ሊቅ ዝኾነ መራሒ የልቦን ኢሉ ዝኣመነሉ እዋን ነይሩ'ዩ። ተዛሪቡ መዓርን ጸባ ዘፍስስ፥ ተዛሪቡ ዘስምዕ፡ ሰሪሑ ደድምዕ፡ ተቃሊሱ ዘውድቅ፡ እፍ ኢሉ ህይወት ዝስኹዕ፡ ኲሉ ዝፈልጥ፡ ተኣምር ድሰርሕ፡ ዝተንበዮ ዘብጽሕ፡ ሊቀ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Seminar-der-Bürger.pdf"]
መልሲ ንሓተትትን ወሃብቲ ርእይቶን እሩም ቋንቋ ትግርኛ 7ይ ክፋል፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ነበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታትን ርእይቶታትን ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? “There is no doubt that language is not just a communication
The Eritrean Community Activists are organising a protest Rally against the Eritreans regime festival in Melbourne . The organising committee calls upon all Eritreans to participate in Solidarity with our people in Eritrea and express their anger against the slave labour, systematic expulsion and gross human
About six months ago I was invited to an Eritrean wedding reception. Nearly a thousand people showed up on the first day of the reception and about five hundred of them were present on the second day. There were lots of dancing, laughing, drum beating, ululating
ብ20 ታሕሳስ,2014 ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመጽኡ ተስፋልደት ስምኦን፣ ተመስገን (ባዚጋር)፣ መሓሪ፣ ኣርቡሻ፣ ዳዊት፣ ጆን፣ ሳሚ ብርሃነ ዝርከቡዎም ድምጻውያንን ሙዚቀኛታትን ዝሓዘት ሓንቲ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ባህላዊ ምሸት ኣካይዳ ነይራ። እዚ መደብ ካብ ካልኦት ልኡኻት ስርዓት ዘዳልዉዎም መደባት ዝፈልዮ ብበረኸት ኣለም ዝተባህለ ሓደ ውልቀ ሰብ
From the Star's Unforgettable Encounters series: a 27-year-old from Eritrea who survived the desert and the sea, but still dreams of safety. By: Scott Simmie World Affairs, Published on Mon Jan 05 2015 CANTANIA, ITALY—Osman S. never made it into the newspaper. But he certainly did carve out
LAST year was a bad one for reporters in many parts of the world. In 2014, at least 66 were killed while working, 119 were kidnapped and 178 were imprisoned, says the annual report of Reporters Without Borders. "This is the tip of the iceberg," said a
ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ክልተ ሓድሽ ወረቐት መንነት፣ ማለት ናይ ስድራቤትን ናይ ውልቅን ወረቐት መንነት ናይ ምውጻእ ጎስጓስ ጀሚሩ። እቶም ምንጭታት ምስናይቲ ስርዓት ህግደፍ ዘርጊሑዎ ዘሎ መንነት ናይ ምርካብ ቅጥዒ ሰነዳት ኣተሓሒዞም ብዝሃቡና ሓበሬታ መሰረት፣ ደገፍቲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ከይተረፈ እቲ ቅጥዒ ኣዝዩ
