ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ብመራኸቢ ብዙኃን ዝበልናዮ፡ ዝሓለፈ ሰንበት 03 ታኅሳስ 2017 ዓ.ም.ፈ. ናይ ሓድነት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፡ ነዚ ዝስዕብ ሓሳብ ከኣ ኣሕጺርና ኣቕሪብናዮ ኔርና። ንጉዳይ ሃገርና ብዚምልከት፡ ቅድሚ ኩሉ ነገር ክንሠርዖ ዘለና ነገር፦ ናይ ሓባር ዕላማ ክህልወና ኣለዎ፡ ኩላትና ድማ ሓደ መዝሙር ክንዝምር ኣለና።
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ብመራኸቢ ብዙኃን ዝበልናዮ፡ ዝሓለፈ ሰንበት 03 ታኅሳስ 2017 ዓ.ም.ፈ. ናይ ሓድነት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፡ ነዚ ዝስዕብ ሓሳብ ከኣ ኣሕጺርና ኣቕሪብናዮ ኔርና። ንጉዳይ ሃገርና ብዚምልከት፡ ቅድሚ ኩሉ ነገር ክንሠርዖ ዘለና ነገር፦ ናይ ሓባር ዕላማ ክህልወና ኣለዎ፡ ኩላትና ድማ ሓደ መዝሙር ክንዝምር ኣለና።
https://www.youtube.com/watch?v=xCzBvrBDF_A&feature=youtu.be
By Petros Tesfagiorgis A huge demonstration against Libyan African Slave trade took place on Saturday 9 December 2017. The demonstration was called by the African Lives Matter campaign. It started at Belgrave square and marched to the Libyan Embassy in Central London. It was in protest
https://www.youtube.com/watch?v=WjXXk22vzx8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=dh7KueQxYJ8&feature=youtu.be
JERUSALEM/ASMARA (BosNewsLife)-- International aid workers say nearly 30,000 Eritrean Christian refugees are struggling to survive in Israel and many may soon be moved to jail due to new government policies. "Next year the limited periods in the Holot detention center may, if the Israeli government
https://www.youtube.com/watch?v=MOeJNI_mWGs&feature=youtu.be
ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ስርዓት ህግደፍ፡ ብዘይካ’ቶም ናይ ልዕሊ 25 ዓመታት ንጥፈታት ስራሕ ብቃላት ብምድርዳር፡ “ዘተባብዕ ውጽኢት ተረኺብዎ፡ ጽቡቅ ገስጋስ ኣርእዩ፡ ዝጸንሐ ጸገማት ተፈቲሑ ወይ ተቃሊሉ” ዝብሉ ዘሐጉሱን ካብ ኤርትራ ርሒቁ ንዝሰምዕ ሰብ “ወሰደ መንግስቲ ኤርትራ” ዘብሉን መግለጺታትን ሓረጋትን ምቅራብ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባውን
ቀዳም: ታሕሳስ ዕለት 2፡ ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሻርለት ሰሜን ከሮላይና ህዝባዊ ኣኼባ ብምክያድ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ብተማሃሮን ወለድን መማህራንን ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል-እስላምያ ዝተገብረ ተባዕ ሰላማዊ ሰልፍን ዘቲና። ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ከተማ
JOHANNESBURG - Old alliances between North Korea and several African nations forged at the height of the Cold War will not be swept away easily. While threats from the United States and UN sanctions have forced many governments on the continent to keep their distance from
https://www.youtube.com/watch?v=0nz56gAVaqA&feature=youtu.be
African and European leaders that gathered in Abidjan for the 5th AU/EU Summit, last week condemned in the strongest terms inhuman treatment of African migrants and refugees by criminal groups in Lybia. This follows international media reports that have emerged claiming that African immigrants, particularly from
