[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/FESTIVAL-2016.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/FESTIVAL-2016.pdf"]
ዝሓለፈ ሰኑይ፣ ኣብቲ “ህዝቢ ኤርትራ ናይ ስርዓት ለውጢ እምበር ናይ ምስሌነታት ለውጢ ኣይኮነን ዘደልዮ ዘሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘቕረብናዮ ናይ መእተዊ ትሕዝቶ 1ይ ክፋል፣ መሰረትን ተሳታፍነትን ህዝቢ ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጎሲኻ፡ ኣብቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ባህግን ተስፋን ህዝቢ ኤርትራ ንቅዋማዊ ሕጋዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዝጠለሙ፣ ኣብ ወጻኢ
ኣብ 60ታት ኣብ ኣስመራ ማይ ጋዝ: ኣራንቻታ: ፋንታ: ብኣድጊ ብዝስሓብ ሰረገላ ናብ ኣብያተ ሸቐጥ ይዘውር ነበረ:: እቲ ኣድጊ ዝናኸስ ግዲ ነይሩ ኣብ ርእሶም መዓመምያ ዝጠመጠሙ ኣቦይ ሓጂ እንብሎም ዝነበርና ነቲ ኣድጊ ኣፉ ብሰኪዐት ገመድ ኣሲሮም ኣብ ጥቓኡ ከይንቐርብ የጠንቅቑና ነበሩ:: ኣድጊ እንተተቖጢዑ ብእግሩ ዝራጋሕ እንስሳ
https://www.youtube.com/watch?v=HWZgPrjnHNg&feature=youtu.be
Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND), December 18, 2015 A very basic indication of dictatorial rule is the absence of constitutional order that compels those in power to be accountable to citizens. In the absence of any legal restraint on their power dictatorial regimes generally tend
ኣማኑኤል ሳህለ እስክንድር ዓብዪ ብዓሶ ተለኺፉ ኣብታ ዝሞተላ ዓራት በጥ ኢሉ ኸሎ፡ ዘመኖም ዝመጸሎም ሓከምቲ ኣብቲ ደቂሱሉ ዘሎ ቴንዳ እትው ውጽእ ብምባል ሕክምናኦም ከካይዱ ጀመሩ። ከምዚ ዘይግበር ከምዚ ዘይፍጠር፡ ከምዚ ዘይትህቡዎ ከምቲ ዘይተብልዑዎ እናበሉ ኣራግጽ ምስ ኣብዝሑሉ፡ እስክንድር ዓብዪ ቅድሚ ምምዋቱ "ረኣዩለይ….፡ ብብዝሒ ሓኻይም እመውት ኣለኹ"
ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 19/12/2015 4ይ ክፋል ኖኣም ቾምስኪ ዝተባህለ ኣይሁዳዊ ኣመሪካዊ፡ ኣብተን ‘IMPERIAL AMBITIONS’ (2005) ከምኡ`ውን ‘POWER SYSTEMS’ (2013) ዝብላ ብመልክዕ ቃለ-መጠይቅ ዘዳለወን ክልተ መጻሕፍቱ፡ ነዘን ዝስዕባ ምስ ኩነታትና ዝኸዳ ጥቕስታት ንረክብ። “ነቲ ህዝቢ ብሓይሊ ክትቆጻጸሮ እንተ ኪኢልካ፡ ብዛዕባ ዝህልዎ ስምዒታትን
ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ዘይውሕሉል ቁጠባውን ፖለቲካውን ኣሰራርሓ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ታሪኹ ኣጋጢምዎ ዘይፈልጥ ድኽነት፡ ብሕጽረት ማሕበራዊ ኣግልግሎትን ቀረብ ሃለኽትን ይሳቀ ከምዘሎ መስካሪ ዘድልዮ ኣይኮነን። ነዚ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ ጸልማት መዋእል መስተርሆት ክረክብ ማበረሰብ ዓለም ቆላሕታን ፍታሕን ክገብረሉ ድማ ሕጋውን ሞራላውን ሓላፍነት ኣለዎ። እቲ ኣብ
GMT 17:53 Thursday ,17 December 2015 Petros Tesfagherghis I am a British citizen of Eritrean origin, the country that is the largest producer of refugees in Africa. Widespread public support for the “Welcome Refugees” campaign has given me hope that people care and are willing to give
