ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ “ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ” ክኸውን ኣለዎ እኳ እንተ ዘይበልና፡ ኣብ ገለ መድረኻት ናይ ሓባር ዓላማን ናይ ሓባር ጸላእን ክህልዎ ናይ ግድን ኢዩ። ኣብዚ መድረኽ’ዚ ነቲ ዝፈላሊዮ ንወሰን ሓዲጉ በቲ ዘራኽቦ ሓቢሩ ክሰርሕ ናይ ግድን ይኸውን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ
ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ “ሓደ ህዝቢ፡ ሓደ ልቢ” ክኸውን ኣለዎ እኳ እንተ ዘይበልና፡ ኣብ ገለ መድረኻት ናይ ሓባር ዓላማን ናይ ሓባር ጸላእን ክህልዎ ናይ ግድን ኢዩ። ኣብዚ መድረኽ’ዚ ነቲ ዝፈላሊዮ ንወሰን ሓዲጉ በቲ ዘራኽቦ ሓቢሩ ክሰርሕ ናይ ግድን ይኸውን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Orthodox_Critic.pdf"]
"በረኸት ሃብተስላሰ ዝጸሓፎ ቅዋም ንየው በሎሎሎ!!!!!!!!" ይቅረታ ብሓደ ስግንጢር ዝመስል ኣርእስቲ ጀሚረልኩም።ግን ብሓቂ ከም ቁምነገር ተሓሲቡ ዝተዘርበ እዩ።። ብኻልእ ዓይነት ቋንቋ ዝተዘርገሐ ቤላ-በለው ዓይነት ኮይኑ ከይስምዓኩም ብወረጃታት ማዕዶ ብቋንቋ ዓድናዝተዘርበ አዩ።እዚ ዘረባ እዚ ክዛረብ ዝኽእል ፍጡር ፡ብገለ ኣጋጣሚ ጎፍእንተ ኢሉኩም የተንፍስ ምህላዉ ክትጠራጠሩ ኢኹም እሞ፡ ቆንጢኹምሰብ ምዃኑ ኣረጋግጹ ።ሃይ እንተበለ፡ እሕሕሕ ወስኸሉ በልዎ። ውሕሕሕእንተበለ ግን ፡ከምዘይናትኩም ገዲፍክሞ ዓዲ እንተ ኣተኣተኹም ሓላልስለዝኾነ፡ ግልጽ ኢልኩም ኣይትርኣይዎ።ኣብ ከምዚ ዓይነት ሰብ"ተመሊስካ እትረድኦ'ስ ገዲፍካዮ ኣይትእቶ' ዝብል ምስላ ወለዲ ኣይሰርሕን አዩ።ብነብሱ እውን ፍጥረት ህዝብና መሃይምነት ዝዕንድረሉሕብረተሰብ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ዝተናፈሰ ወረ ክመሚ ዓቅሚ ይውሕዶጥራሕ ዘይኮነ ፡በቲ ኣንፈቱ ዘይፍለጥ፣ ንረብሓ ረገጽቲ ዘገልግል 03፡መሽረፈት ከም ዘቀብል ገይሩ ከይፈተወ ክውደብ ስለዝተገብረ ኣብ ክሳዱገመድ ይጥምጥም ምህላው ክርድኦ ሓያለ ግዜ ክወስድ አዩ። ኣብ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ህዝቢ ዝደርበዮ ዱቦላ፡ ኢደ-እግሪሩ መትሓዚ ዘይነበሮ፡ ንለባም ዘይሓደሶ፡ ንዓሻ ግን መለሳ ኮይኑ ዝተሰምዖ መደረ፣ወርሕን ፈረቃን የሕሊፉ ኣብ ዘለወሉእዋን ፡ብስራሕ ምኽንያት ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣትየ፡ ምስ ሓደ ኣቀዲመዝፈልጦ ሻሂ ክንሰቲ ምስ ተኣለና፡ ዘረባ ዘረባ ዘምጸኦ ሃንደበት "ብበዓልዶክተር በረኸት ዝተጻሕፈ ቅዋም ንየው በልዎ "ዝብል ዱቦላ ዘረባ ምስሰማዕኩሉ ፡ቅንጥው እንተበልኩዎ ሃይ ስለዘይበለ ፡ብድድ አለ ቀልቀለይከምዝደርበኹ ጠንጢነዮ ዕዝር በልኩ።እታ ዘረባ ግን ከም ተራ ዘረባ ጌረክርዳኣ ኣጸገመትኒ እሞ ፡ምስቲ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ኢሰያስ ኣፈወርቂዝመደሮ ከተሳስራ ፈተንኩ። ከመቅጽበት ፡ብዘይካ ናይ ኣሰዃኹዓ ቃላትፍልልይ፡ መንፈሰን ሓደ ምዃነን ክርደኣኒ ግዜ ኣይወሰደለይን።ለከ ጥሪት'ሲካብ ዓበይቲ የብሉ ካብ ን ኣሽቱ በልኩ።ንሱ "ድሕሪ ካብ ማእለያ ዘየብሎም ተጻብኦታት ተሞክሮ ምቅሳምና መጻኢ መንግስቲ
