Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ

ኣዝይና ንፈትዋ ኣዴና ነፍስሄር ወ/ሮ ትብለጽ ኪዳነ ተኽለገርጊሽ፡ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ሕማም ብዕለት 25/11/2017 ስለዝዓረፈት፡ መሪር ሓዘን እናተሰማዓና፡  ሎሚ ሬሳ ካብ ለንዶን ናብ ዓዲ ድሕሪ ምፍናው፡ ብሓባር ሓዘንና ንምግላጽ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ፡ ንጽባሕ ሰንበት ዕለት 3

ኣዝይና ንፈትዋ ኣዴና ነፍስሄር

ወ/ሮ ትብለጽ ኪዳነ ተኽለገርጊሽ፡

ድሕሪ ናይ ነዊሕ ሕማም ብዕለት

25/11/2017 ስለዝዓረፈት፡ መሪር

ሓዘን እናተሰማዓና፡  ሎሚ ሬሳ ካብ

ለንዶን ናብ ዓዲ ድሕሪ ምፍናው፡

ብሓባር ሓዘንና ንምግላጽ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ፡

ንጽባሕ ሰንበት ዕለት 3 ታሕሳስ 2017፡  ካብ ሰዓት

2፡00 – 8፡30፡  ቦታ ኣዳሊና ከምዘለና ንኹሉኹም

ኣሕዋትን ኣሓትን ብትሕትና ክንሕብር ነፈቱ። 

ኣድራሻ፡  Pakistan Community Centre,

Marley Walk, Off Station Parade,

Willesden Green, London NW2 4PU

ኣቶ ፍቓዱ ኣብርሃን በዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ሂወት ፍትዊን

ምስ ኩሎም ቤተሰብ።

የቐንየልና ። ሕሰም ኣይትርከቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT