Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ ካብ ፈረንሳ) አብ ጉዕዞ ብረታዊ ቃልሰይ፡ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገንን ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለን  ካብቶም ብቖራጽነቶምን ብናይ ሃገሮምን ህዝቦምን ፍቕሪ ዝተሰነየ ጀብሃዊ እምነቶም ዘደንቑኒ ዝነበሩ ውሑዳት ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ እዮም፡፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ

READ MORE

ነቲ ብዕለት 30/11/2013 ዝተባዕለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ጉጅለ ጓይላን ደገፍቱንውን ብከበሮን ዳንኬራን ከም ዘብዓሉዎ ብኣዒንተይ ተዓዚበ ኣለኹ። ጉጅለ ሕሰም ግን ቕድሚ ጓይላ ምግባሩ፡ ጀጋኑ ስንኩላን ኤርትራ ንምንታይ ኣካሎም ጎዲሉ? ንዚብል ሕቶ ክምልስ ነይሩዎ። ነዛ ሕጂ ህዝባ ብሕሱም ምሕደራ ምልኪ ተበታቲኑ፡ ኣብ ምልእቲ ዓለም ብሕስረት ዝንከላበት ዘሎ ዜጋ ዝዋንኣ፡ ድሕሪ 23 ዓመተ ናጽነታ ብሕጽረት መሰረታዊ ቀረባት ትሳቐ ዘላ ዘይትጽቢታ ዝረኸበት

READ MORE

ምዕራፍ 2፡ ግምሩክ ባጽዕ               ኣብ ፖለቲካ ወትሩ ምስቲ ጭፍራ ክትጐዪ ኣለካ። ምኽንያቱ፡ ጐተት ክትብል ኣብ እትርኣየሉ እዋን፡ ኣባላት’ቲ ጭፍራ ከም ዝተዳኸምካ ፈሊጦም ከም ተዅላ ክሰሃሉኻ’ዮም።                                                  ሪቻርድ  ኤ  ባትለር                                                                                                                                                    ብኸምዚ ኣብ ላዕሊ ክግለጽ ዝጸንሐ ኣገባብ፡ ኣብ ባጽዕ ዝነበርና ተጋደልቲ ኣብ ካልእ ቦታታት ካብ ዝነበሩ

READ MORE

ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ ቀዳማይ ክፋል ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከበሳ፡ ሓደ ዳስ ሓውያ ዝብል ቢሂል ኣሎ። ብዙሓት ደቂ’ቲ እዚ ዳስሓውያ ዘበለ ዛንታ ዝተሰርሕሉ ከባቢ ከም ኣብነት ዘግልገልሉ ኣዘራርባ’ውን እዩ። ብተወሳኺ እዚ ከም ምድጋም ቃል ወይድማ ከም ምስላ ዓይነት ጥራይ ዝግለጽ ዘይኮነስ፡ ከም

READ MORE

ዋንጫዶ ኣታ ዓቲራ ጋንታ ኣፈወርቂ ደሃያ እስከ ሃቢ ክንቲት ድምጺ ሓቂ ርግጽ ተዓዊታ ጋንታ ኣፈወርቂ ራህዋ ከተተንፍስ ካብ መከራ ጭንቂ *ተኣንጊባ ኢሎማ ናይ ሓርነት ዕጥቂ!      *ተሰኪማ፡ ተዓጢቓ   ኣንቲ ድምጺ ሓቂ እንታይ ደኣ ትም ኢልኪ ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ደሃዮምዶ ኣሎኪ? ‘ፎእ!’ ከም ዝበሉዎ ንምሕደራ ምልኪ ሓቂ’ባ ንገሪ ልበስዮ ስምኪ!   ጸሓይ ዝወቕዖ ፍጻመ ጨው ቀትሪ ክፋእኪ እንተ ኾይኑ

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ።   4ይ ክፋል።                                09-12-13 ግዜ ኩሉ ነገር ኢዩ። ግዜ ይሽይም የማዕርግ፡ ግዜ የውርድ ይሓርድ ይጎምድ። ብግዜ ይፍጠር ይዕንደር፡ ኣብ ግዜ ይኹምተር ይሕረር። ግዜን ቦታን እቶም ፈጠርትን ቀየርትን ነገር ኢዮም። ቀዳሞት ለባማትና ንግዜ መዲሮሙሉ ኣዚሞሙሉ። ኣብ ሃገር ና ከምእኒ ድምጻዊ ኣቶ ኣተወብርሃ ሰጊድ ተመሲጦም ገሊጸሞ። “