ቦሎኛ - መናሃርያ ቃልሲ ሓርነትና’ምበር መደልደሊ ጭቆናና ክትከውን ኣይግባእን ዮውሃንስ ጸጋይ - ሎንዶን - 26 ሰነ 2014 ኣብ ዓቕመ-ኣዳም ዘይበቕዐት ንኡስ ዕድመይ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፈ፡ ብመትከልን ስነ-ሓሳብን ውድብ ህዝባዊ ግንባር ተሓጺበ፡ ኣብኡ ዓብየ ተጋዲለ፡ ሰንኪለ፡ ዝበሃግኩዋ ናጽነት ክርኢ በቒዐ። እታ ዝበሃግኩዋ ሓርነት ህዝበይ ግን ክርእያ ኣይበቓዕኩን።
ኣይስወጠኩምንድዩ!? (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል) ግደ ሓቂ፡ እዚ ፈጺሙ ዘይተጸበዮን ዘይገመቶን፡ ብሃንደበት ኣብ ኣዝዩ ሕሱም መግዛእቲ ወዲቑ ዘሎ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዝኸፈሎ ናይ እልፊ ኣእላፍ መስዋእትን ዘሕለፎ ውርደትን ሕስረትን፡ ሎሚ ሓለፋ ኹሉ ህዝቢ ዓለም፡ ሓርነትን መሰልን ዘሎዎ ህዝቢ’ዩ ክኸውን ኔሩዎ። ብሰሪ’ዚ ብዘይካ
መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡ ካብ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን ንለውጥን ንፍትሕን ዝሓንን ዘሎ ቃልሲ ኣይፍለን። ምንቃስቓስ ዳግመ-ርኽክብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bole_Weldu.pdf"]
መቸም እዛ ደርፊ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ዝተደርፈትላ ግዜ እንክንዝክር፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ግዜ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ ዘርከብና እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ እዚያዳ ተምሳጥን ተዘክሮን ጠቡላሕታን ዝገደፈ ህሞት እዩ። እምበኣርከስ እቲ ታሪኽ ከምዚ እዩ። ኣብቲ እዋን ካብቶም ቀዳማይ ተሓባባሪ ስርዓት ኢትዮጵያን መሓዛ ሃጸየ ሃይለስላሴ ዝነበረ
ህግደፍን ቅዋምን ውልቀ መላኺ ኢስያስ አፈወርቂ ዝሓለፈ መዓልቲ ነጻነትና ብዛዕባ ምንዳፈ ቅዋም ክጅመር ምኻኑ ተዛሪቡ ነይሩ፤ ግን መጀመርታ ዝመጸካ ሕቶ እቲ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም እንታይ ኮነ፧ እዚ ሕጂ ዝንደፍ ቁዋም ከኒ በየናይ መዓቀኒ እዩ ካብቲ ቀዳማይ ብዝበልጸ ሕጋውነቱ ዘመስክር፤ ናብቲ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ ናይቲ ቀዳማይን እንኮን ኤሪትራዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Diocese-20-june-2014-1.pdf"]
መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዝሐለፈ ውሑድ ሰሙናት ህዝቢ ኤርትራ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብሉጻት ዕሸላት ደቁ ከፊሉ ዘምጸኦ ጽንብል ናጽነት ብዝተፈላለየ መልክዓት ከብዕል ቀንዩ። ካባኡ ናብኡ ድማ ነቲ መዐልቲ ናጽነትን ልኡላውነት ሀገርና ኤርትራ ኩውን ንዝገበሩ፤ እቶም ኣብ ንእስነቶም ንህዝብና ምእንቲ ክሐልፈሉ፡
