https://www.youtube.com/watch?v=t-ovBPC5qM8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=t-ovBPC5qM8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=Q6SdWKbYk1A&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=Y7GsOKheKy4&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=w40Uq9bOQn0&feature=youtu.be
ክቡራትን፡ ክቡራንን ኤረትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን ። ነቲ ብዕለተ 31 ጥቅምቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከተማ ኣስመራ ዝትፈጸመ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ንምድራዕ ናህና ደገፍ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ብተባዓት መንእሰያትና ተላዒሉ ፡ ጌና’ውን ዝቕጽል ዘሎ ፡ ፖለቲካዊ ማዕበል፡ ድምር ውህሉል ውጽኢት እቲ ንምሉእ
The Muslim world is going through tough time. Decades of failed policies of western countries, and the tight grip repressive regimes applied on their people have now resulted in the mushrooming of terrorist franchises. While global forces have largely pushed our world towards cooperation and
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዘጋታትና ግፍዕታት ምግባር ይቅጽሎ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ተመሃሮን ስድራበታትን ቤት ትምህርቲ ኣልድያዕ ኣል እስላሚያ ነቲ ብህግደፍ ዝተመደበ ምትእትታውን ምውራስን ቤት ትምህርቲ ከምኡውን ነቶም ዝተእስሩ ኣምሓደርቲ ቤት ትምህርቲ ይፈትሑልና ብማለት ተቓውሞኦም ንምርእይ ሰለማዊ ሰልፊ ዝገበሩ ተመሃሮን ስድራቤታትን ብዘይ ንሕስያ ብጥይት
First, I like to express my optimism about our people’s reaction to the barbaric genocide of our helpless people in Asmara. I am dignified to see the on going reactions all over the planet and I hope this will continue till the enemy dissolves one
ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ተጣበቅቲ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ንዕለት10/11/2017 ካብ ሳዓት 12:00 ክሳብ ሳዓት 5:00 ናይ ምሸት ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ሎንደን ኣዳሊዪ ሰለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ክሳተፎ ብትሕትና ንዕድም። ንተቀማጦ በርሚንጋሃምን ከባቢኣን ኣውቶቡስ ኣዳሊና ስለ ዘለና ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቁጽሪ ደዊልኩም
https://www.youtube.com/watch?v=1-5MZ35ZCtA&feature=youtu.be
The Eritreans’ abidance to the tyrannical laws is based on the Eritrean culture of respect and obedience to the elders. Otherwise, the obedience is not out of fear. The Al-Diaa-Islamic school’s board leaders and the students’ reaction and response to the regime’s contemptuous banning order
It is all about Freedom of Religion !! The events unfolding in Asmara expose the unrestrained desire of the tyrannical regime to take over religious institutions and dismantle their leadership. The intensity of the interference has been accelerated in the last few months. The resistance against this
ንሕና ኣብ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን እንርከብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ብተባዕ ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር ዝተባርዐ ህዝባዊ ናዕቢ እናደገፍና ፥ ነቦና ሓጅ ሙሳን ነቶም ኣውሃሃድቲ ህዝባዊ ሰልፍን፡ ንዝገበርዎ ናይ መሰል ሕቶ ብትብዓት ፥ ኣድናቖትናን ደገፍናን ንገልጽ። ስርዓት ህግደፍ ነዚ ሕጂ ተላዒሉ ዘሎ ሕቶ መሰል ዘበገሶ ህዝባዊ
ነቲ ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ኣሥመራ ብሰንኪ ሥርዓት ህግደፍ/መንደፍ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ኤርትራውያን ተሳተፍቲ ሰለማዊ ሰልፊ ብወተሃደራዊ ሓይሉ ተጠቒሙ ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ኢሉ ብኣባትርን ብጥይትን ዝተኸሓሶም፡ ንሕብረተ ሰብ ዓለም ከነፍልጥን ኣንደበት ሕዝብና ኮይንና ድምጾም ከነቃልሕን ብዕለት 04.11.2017 ኣብ ከተማ
መግለጺ ጽላል ዲሞክራሲያውያን ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ብዛዕባቲ ኣብ ኤርትራ ዝርአ ዘሎ ተባዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝምልከት ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅዋም ኣብ ሃገርና ኤርትራ ተራእዩ ዘይፈልጥ ናዕቢ ተገይሩ። እዚ ናይቲ ህዝብና በጺሕዎ ዘሎ ናይ ቆራጽነት ደረጃ ምልክት ኢዩ። ጸላኢና ህግደፍ ስርዓት ይትረፍዶ ሰላማዊ ሰልፊ
https://www.youtube.com/watch?v=5dGXHLvvyko&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=BZD5QDmLD80&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=gcr8U4J0xrk&feature=youtu.be
ህዝባዊ ነብሰ-ፍተሻ (national soul-searching) ብኣማኑኤል ሳህለ ነዚ ጽሑፍዚ ከቕርብ ካብ ዝደረኸኒ ሓደ ምኽንያት እዚ ዚስዕብ እዩ፥ ኣብ ኤርትራ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት ንህዝቢ ዘበራበረ ናይ ተቓውሞ ተግባራት ይንኣስ ይዕበ ተኻዪዱ እዩ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ከም እተኻየደ እውን ኩሉ ሰብ ዚፈልጦ ሓቂ እዩ። ኩሉ ንሃገሩ ዝሓስበላ ዜጋ እውን ኣብቲ
