ኣቤት! ንጠፍእ ኣለና ብዕሹራት ብሰብ-መሰል ኣራዊት ኣብ ጎዳጉዲ ከይተሰምዐ ኣውያት ብደም ጀጋኑ ጨቅያ መሬት ብፍላይ ካብታ 18 መስከረም ዕለት ንህዝቦም ሓበን ዝኾኑ ጀጋኑ ዝበልዐት እናገደደ ዝመጸ ጥልመት ቅትለት ተስፋ ህዝቢ ዘጸልመተት ጉድ’ዩ ተረኺቡ ዘሎ ዘይ-ኢትነገር!* (ክንገር ዘይከኣል) ንዝረኣዩ ዘጸልል ንዝሰምዑ ዘባህርር ኣብዛ ደቅናን ደቂ ደቂ ደቅናን ከፊልና ዘምጻእናያ ሃገር! በላዕ ጥዑም ፈዳይ ሕሱም ወሊዳ ሃገር ክንዲ