ከም ዓረም ክሓልቡ! (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል) ጃንዳ ህግደፍ፡ ከምቲ ንደገፍቱ ዝመስሎም መንግስቲ ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ መንግስቲ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ስለ ዘሎዎ፡ ብዘይዚኾነ መተካእታን ሓበሬታን ነታ ንነዊሕ ዓመታት ብውሑስን ጽፉፉን መገዲ፡ ንህዝብን ሃገርን ተገልግል ዝነበረት ነፋሪት ሉፍታንዛ፡ ብሓንሳብ ደው ኣይመበላን! ብውሕዱ ‘በሉ
ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….? ሎሚ እታ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን፡ ንመሰልን ፍትሕን፡ ንስለ ዕቤትን ብልጽግናን ንስለ ሰላምን ቅሳነትን ሕሩያት ቀያሕቲ ዝኸፈልናላ፡ ብመንጽሩ ስዉኣትና ዝገደፉልና ረዚን ሕድሪ መብጽዓና እነሐድሰላ፡ ቅሰኑ ሰማእታትና ኢልና ማሕላናን ድምጽናን እነቃልሓላ ዕስራ ሰነ (20 ሰነ) መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢያ፡፡ መበል ዕሰራን ሰለስተን ዓመት
ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና ሎሚ እዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ዓውደ ኩናት ናይ ርኹሳንን ቅዱሳንን መናፍስቲ ኮይና ኣላ። ቅዱሳን መናፍስቲ ሕሰም ህዝብና ክዛዘምን፡ ነባሪ ፍስሃን ራህዋን ክሰፍንን፡ ብስርዓተ ሕግን ዘንግን እትምራሕ ሃገር ክትህልወናን፡ ኣርባዕቱ ወንጌላውያን ብስም ኣርባዕቱ ጳጳሳን ካብ ጽርሃ ጽዮን ወሪዶም ደወል „ተለዓል,, ይወቕዑ ኣለው።
ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል 16-06-14። Robert Greene on his 48 laws of power: 'I'm not evil – I'm a realist'“ኣነ ተንኮለኛ (ክፉእ) ኣይኮንኩን - ኣነ ሓቀኛ(ውዱዕ) እየ’”። ብ1959 ኣብ ኣመሪካ ካሊፎርኒያ ዝተወልደ ጸሓፍን ተመራማርን ሮበርት ግሪን ገና ብሂወቱ ኣሎ። ንሱ ነዛ 48 ናይ ኣገዛዝኣ ዓንቀጻት “ሕግታት ስልጣን”፡ (laws
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Wedi_Debas_1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/guayla.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Makiaveli.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Estif_part12.pdf"]
“ብእምነት ናይ ሓቂ ደቅና’’ ናብ ዝኾኑ ምእመናንን፣ ናብ ኵሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይን፣ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን፣ ካብ ክርስቶስ ኢየሱስ ጐይታናን፣ ጸጋን ምሕረትን ሰላምን ምሳኻትኩም ይኹን።1 ብትንሣኤ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ኃጢኣትን ሞትን ዓወት ዝተረኽበሉ፡ በዚ ዘመነ ትንሣኤ ብጐይታ ኣብ ብርሃን ምእንቲ ክትህልዉ፡ፍረ ብርሃን ዝኾነ ጽድቅን ሓቅን ክትለብሱ (ኤፌ.5፡8-9 ረአ) ሠናይ ትምኒትና