READ MORE

ብዛዕባ’ዛ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሃንደበት፡ ኣብታ ኣብ ኤርትራ ሃገርና፡ እንስሳዊ መንግስቲ ተኣልዩ፡ ህዝባዊ መንግስቲ ንኽትከል፡ ኣስልን ቋንቋን፣ ወገንን ቀቢላን፣ ሃይማኖትን ጾታን ወዘተ. ከይፈለየት፡ ንኹሉ ብሓባርን ብማዕረን እተአንግድ መርበብና፡ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራውያን፡ ኣሰና ፋውንደሽን ቅልቅል ካብ እትብል ካልኣይ ወርሓ ቀሪባ ዘላ ራድዮ “ድምጽ መድረኽ ዘተ” ገለ

READ MORE

እዚ ኣቐዲሞም ዝተፈላለዩ ሓርበኛታት ማለት፡ ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ፣ ሓርበኛ የማነ ተ/ገርግሽ፣ ወዘተ. ሕጂ ድማ ሓርበኛን ውፉይን ተወልደ ተ/ማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከምኡውን ሓው ብርሃነ ኣፍሮ ወዘተ. ኩላቶም ብዛዕባ’ዚ ጀነራል መላኺ፡ ስብሓት ኤፍሬም ዝሃቡዎ መግለጺ፡ ኩሉ ሓደ’ዩ። ስርሑ ሻጒራይ (መበጻጽሒ ወረ) ምዃኑ’ዮም ዝገልጹ። ዋላ ባህሪኡ ከምኡ ኣይኹንውን

READ MORE

ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ጨንፈር ዓዲንግሊዝ ንኽፉት ህዝባዊ ኣኼባ ይጽውዕ፡፡ ከም ዝፍለጥ ብዕለት 24 ሕዳር 2013 ብምክትል ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ዝተጸውዐ ኣኼባ፡ ብተኻፋልነት ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲንግሊዝ ዝመጹ ደለይቲ ፍትሒ ተኻይዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣኼባ፡ ኣቶ የውሃንስ

READ MORE

ናብ ፈነወ መርበብ ኣሰና።                       08-12-13። መጀመርታ ኣብ ድሮን ጽባሕን 2013-2014 ከምዘለና መጠን፡ ፈጣሪና መጻኢት ርሑስቲ ሓድስ ዓመት ክገብረልና ዘለኒ ምንዮት ወሰን የብሉን። ግዜ ኩሉ እንድዩ ሓደ እዋን ድማ ብኣካል ንራኸብ ንኸውን’። ንነገሩ ክንደየናይ ግዜ ከይህልወካ ኢለ’ምበር ተሌፎንካ ስለዘለኒ ስምዒተይ ምግላጽ ኣይምሓመቕኩን። ነገር መትከል መሰረታዊ ለውጢ ካብ ኣምጻእካ፡- "ተጽግበኒ

READ MORE

  ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 13 ክፋል         08/12/2013  ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ።  3ይ ክፋል፡                                    07-12-13፡ ካበየናይ ዓለም ከኒፉ ዝመጸ ብጹእ ሓይሊ ድኣሉ ንሃገርና ከድሕና? መልስኹም “ ካባና “ እንተኾይኑ፡ እሞ መን ኢዮም ድኣ’ቶም ናይ ለውጢ ሓይልታት? ነበረ መዛዘሚ 2ይ ክፋል። መቸም እዝን ከምኡን ዝኣመሰለ ጽሑፋተይ ሃሎውሎው ክመስለኩም ከምዝኽእል እናመሰለኒ ሃ ጠውቀጠው 3ይ ክፋል መቐጸልታ ኣርእስተይ ከተንብቡ እዕድመኩም ኣለኹ።