ኣማኑኤል ሳህለ መንነት፡ ቀስ እናበለ ዚጥረ እምበር ምሳኻ ዚፍጠር ንቕሓት ኣይኮነን። እዚ ድማ ምስቲ ሕብረተሰብኣውን ባህላውን ቁጠባውን ኣከባቢኻ ብምውሳእን ብተግባርን ብግብረመልስን ይከናወን። ንሃገር ብዚምልከትውን፡ ሓንቲ ሃገር ንመንነታ ቀስ እናበለት ደኣምበር ብሓደ ግዜ ኣይተጥርዮን እያ። ሓንቲ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ብእተፈላለየ ባህልን እተፈላለየ ታሪኻውን ፖለቲካውን ማሕበረሰብኣውን ድሕረባይታ ዘለዎም
https://www.youtube.com/watch?v=ehaqVTsPCys&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ትማሊ ሰሉስ 5 ታሕሳስ ኣትሒዙ ብዘይግሉጽ ምኽንያት ኣብ ኣስመራ ሆቴላት፡ ኣብያተ መግብን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎታትን ዝርከባአን ልዕሊ 180 ብሕታዊ ትካላት ከምዝዓጸወ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ክሳብ ሕጂ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተደኮና ከም ብዓል፡ ሳቫና ሆቴል፡ ካራቨል፡ ባር
https://www.youtube.com/watch?v=gmZTWDX1iDA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=4HJybIGsLZw&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=ePKajfyt3vE&feature=youtu.be
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሎሚ ካብ ዋይት ሃውስ ብቴለቭዥን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣሻማዊ ስጉምቱ ዕንቅፋት መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍሊስጤምን ክኸውን `ዩ ተባሂሉ ካብ መላእ ዓለም ንዝገጠሞ ተቓውሞ ዕሽሽ ብምባል፡ ኣመሪካ ን ዮርሳለም ከም ዋና ከተማ እስራኤል ብወግዒ ከምዝፈለጠታ ብምርግጋጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ቴላቪቭ ናብ ዮርሳሌም
Donald Trump has defied overwhelming global opposition by declaring US recognition of Jerusalem as the capital of Israel, but insisted that the highly controversial move would not derail his own administration’s bid to resolve the Israeli-Palestinian conflict. In remarks delivered in the diplomatic reception room of the
Speaking at the High Court of Justice on Tuesday, State Prosecutor's Office said deportations to Rwanda, Uganda to begin soonThe Israeli government plans to begin deporting asylum seekers from Eritrea and Sudan within the next few weeks, attorney Shosh Shmueli of the State Prosecutor’s Office
https://www.youtube.com/watch?v=bc36oqS15D0&feature=youtu.be
ብኣማኑኤል ሳህለ ባህሊ ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ማተሪያላውን ማሕበራውን መንፈሳውን መንነት ዘንጸባርቕ ብምዃኑ፡ ዓድን ማይቤትን ሃገርን ከይተፈጥረ ኸሎ ዝነበረን፡ ኩሉ ግዜ ድማ ንወድሰብ ከም ጽላሎቱ ኾይኑ ዘሰንዮ ዝነበረን ዘሎን ተርእዮ እዩ። ባህሊ ዘይብሉ ሕብረተሰብ ኪህሉ ኣይክእልን። ባህሉ ዘጥፍእን ናይ ካልእ ዚልቃሕ ወይ ዚርዕም ሕብረተሰብ ግን ኣሎ። ሃገር ክንብል
https://www.youtube.com/watch?v=-JiJfJhpOQ4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=dO7vqum2l98&feature=youtu.be
ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ በቶም ኣልሑቲ ተባሂሎም ዝፍለጡ ዕጡቓት ሽዓውያን ሓይልታት የመን ሎሚ 4 ታሕሳስ ከምዝተቐትለ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንመደበር ራድዮ ኣልሑቲ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ዘይተረጋገጸ ስእሊ ሬሳ ናይቲ ን ኣስታት 40 ዓመታት ከም ፕረዚደንትን ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ባእታን ኮይኑ ዝጸንሐ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ኣብ ማሕበራዊ
SANAA (Reuters) - The radio station of Yemen's Houthi-run interior ministry said on Monday the militia's former war ally turned adversary, ex-president Ali Abdullah Saleh, had been killed as fighting racked the capital Sanaa though there was no independent confirmation. Unverified footage circulated by Yemeni social media
https://www.youtube.com/watch?v=2JGOoTM6z3Q&feature=youtu.be
መንግስቲ ህግደፍ፡ ጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ’ምበር ንሓደ ዝቀርቦ ነቲ ካልእ ዝርሕቆ ስርዓት ኣይኮነን። እንተኾነ ህግደፍ ዕምሩ ንምንዋሕ፡ ብቀጥታን ብተዘዋዋርን ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምልሕላሕን ኣብ ሓድሕዱ ምጥርጣር ንምፍጣርን ዘይጥጅኦን ዘይፍሕሶን ተንኮል የለን። ስርዓት ህግደፍ፡ ብዘይካ’ቲ “ብግዳም ተወሪርና፡ ማሕበረ ሰብ ዓሊቋትና” እናበለ ንዓመታት ኣድህቦ ህዝቢ ኤርትራ ንምጥምዛዝን
https://www.youtube.com/watch?v=0YkBgHkpe7M
https://www.youtube.com/watch?v=3QB4eB65ePQ&feature=youtu.be
In a country where its leader knows and focuses on his interest, his generals trail after him creating atmospheres of fear to bring all those who resist tyranny to their knees. Yes, the Eritrean tyrant veiled by illusions of self-reliance is brutally exploiting the whole
https://www.youtube.com/watch?v=JfzyG1O55Mo&feature=youtu.be
ከምዝፍለጥ ኣህጉርና ኣፍሪቃ፥ ብፍላይ ካብ 16-19 ክፍለ ዘመን፥ ባርነታዊ መሸጣ ደቂ-ሰብ፥ ዘይሃስስ ሥምብራት ከም-ዝገደፈ፥ መዛግብቲ ታሪኽ-ዓለምና ሰኒዶሞ ይርከቡ ኣለዉ። እዚ ጸሊም ታሪኽ’ዚ፥ ክሳብ ሕጂ ዘይሓዊ በሰላ ዝገደፈ ኮይኑ ከብቅዕ፥ ሕጂ ድማ እንሆ እቲ ግፍዒ’ቲ፥ ኣብ ምድሪ ሊብያ እናተደግመ ይርከብ ምህላዉ፥ ዓለም ብዓለሙ ብዓቢይ ምግራም ይከታተሎ
ኣብ ዓለም ዝነበሩ መለኽቲ መራሕቲ (ዲክታተራት)፡ ዳረጋ መብዛሕትኦም ብሓይሊ ብረት ኢዮም ስልጣኖም ዝለቐቑ። መንግሰቱ ሃይለማርያም ኣብ ኢትዮጵያ ብሓይሊታት ሰውራ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስልጣኑ ለቒቑ። ሳዳም ሑሰን ናይ ዒራቕ ብሓይሊ ሰራዊት ኣሜሪካ ተደምሲሱ። መዓመር ጋዳፊ ናይ ሊብያ ብሓይሊ ወተሃድራዊ ሓይሊታት ምዕራባውያን መንግስታት ተቐቲሉ፡ ናብ ህዝቢ ሊብያ ስልጣን
ወዲ 70 ዓመት ዓብደልቃድር ኣሕመድ በቲ ሃብታም ዓቢ ሓው ኢማራት ምምጻእን ወደብ ዓሰብ ምክራይን ዝነበሮ ታሕጓስ ንነዊሕ ጊዜ ኣይቀጸለን። እዚ ድማ ኢማራት ደቁን ደቂ ሓዉን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቅትልትል ስለዘበለቶምን ቲ ከባቢ ንገሃነም ስለዝለወጠትን ኢዩ። ኣሕመድ ብወዶም ዓሊን ወዲ ሓዎም እድሪስን ብንእስነት ዞም ደቂ ካብ ምዝራብ
THE European Union has been accused of funding an evil Eritrean empire which has forced 120,000 people to flee. The embattled bloc faces intense criticism for propping up a despot leader who has catapulted his country into the depths of abhorrent slave labour, by handing them