እቶም ክልተ፣ ዕላምኦም ሓደ፣ መልሓሶም ዓሰርተ መን'ዮም? ብስራት ኣየናይ ኢዩ? ጅግና ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል (ሰባር ካርሸሊ) ካብ'ቲ ን15 ዓመታት ብዘይፍርዲ ተመቚሑሉ ዝነበረ ቤት-ማሕቡስ ውልቀ-ምልኪ ብትብዓት ፈንጢሱ ድሕሪ ምውጽኡ ጥዑም ድሃዩ ክንሰምዕ ምብቃዕና ድዩ፣ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ'ቲ ኣብ 24 ግንቦት ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዘስምዖ
ፕረሲዳንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ መበል 23 በዓል ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዘስመዖ መደረ `` ንመጻኢ መንግስታዊ ስርዓት መርሓ ፖለቲካዊ ጎደና ዝቕይስ ቅዋም ምንዳፍ ክጅምር ምዃኑ፡ በዚ ኣጋጣሚዚ ከፍልጥ እፈቱ ``። ክብል ከምዝኣወጀ ሰሚዕና ኣለና። ድሕሪ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ጉዳይ ቅዋም ንመጀመርታ ግዜ ብፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/ASSENNA-_Estif_19_.pdf"]
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ" ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 6ይን ናይ መወዳእታን ክፋል 29/05/2014 ኣብ ሓሙሻይ ክፋል፣ ኢሰያስ ባዕሉ “ከምዚ በዓል ወዲ-ገራህቱ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝገበሩዎ ዕዉት ስራሕ …” ኢሉ ምጒሱዎ ዝብል ሓበሬታ ከም ዝበጽሓና ገሊጸ ነይረ። እቲ ዕዉት ዝተባህለ ስራሕ ድማ
ብዕለት 24.05.14 ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብጭፍራ ህግደፍ ሓደ ንኣውሎን ማሰን መልቀስን ዝምልከት ሴሚናር ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብዚ ብስነ ጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ ዝቐረበ ሴሚናር ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ይኹን ደገፍቲ ህግደፍ ከም ዝተሳተፉ ዝፍልጠ ኮይኑ፡ ወኪል ጭፍራ ህግደፍ እየ በሃሊ ተኽለ ንጉሰ ፈዳይ (ምስ ጻዕዳ ሰበይቱ ዘሎ
ደቂ ሕድርትና ውሽጠይ መኪና ክዕድግ ኣድልዩኒ ትሰማማዓኒ ክሳብ ዝረክብ ነዊሕ ደልየ። ሓንቲ ከኣ ኣብ ልበይ ሓዲራ። ብኵሉ ሸነኻታ ካብ’ታ ዝጸንሓትኒ መኪና ትፍርዝን። ክሳብ ሽዑ ዝሓዝኩወን መኪናታት ‘ኣቲ’ ተባሂለን ዝጽዋዓ ንኣሽቱ እየን። የዕሩዅተይ ኵዕሶ ተኒስ ኢሎም ዝጸርፉዋ ሚክራ ነይራትኒ። ብድሕሪኡ ኣነ ከይተረፍኩ’ውን ጠበቕ ኢለ ዘጠመቝኩዋ ኣብ መሬት
ለበዋ ንመንእሰያት ኤሪትራ 2ይ ክፋል ከመይ ትኾኑ ተኻታተልቲ መርበብ ሓበረታ ኢንተርነት ኣብ ቀዳማይ ክፋለይ ብዛዕባ ክብረት ሰብ ንመንእሰያት ተላብየኩም ኔረ እዚ ኣነ ብዝፈልጦ ወገን ኮይኑ ግን ኣብ መላእ ኤሪትራ ኣብ ወወረድኡ ወይ ምምሕዳሩ ግፍዒ ዘይወረዶ ለባም ወይ ዘይደሃልዎ ሽማግለ የለን። ንኣብነት ኣብ ሰማንያታት ኣብ ባርካ መንእሰያት ክገፉ