READ MORE

1989 መድረኽ ታሪኽ ኣኺሉ፡ ንምዕራብን ምብራቕን ጀርመን መቒሉ ዝነበረ መንደቕ ኣብ ዝፈረሰሉን ዝተኸፍተሉን፡ ተፈላልዮም ዝነበሩ ኣሕዋት ህዝቢ ጀርመን ክተሓቛቐፉ ተራእየ። ምንጪ ናይ ምክፍፋሎም ኣብ ቤት ትምህርቲ ንመሃሮ ስለ ዝነበርና፡ ንኽሕወሱ ተስፋ ዝነበሮም መማህራን ወይ ተምሃሮ ውን ኣይነበሩን እንተበልኩ ሓሶት ኣይኮነን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/Nelson-Mandela.pdf"]

READ MORE

ይዝከረኒ ብ2000 ዓ.ም. G13 ሓደ ደብዳቤ ናብ ኣቶ ኢሳያስ ኣብ ዝጻሓፈሉ ግዜ፡ “መሰረታዊ-ለውጢ ወይስ ጽገና” (Fundamental Or Cosmetic Change) ዝብል ሓደ ዓንቀጽ ብእንግሊዝኛ ጺሒፈ ነይረ። ኣብቲ ግዜ’ቲ ከማሓላልፎ ዝደለኹ መልእኽቲ፡ “ናብ ኣቶ ኢሳያስ ደብዳቤ ብምጽሓፍ ኣብ ኤርትራ መሰረታዊ- ለውጢ ኣይርከብን” ክብል ስለ ዝደለኹ ኢዩ ነይሩ።

READ MORE

ወዲ ማህደረ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ‘ንገባር ጽቡቕ ግበረሉ ወይ ንገረሉ” ዝብሃል ምስላ ወለድና ኣሎ። ስለዚ ድማ’የ ነዞም ሰለስተ ተባዓት ተቃለስቲ ሓርነት ማለት፥ ክቡር ሓርበኛን ኣቦናን ተስፋይ ተምነዎ (ወዲ ተምነዎ)፣ ክቡር ሓርበኛን ኣቦናን ተወልደ ተ/ማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከምኡውን ክቡር ሓውና ዋርሳይ ኣማኑኤል ማህደረ ዝኣመሰሉ ሓያላት ተቓለስቲ፡ ዝግባእ ክብርን

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ። 2ይ ክፋል   30-11-13። “ነገር ምርጫ ኮይኑ  ሰብና ድማ  “ሰይጣንዶ  መልኣኽ ትመርጽ”? ተባሂሉ እንተዝሕተት ብዘተፈጥሮ መልኣኽ ምሓረየ  እብ ል። እናሓንሳብ  ግና ኣይኣዝዝ’ምበር  ወዝቢ  እንተኣጓኒፉስ  ምርጫኹም  ጭራሽ  ካብ ክልተ  ሰይጣውንቲ  ጥራይ ሓዲኦም  ምምራጽ  ምስትሕተቱ ንኣየናይ  ዝዓይነቱ  ሰይጣን  ምመረጽኩም? ዶስ መሰል ተዓቅቦ ክወሃበኩም ሕቶኹም  መንበልበልኩ ማ”? ኢለ ኢየ ተሰናቢተኩም

READ MORE

መገረም ኔት! ኣንቱም ሰባት! እዛ መገረም ኔት (መስከረም ኔት) ዝብሉዋ መርበብ ሓበሬታ’ኮ ካብቲ ኣብታ ብመስዋእቲ ኣቦታትና፣ ኣደታትና፣ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዝተረኸበት ተባሃጊት ሃገርና፡ ብኣፍና ዓቢሱ ዝድህኸና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም ንላዕሊ ከፊኣትና። ሎምስ ከኣ ነቶም እልበት (ሓሳረ መከራ) ህዝቢ ክጻወሩዎ ዘይከኣሉ፡ ንኣይ ይጥዓመኒ ከይበሉ፡ ዝውንኑዎ ክብርን ሃብትን ንህዝብን