ምሉእ ሓድነት እንኮ መንገዲ ሃገራዊ ድሕነትን ሓርነትን`ያ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ካብ ከምሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ሕዳር 4፡ 2017 ******** እቲ ተኲርና ክንጥምቶ ዝግብኣና መሪር ሓቂ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ዘሕለፍናዮ ፍጹም ጸልማት ህይወትን ሞትን፡ ዕንወትን ጥፍኣትን፡ በደልን ገበንን፡ ግፍዕን ግህሰትን ኣብ ቅድሚ ዓይንና እናተፈጸመ ብሰሪ ፍርሃት ድዩ ደረት ኣልቦ በለጽ፡
Let’s start with the obvious, ladies and gentlemen. You probably won’t be surprised if I suggested that nowadays, we Eritreans must have capitulated to nihilism and fatalism. Sure enough, the dictator’s quarter century of relentless subjugation must have taken a toll on our people that
The Network of Eritrean Women (NEW) strongly condemns the recent shootings of peaceful civilian protesters on 31 October 2017 in Asmara the capital of Eritrea. The protest took place after the government’s arbitrary arrest of respected elders and spiritual leaders, one of them being a 90-year-old
https://www.youtube.com/watch?v=fmf51v1OJ7A&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=6ypxphxhSFc&feature=youtu.be
ቅሉዕ እዋናዊ አገዳሲ መልእኽቲ ንመላእ ዜጋታት ሃገረይ ብተስፋይ ተኽለ ሕ/መ/ አሜሪካ ሳን ድየጎ ነዚ መልእኽቲ’ዚ ክጽሕፍ ከለኹ፣ ነቶም ኩሎም አብ መስርሕ ጉዕዞታት ቃልስና ዝሐለፍናዮም ተመኩሮታታትን ነዚ ሕጂ ዝኸይድ ዘሎ መስርሕን ብምትእስሳር፣ አበየናይ ኢና ተዓንቂፍና ደኺምና አበይ’ከ ኔሩ ሐያል ጐድንና ብሕጽር ዝበለ ድሕሪ ምትንካፍ ናብዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘለና
https://www.youtube.com/watch?v=EVPQc_YWi94&t=110s
https://www.youtube.com/watch?v=o05UBtHvy5w&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=aGqFlbDLcQc
ጥቅምቲ 31 2017፡ መዓልቲ ጅግንነታዊ ብድሆ ህዝቢ ኣስመራ`ያ!!!! ጥቅምቲ 31 2017፡ ኣንጻር ዓመጻን ግህሰትን ዝበድሁ ተባዓት ተማሃሮ ኣል
ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ፡ ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ኣኽርያ እትርከብ ቤትምህርቲ ኣል ዲያዓ ኣብ ምምሕዳራ ጣልቃ ብምእታዉ፡ ነቲ ምትእትታው ብትብዓት ዝተቓወሙ ሽማግለታት እታ ቤትምህርቲ ሓጂ ሙሳን ብጾቶምን ድማ ክኣስር ተረኺቡ። ነዚ ብምቕዋም ኣሽሓት ምእመናን እስልምና ሰላማዊ ሰልፊ
https://www.youtube.com/watch?v=v5OEq7RRXiQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?time_continue=1&v=RZYsiHNsIl4
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጋዜጣዊ ናይ ደገፍ መገለጺ ነቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ናብ ኩሉ ክፋላት ኤርትራ ዝልሕም ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ ትማሊ 31 ጥትምቲ፡ 2017 ብዕምጠራ ህግደፍ ንዝተዓጽወ ናይ እምነታት ቤት ትምህርታት ሓደ ካብኡ ቤት ትምህርቲ ድያ፣ከምኡ’ውን ምእሳር መማህራንን ወለድን እቲ ቤት ትምህርቲ፣ ብፍላይ ከኣ፣ ብማእሰርቲ
https://www.youtube.com/watch?v=YYPl0wmvoY4&feature=youtu.be
ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅዋም ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ዘይንቡር’ኳ እንተኾነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ሓሲምዎ ከምዘሎን ህግደፍ ፉንፉንን ጽሉእን ስርዓት ምዃኑ ዳግማይ ዘነጽር ፍጻመዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከም ኣመሉ፡ ነቲ መሰሉን ክብሩን ንምርግጋጽ ብዓውታን ድፍረትን ድምጹ ዘስምዐ ሰላማዊ ህዝቢ፡ ብዓረር፡ ብማእሰርቲ፡
ንልዕሊ 26 ዓመታት ዝኣክል፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ ኩሉ ዝገበሮ ጭኮናታት፥ ኣብ ባዓቲ ሃይማኖታት ተሰዊሩ ክገብሮ ከምዝጸነሓ ካብቲ ልቦና ዘለዎ ህዝቢ ዝተሰወረ ኣይነበረን። ኣብ ሞንጎ ሃይማኖታት ኢዱ ብምእታው፥ ንገሊእን ፈጺሙ ኣዕኒወን ንገሊእን ጨፍሊቅውን ድማ ይርከብ። ንክርስትና ሃይማኖት ይኹን ንእስልምና፥ ብናጽነት ከምልኹን ከማሓድሩን ዕድል ዘይህብ
Fetsum: A violent man dies a violent death Of all types of political structures, absolute monocracy offers the biggest threat to society. Dictators are basically children that cannot function without someone constantly reminding them of their greatness. They quickly get angry and they honestly wonder why
VOICE OF ASSENNA: ጋዜጣዊ መግለጺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ – ዓባይ ብሪጣንያ ብዛዕባ ህጹጽ መጸዋዕታ `ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን Comment: We heard your effort through Assenna Radio and congratulations for having a clear picture of the correct struggle to democracy. Thank you for being part of the solution believing in the grassroots strategy. This is the only guarantee for democracy through the power
By Elias Meseret | AP ADDIS ABABA, Ethiopia — At least 28 people have been killed in rare protests in the capital of Eritrea, one of the world’s most reclusive nations, an official with the largest Eritrean opposition group said Wednesday. Another more than 100 people were injured in the