ቋንቋ ፍሥሐየ መብራህቱ ቋንቋ ኢዩ መዛረቢ መላዘቢ መቃረቢ መዋሰቢ መዋለዲ መዛመዲ መካየዲ መጻመዲ መናገዲ መማለዲ መፋቐሪ መካበሪ መናገሪ መፈከሪ መማኸሪ መነጸሪ መዋስኢ መጻብኢ መካትዒ መራትዒ መሞገቲ መነየቲ መፈጸሚ መለበሚ መሳነዩ መዛተዪ መወደሶ መሞገሲ መዋቐሲ መባኣሲ መሸምገሊ መጋላገሊ መሰንገሊ መዓንገሊ መፍለይ ቋንቋ ዘረባ መፍለይ ጸጕሪ ወለባ። ቋንቋ ኣውጺኦምሉ ንዘረባይ በዓል በሊሕ ቀርኒ
ኣቦ ወንበር ኮምሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ነበር ዶር በረኸት ሃብተስላሰ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ፣ ንሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ኣመልኪቱ ሎሚ ቕነ ኣብ ቴለቭዥን ንዝደገሞ ብድዐ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፣ ብሕግን ቅዋምን ተማሓዲርካ ንምንባር ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ዓሚቝ ባህግን ድሌትን ብመደረ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ
https://www.youtube.com/watch?v=xNBF9HrQcEE&feature=youtu.be
2014 ዓመተ ምህረት'ውን ልክዕ ከም ካልኦት ዓመታት ናታ መዝገብ ታሪኽ ሒዛ ኢያ ትሓልፍ ዘላ። ኣረጊት ዓመት ኣፋኒና ሓዳሽ ዓመት ኣብ ንቕበለሉ ዘለና እዋን መዛግብ ገናጺልና ከመይ ነበረት ምባል ኣድላዪ ኢዩ። ሰነዳት ዜናን ሓበሬታን ኣብ ግዚኡ ዜናን ሓበሬታን ይኹን'ምበር፣ ምስ ህላወን ድሕነትን ሓደ ህዝብን ሃገርን ዝትኣሳሰር
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/2015_NewYear_Celebration_Oakland_Final-1.pdf"]
ኣንታ ንሕናስ ጹቡቕ ኣለና ከፊኡ ዘሎስ ናይ ህዝብና Tesfamariam Wel. 03/01/2015Norway መጸ ድማ በዓል ሓዲስ ዓመት ህግደፍ ከብዱ መሊኡ ክጻወት ርኹባት ዝነበሩ ኣደራዕ ድኽነት ከሕልፎዩ ጸሊም ዓውደ ዓመት ዘመነ ህ.ግ.ደ.ፍ እንኳን ዝብላዕሲ ኩባያ ማይ ተሳኢኑ ጎሮሮ መተርከሲ ከም ፐንሰሊን ኮይና ከም ፈውሲ ታይተሪፉዋ ክትስቀል ኣብ ፋርማሲ ብሓኪም ክትእዘዝ እያ ተጸኒሖምሲ ጠለ በጊዕ ዝብለዓሉ ዝነበረ ቤት ደርሆኳ ተሳኢና ንምልክት ልደት ከሕለፎዩ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ወረቓቕቲ-ኣብ-5-ከተማታት-ተዘርጊሑ፡፡.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Jan3rdRegimeCallsOffTraining.pdf"]
ኣመል ምስመግነዝ ! 01. 01. 2015. ኣብዛ ዳሕራይ ዘይትድገም መወዳእታ መዓልቲ 2014 ኴይነ ንመላእ ዝብቢ ሃገርናን ዓለምን “እንኳዕ ኣብጸሓኩም” ክብል እፈቱ። ብልምዲ ንበሎ ብባህሊ ከምዝዝውተር ናይ መወዳእታ ዕለት ናይታ ትወጽእ ዓመት ካብገዛኻ ኣይውጻእን ኢዩ ይበሃል። ክውጻእ ኣድላ ይ እንተኾይኑ ኣብ ሰዓት ፍርቂ ለይቲ ዝግበር ስነ-ሰስርዓት ስንብታ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Edited-Response.pdf"]
መርገም ድዩ ዕድል፡ ፍርሒ ድዩ ወይስ ዕሽነት፡ እንታይነቱ ብዘየገድስ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ናይቶም ናተይ ዝብሎም ጨካናት ኣማሓደርቱ ካብ ዝኸውን እንሆ ልዕሊ ክልተ ዕስራ ዓመታት ኣቝጺሩ ይርከብ ኣሎ። እዚ ኣብ ህዝብና ወሪዱ ዘሎ ኣደራዕ መግዛእቲ፡ ኣብ ካልኦት ህዝብታት እውን በብግዜኡ ወሪዱን ተራእዩን ኢዩ። ኮይኑ ግን፡ ከም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/Goerge-Orwell-The-Animal-Farm.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ህያብ-ሓድሽ-ዓመት፡-ዓመተ-2015.pdf"]
ህግደፍ ኣብ ጥቓ ምማቱ ብህዝብኹም ኣይትጻወቱ Tesfamariam wel. 31/12/2014/ Norway ጥሪት ህግደፍ ሕሰቡ ተበራበሩ ብዘየሎ ብሓሶት ኣይትደናገሩ ኪዱ ንዓዲ ንትዕዝብቲ ተዛወሩ ኣይትሰበኹ ባዕልኹም መስክሩ ኣይትእመኑ ነዞም መዋቐስቲ ስደት ዘይምህሮም ተበለጽቲ ዘይረብሑ ስሱዓት ኮለስቲ ቁራቦ ሒዞም ክኣራርዩ ኣንስቲ ጭኑቛት ተረኸቡ ቆልዑ ተሸገራ ንዝኣረጉ ስድራ ገንዘብ ክምእርራ መሰኪን ነብሰን ሸይጠን ዝነብራ ነዚ ሰሚዖምዮም ዝኸዱ ነስመራ በሉ መስጣ ይውረድኩም ተካላት መርገም ነይሰዶ ዝተላገጸ በሕዋት እንከን ዘይብለን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/EGS-to-ENCDC.pdf"]