READ MORE

ኤ ና ስ ኣ ምስ ዓመጹን ንመሪሕነት ህ.ግ.ሓ.ኤ ምእዛዝ ምስ ኣበዩን ኢሳያስ ኣፈወርቂ እቲ ጠንቁ ንምፍላጥ ግዜ ኣይወሰደሉን፡፡ እቲ ሽግር ክፍጠር ዝኸኣለ ኤ ና ስ ኣ ኣኻል ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ ስለዘይነበረን ነብሱ ኽኢሉ ነጻ  ኮይኑ ዝንቀሳቐስ  ማሕበር ብምንባሩ ዝተፈጥረ ጸገም ብምንባሩ ኢዩ፡፡ እዚ ስለዝተረድኦ ድማ ኢሳያስ

READ MORE

ወዲ ቫካሮ! ኣንታ ዘይትሕለል ተወልደ ቫካሮ ሽግር ናይዚ ህዝቢ ዕምሩ ከተሕጽሮ ንውልቀ መላኺ ፈቲንካ ክትመኽሮ ኣይመስለንን ግና ዕቡይ ዝስቆሮ ንህዝብኻ ደኣ ኣብ ሓደ ጥመሮ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ኣብ ልቡ ክሓድሮ! እቲ ኣብ ኩሉ ዘሎ ስውር ዘይርአ ህዝቢ ከይጸንት ከንቱ እናጠፍአ ካብ ማእከል’ዚ ህዝቢ ሕሩይ ካብ ቀብአ ሃዋርያ ሓርነት ሓቅነትካ ይርአ! ሽግርን መከራን ኣዕሚቚካ ንምቕባር ሓድነት ዓጢቕካ ነቕ

READ MORE

መብዚሕትና ኣብ ኣስመራ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ነይሮምና’ዮም። እንተ ኾነ ነቶም ነስመራ ዗ይፈሌጡዋ ተራ ኣባሊት ገዱፍናዮም ክንከይድ ሕሌናና ኣይተቐበልን። ሓዯ ብጻይ ናብ እንዲ ሓወቦኡ ግድን ክበጽሕ ስሇ ዜዯሇየ ግን መሬት ቅድሚ ምምሳዩ ኣሰኒየዮ ክብገስ ግድነት ኮይኑ። ኣብኡ ኣይዯንጐናን ሻሂ ድሕሪ ምስታይ ብኣጋኡ ናብ መናሃርያ ተመሇስና። ስንቅና

READ MORE

ኣብዚ ሓጺር እዋን ኣብ ከሎን ( Köln) ንግዳያት ላምፓድዛ ኣብ ዝተኻየደ ጸሎተ ፍትሓት ካብቲ ሽዑ ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ፣ ሓንቲ ሽማግለ ንህዝቢ ክትጥርንፍ ክትምረጽ ኣሎዋ ስለ ዝተባህለ ፣ ሽዑ ዝተመርጸት ሽማግለ ናይ መጀመርያ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብዚ ኣብ  ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ኣድራሻንሱ ቦታን ፣ ንኹሉ ጉድስ

READ MORE

መገዲ ኣየርና! ጀጋኑ ፓይለት *ኣልያጦናት ሰማይ       *ሽላታት ህዝቦም ከይሃልቕ ብስእነት እኽለማይ ሓርነት ክነግስ ኣብቂዑ ምኹርማይ ይኣክል ኢሎሞም ንጉጅለ ጣልማይ! ምስቲ ውጹዕ ህዝቢ ስለ ዝወገኑ ዮሃና በሉለይ ንኹሎም ጀጋኑ *ሃንአ በሉዎም’ወ ነቶም ዝወሰኑ   *ዮሃና ንመላኺ ስርዓት ስለ ዝጠንጠኑ! ኣየ’ዚ መላኺ ላግጺ ዘይምነዎ ቀጻሊ ኣብረርቲ እናራሕርሑዎ መገዲ ኣየርና ኩሉ እናዓጸዎ ጌና ዘይፈወኖ ኣብ ባጽዕ ከለዎ ሓደስቲ ኪሰርሕ እንታይ ኣጃሂሩዎ!? ሃብቲ ናይዛ ሃገር ብኾንቱ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ -  ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓዲ ኢንግሊዝ! ማሕበር ተጋደልቲ ዓዲ ኢንግሊዝ ንለውጢ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝፈለምዎ ዘተ  ኩነታት - ሃገር ንምቕጻል፡ ትማሊ ሰንበት 17 ሕዳር 2013 ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ካብ በርሚንግሃም፡ ኖቲንግሃም፡ ሸፊልድ፡ ማንቸስተርን ኦክስፎርድን ኣብ ከተማ ለንደን ተኣኻኺቦም። እቶም ኣብ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      7ይ ክፋል         16/11/2013  ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝብና እምበኣር፣ ናብቲ