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ" ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 5ይ ክፋል 22/05/2014 ኣብ 4ይ ክፋል በዛ እትስዕብ ሑጥበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም፦ “እዚ ክብ ኢሉ ዝተጠቕሰ ሓሳባት፣ ብማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ህግደፍ ናብ ኩሉ ኣብ ደገ ዝነብር ኤርትራዊ ዝተዘርግሐ ሓደገኛ ፖሊሲ ኢዩ። ብዓቐኑ ዝፈላለ’ኳ እንተኾነ ኣብ ኩሉ
ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1555 ጀሚሩ ክሳብ 2014 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ጸኒሑን ኣሎን። እቶም ንኤርትራ ዝገዝኡ ስርዓታት ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡እንግሊዝ፡ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ኢዮም። መግዛእቲ ቱርኪ ካብ 1555 ክሳብ 1865 ንከባቢ 300 ዓመታት፡ መግዛእቲ ግብጺ ካብ 1865 ክሳብ 1885፡
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ" ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 4ይ ክፋል 16/05/2014 ኣብ 3ይ ክፋል; ናይቲ ኣምባሳደር ተስፋሚካአል ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝገበሮ ምብትታን ኤርትራውያን፣ ነዛ ዝነብረላ ከተማ ከም ኣብነት ወሲደ ክጽሕፍ ምዃነይ ገሊጸ፣ በዛ እትስዕብ ሕጡበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም። “ቀጺለ ኣብዛ ከም ኣብነት ዝወሰድኩዋ ከተማ
ሃገር ተጋጊኻ ኣለኻ! ናብታ “ጽናሕ ኣታ ስዲ ወዲ ሰበይቲ! ናብዛ ገዛ ገጽካ ኪትመጽእ እንዲኻ ከርእየካ’የ ስራሕካ!” እናበለት ኣብ ደገ ወጺኣ፡ ናብቲ ንእሽቶይ ሓወይ ደንጎላ ክትድርቢ ዝጸናሓትኒ ወላዲተይ ቅርብ ኢለ፡ ‘ከመይ ኣምሲኺ ኣደይ? ደሓን ዲኺ ደኣ ምሸት ምድሪ ኣብ ደገ ወጺእኪ ትጻረፊ ዘለኺ?’ በልኩዋ በቲ ጸላም ኩነታታ
ሃገር ብመንጽር ህግደፍን ደምበ ተቓዉሞን። መጀመርታ ሃገር እንታይ ትርጉም ከምዘለዎ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦኳ እንተኾነ ነዚ ሕድሽ ወለዶ ዘደናግር መግለጺ ዝህቡ ናይ ዘመንና ፖለቲካዉያን ስለዘይተሳእኑ ብሕጽር ዝበለ ስነ-ፍልጠታዊ መልክዑ ከቕርብ ጽቡቕ ይመስለኒ ። ሃገር ማለት ሓደ ዉሱን ጀኦግራፊካዊ ኣቀማምጣ ንሓደ ብባህሊ ፣ብቛንቛ ፣ ብልምዲ ዝተጣመረ ህዝቢ ዝሓቑፍ ዓሚቑ
ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ" ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 3ይ ክፋል 11/05/2014 ኣብ 2ይ ክፋል በዛ እትስዕብ ኢየ ተፋንየኩም፦ “ከምቲ ኣብ መእተዊ ጽሑፈይ ዝበልኩዎ፣ እዚ ተገላቢጦሽ ናይ ወዲ-ገራህቱን ናይ ቢትወደድ ኣብርሃን ኣብነት፣ ናይ ኩሎም’ቶም ቀደም እንፈልጦም ሎሚ ዘይንርእዮም ሓለፍትን ብሓደ ወገን፣ ናይቶም ሕጂ