ዘለናዮ ቅንያት፡ ብመሰረት ኣቆጻጽራ ናይ ጎርጎራውያን፡ ዓመተ 2014 ወዲእና ናብ ዓመተ 2015 ንሰጋገረሉ ቅንያት ኢዩ። ከምቲ ልሙድ፡ ነዚ ኣቆጻጽራ’ዚ ዝኽተሉ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ናይ’ዛ ዓለም ዝነብሩ ኣህዛብ፡ ንፈተውቶምን መቕርቦምን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናይ “ሰናይ ሓድሽ ዓመት” ትምኒቶም ክገልጹ ንርእን ንሰምዕን ኣለና። ከምቲ “ጽቡቕ ግበር፡ ንመን፡ ንማንም”
ትውፊት ወለድና! እቲ ቅርሲ ቀዳሞት *ስድቢ ኣቦታትና *ብዋዕላ ዓዲ ዝጸደቐ ቅዋም ወይ ሕጊ ሃብቲሙን ማዕቢሉን ብጻዕሪ ምሁራትና ህዝቢ ተዛትዩ ምስ በሎ 'ይርሓሰና' ኣብ ቀይዲ ኣእቲዩዎ መላኺ ሃገርና ፍርዲ ከይረኸበ ከምቶም ጀጋኑና ኣብ ማሕዩር በልዩ ሙማቱ ኣርዲኡና! ወሎዶኡ ካብ ሰረት ጸብጺቦም ምስ ታሪኽ ገድልና ኣዋሲቦም ምሁራት ምስ ህዝቢ ተላዚቦም ብኹሉ ሸነኻት ሕጊ፡ ተዓዚቦም ብባይቶ ዘጽደቑዎ ተኣኪቦም ምልኪ ቀቲሉዎ
https://www.youtube.com/watch?v=gRnsORSAg80
ሓዱሽ ዓመት ምስ ሓዱሽ ስርዓት ቃል ኣሰና ኣብ ድርኵዅት ሓዱሽ ዓመት፣ ሓድሽ ትምኒት ምግላጽ ኣብዛ ዓለምና ልሙድ እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ግን ሓድሽ ዓመት መጸ ሓደ ትምኒት ክንደጋግም ልዕሊ 10 ዓመታት ኣሕሊፍና ሓርነትን ፍትሕን ዘአንግድ፣ ብሕጊ ዝምእዘዝ ሓዱሽ ስርዓት ሃረር ንብል ኣለና። ጻዕርና ንባህግና ምድራግ ስኢኑዎ ስለዘሎ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/EAJ_Congress-2015.pdf"]
ጠቓዒት ፍሥሐየ መብራህቱ ጠቓዒት መኣስ ተጀመረ? ከበሮ ምስ ነደረ ጓይላ ምስ ዓመረ ከመይከ ተዘውተረ? ሓሜን ምስ ከረረ። ጠቓዒት ኣምበኣር ግሩም፤ ጓይል እንኪጅመር ጸውታ ኪዕምር ትምኒትካ ኪሠምር ሠናይ ክተበሥር። ምጥቓዕ ግን ኣይግድን፡ ርኢኻ ዘጣቕዕ ብብሂል በሰሚዕ ብዛር ንዘጕርዕ ንኽትመልስ ባርዕ። ጠቓዒት እወ ከንቱ፡ እንኮ ንበይንኻ ብዘይ ልፍንትኻ ነይስማዕ ድምጽኻ ጥፉእ መልእኽትኻ። ምጥቓዕ ግቡእ፡ ኣብ መርዓ ኣብ ሓጎስ ንኽብሪ ንሞጎስ ክትቅድስ ክትውድስ ንፍቕሪ ንደስደስ። ጠቓዒት እኮ ነውሪ፡ ኣብ ሓዘን ኣብ ቀብሪ ንባእሲ ንነድሪ ንስርቂ
ካብ ደበና ሓጋይ! ኣብዚ ሓድሽ ዓመት መቐይሮ ዕለት መቊሕና ክንበትኽ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሽግርና ከብቅዕ ናብራ ስደት ከርተት ኣሕዋት ኤርትራውያን ንሓርነት ንኽተት! ንኺድ'ወ ንኽተት ከምቲ ናይ ትማሊ ክሳዕ መዓስ ደኣ ክንሓኮ እዚ ቑስሊ ነዚ እኩይ ስርዓት ንህዝቡ ዘይሓሊ ውሉድ ምስ ወላዲ ወትሩ ዝፈላሊ ልዝብ ኣይፈቱን'ዩ ንእለዮ ብሓይሊ! ካብ ፓልቶክ ኣዝሊቕና ኣድቢና ኣብ መሰንጀር ፈይስቡክ ከፊትና ኣጥቂዕና
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Vegas_2015.pdf"]
ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲስ ዓመትን ክኮነልና ዘሎኒ ምንዮተይ ክገልጽ። ሰላምን ሰናይን ንኵልዅም ደለይቲ ሰናይ። ብምቅጻል ንሕና ከም ሕዝቢ ኤርትራ ፡ብፍላይ ከኣ ከም ደለይቲ ፍትሒን ሰናይን፡ ምንዮትናን ድሌትናን ብሰናይ ግብርና እዩ እሞ፡ ቅድም መብጸዓና/ድሌትና እንታይ ምኳኑ፡ ድሓር ከኣ ንክዉንነቱ ገዛእ ርእስካ ምድላውን
https://www.youtube.com/watch?v=VfdxraM-pIc&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/StatmentNEW.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/SudanStatement27Dec2014.pdf"]