READ MORE

ኣንታ ደማሒ፥ (መላኺ) ብደውካ እንከለኻ ስለ *ዝበደንካ       *ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ስለ ዝኾንካ *ኣጐበር ከዲንና ሓመድ ክንደብየካ    *ጸሊም ጨርቂ መኽደን ቃሬዛ ኣንታ *ልበ-እብን መዘና ዘይብልካ     *ጨካን ጽንዓት ከይትምነ ነታ ወላዲትካ ብኽቱር ጣቅዒት ህዝብኻ ንዒቕካ! በል፥       ንፋስ ክብትኖ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ሞት ተመኒናልካ ኣንታ መጥፍእ ህዝቢ፡ ጸላም ተቐንጢጡ መሬት ክትወግሓልና             ኣንታ መዕነው ሃገር ሕልፈትካ ብሂግና! ዕቡይ መርገም ስንቁ *ኣብሊስ ተንኮለኛ          *ጋኔን፡ ሰይጣን ርህራሀ

READ MORE

ብማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዓደመ ብ 9 ሕዳር 2013 ዕዉት ህዝባዊ መድረኽ ህዝባዊ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኣሸሓት ዋሕዚ ስደትን ጅምላዊ መቕዘፍትን መሰረታዊ ጠንቅን ፍታሕን ንልዕሊ 4 ሰዓት ብዕምቆት ተዘትዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Indiana_Report.pdf"]

READ MORE

እቲ ቅድሚ 16 ዓመት፡ ማለት ኣብ ዕለት 05/11/1997 ብሃንደበት ብሞት ዝተፈለየና ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) ህላወ ህዝቢ፡ ሃገር ከም ዝፈጥር እምበር ህላወ ሃገር ህዝቢ ክፈጥር ከምዘይክእል ብምእማን’ዩ “ቅድሚ ኹሉ፡ ሃገር ትሃሉ!” ብምባል፡ ብጉልባብ ሃገር፡ ህዝቢ ክደሃኽ፣ ህዝቢ ክስደድ፡ ህዝቢ ክሃልቕ ከይመኸረ ዝሓለፈ። ዕድለኛ

READ MORE

ዎ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽትን ወጻእን እንርከብ እታ ብኣሻሓት  መስዋእትን ስንክልናን ዘምጻእናያ ኤርትራ ንዜጋታታ ኣብ ትሕቲ ራህዋን ቕሳነትን ዘራይ ኣያኹሉ ዝኸውን ቑዋም ሕጊ ሃሊና ብመሰረት ቁዋም ሕጊ ድማ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኾይኑ ዝሰርሕ ንድሩት ዓመታት ብህዝቢ ዝተመርጸ እርሓሰና ኢልና ቆጽሊ ዘቐመጥናሉ መርሒ ኣቚምና ዘጋታት

READ MORE

ወዲ ትካቦ:  ኣብነታዊ ስጉምቲ ማሕሙድ ሳልሕ ኣብዘን ዝሓለፋ ናይ ሓዘን ሰሙናት፡ ስነ-ጥበብ ነቲ እተሰላስሎን እትመርሖን ሓሳብ ኣብ ምንጽብራቅ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ምግልሑን ምስማሩን ተርኡ ቀሊል ከምዘይኮነ ትራእዩ ‘ዩ። ገለ ስነ-ጥበባውያን ንምረትን ሕሰምን ህዝብና ክገልጹን ነቲ ምንጩ ኮይኑ ዘሎ ስርዓት ክውግዙ ከለዉ፡ ገሊኦም በንጻሩ“ንኺድ ጥራይ” ብዝዓይነቱ ኣመለኻኽታ፡ ነቲ

READ MORE

ሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ። ንተባዕ ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ሓበሬታን ጻውዒትን ክንሰድድ ኮለና ሓበን ይስማዓና። ንዘይሕለል ሃገራውን ታሪኻውን ኣበርክትኡ ድማ፣ በዚ ኣጋጣሚ ደጊምና ከነመስግኖ ክብረት ይስምዓና። ጻውዒትን ሓበሬታን ንምስዳድ ዝተገደድናሉ ክልተ ዓበይቲ ዘሕዘነና ምኽንያታት ስለዘሎ’ዩ። ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ ስለዘየለ፣ ኩሉ ኣቐዲሙ ዝተፈጸመ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ምግሃስ

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ካልኣይ ክፋል) እዚ ጽሑፍ፡ ኣብዚ ብዘይካ ጠንቂ ናይዚ ሓዘን ዝኾኑ ውሑዳት ሰብ ገበንን ከምኡውን ከም እንስሳ ክምርሑን ክግርሑን ባህ ዝብሎም መጣቓዕትን እንተዘይኮይኑ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን ወዲቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ይጽሓፍ ብምህላዉ፡ ብመጀመርያ ነቶም ካብ ገሃነም ኣምሊጦምን ዓቐን ኣልቦ መስገደል ሰጊሮምን ናይ ባዕዲ

READ MORE

ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ሎሚ ኣብቲ ውልቃዊ ሓርነትካ ኣውጅካ ብሰላም ትነብረሉ ሃገር ንሓንቲ

READ MORE

  ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይንናይ መወዳእታን ክፋል ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም   ኣብቲ ናይ ትማሊ ጽሑፈይ፣ ጽማቝ ሕግታት ኮሚሽን ስደተኛታት ው. ሕ. ሃገራትን ()፣ ኣብቲ ኣኼባ ብመልክዕ ጭርሖ ዝቐረበ’ሞ፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ ፊልም () ዝተቐርጸ፣ ጥርዓናትን ኣቕሪብ ነይረ። እቲ ትሕዝቶ ሓደን ተኣሳሲሩ ክኸይድ ዘለዎን ስለ ዝኾነን፣ ኣንባባይ ዝተኣሳሰረ

READ MORE

ሕጅስ ድማ ኣብ በይ-ኤርያ!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኦይ!! ኦይ!! ኦይ!! ክቡራት ኣሕዋት ሰብ ኩኑ። ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ምባል እትረፍኩም። ኣብ በይ-ኤርያ ደፊርኩም ኣድራሽኡን መዓልቱን ረቚሕኩም፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታታና ጓይላን ፍንጠስያን ዳንኬራን ክትተኽሉ ተራእይኩም።ብሓቂ ድዩ? ከመይ ጌርኩም ኢኹም ኒዕቕኩሞ ነዚ ህዝቢ። ኣብ ሰምበል ንሸኾና ፈረስ ዘጥሕል ደም ክፈስስ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣአሕዋትና ደገፍቲ ህግደፍ! እዚ መልእኽቲ'ዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ናይ ዝርከብ ህዝብኹም ህዝቢ ኤርትራ መልእኽቲ ኢዩ። እዚ ምሕጽንታ እዚ ኣብታ ዕለት መጽአ እናጸበባ፡ መዓልቲ መጽአ እናዓረባ እትኸይድ ዘላ ሃገርና- ሃገረ ኤርትራ፡ ናይ እንርከብ ዘሎና አሕዋትኩም ምሕጽንታ ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ናይቶም ኣብ በረኻታት ኤርትራ

READ MORE

ሬሳ ደቅና’ ኳ ተራሓቀ ቀታሊ ደቅና ግን መን ምዃኑ ኣይጠፍኣናናን ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ማዓልታት፣ ንህልቂት ሓደጋ ላምፓዱሳ ብዝምልከት ኣሽመላሽ ኣብርሃ መግለጺ ጎይቶቱ ንምስማዕ ኣብ ቲቪ ኤረ ብምቅራብ፣ ንብዓት ሓርገጽ ክነብዕ ፈቲቱ። እቲ ዘገርም ዋሓጥዮ ተበልክዋ ትጎስሞ ከምዝባሃል፣ ኣብክንዲ ናይ መጻናንዒ ቃላት ምስማዕ፣ መስደመም መግለጺ ኣንቢቡ። እዚ ብነዉሩ

READ MORE