The Fighter’s Letter, a novel by Paulos Natnael, is a radical book based on factual story about the Eritrean Revolution for national independence. Publisher: Africa World Press & Red Sea Press - Trenton, NJ, USA Publication year: 2015 ISBN: 978-1-56902-410-2 (HB), 978-1-56902-411-9 (PB) Number of pages: 289 The novel deals
On opposite sides of the Red Sea, Yemen spirals deeper into civil war and chaos, while Eritrea accepts foreign cash and commodities for its support in fighting against Yemen's rogue government. Why then is Eritrea, population 6.3 million, sending tens of thousands more refugees to
ሕብረት ኤውሮጳ ንህግደፍ 200 ሚልዮን ኤውሮ ክህብ መዲቡ:: እቲ ሕብረት ነዚ ካብ 2016-2020 ኣብ ሓሙሽተ ዓመት ዝህቦ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳርን ጸዓትን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊጹ:: ሕብረት ኤውሮጳ ምስ ዝኾነት ሃገር ቁጠባዊ:ፖለቲካውን ባህላውን ሽርክነት ንምግባር ቅድመ ኩነት ገይሩ ዘቐምጦ ነጥብታት ምስ እንምልከት ኣንጻር ዕላማታቱን መትከላቱን ይሰርሕ ከምዘሎ
Father Semere summoned to Holot detention center. The Holot detention center for illegal African migrants may soon have a celebrity “resident.” Father Semere, the Eritrean Orthodox Tewahdo Church’s senior leader in the Middle East and a published theological author and lecturer, was summoned by the Interior Ministry
14 ሕዳር 2015 ስርዓት ህግደፍ ብዘይተጸንዐን ብዘይ እኹል መሰናድኦን ከምኡ’ውን ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ከስዕቦ ዝኽእል ስነ-ኣእምሮኣውን ቁጠባውን ቅልውላው ዕሽሽ ብምባልን ዝኣወጆ መስርሕ ምቅያር ባጤራ ናቕፋ፡ እቲ ካብ ኢዱ ናብ ኣፉ ዝነብር ዝበዝሐ ህዝብና ብስእነት ባጤራን ሕጽረት ሃለኽትን ተወሳኺ ኣደራዕ ረኺቡ ከምዘሎ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ተገሊጹ ነይሩ። ይኹን
ንከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ከባቢ ዓድታት ንምጽንባር ዝወጽአ መደብ ብምቅዋም ዝጀመረ ናዕቢ: ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭት ከም ዝወልዐ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ገሊጹ:: ኣብ ወረዳ ኣመያ ክልል ኦሮምያ ብታሕሳስ 12 ብዝተኻየደ ግጭት ብዙሓት ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ኣባይቲ ከምተቓጸለን ተፈሊጡ:: ምክትል ሓላፊ ፈደራል ኮንግረስ ኦሮሞ በቀለ ገርባ
ናይ ማሕበረ-ሰብኩም ግርማን ድምቀትን ዘንጸባርቕ ንጥፈታት ካብ ሰዓት 8 ድ.ቀትሪ ጀሚሩ ክቐርብ ስለዝኾነ፡ ብሃንቀውታ ንጽበየኩም።
https://www.youtube.com/watch?v=-QpvKFc3_LQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=6fOkzGYQ528&feature=youtu.be
ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ኣንጻር ዳንኬራ ህግደፍ ብዕለት 13.12.15 ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገር ኣብ ልዕሊ እቲ ብህግደፍ ዝተገብረ ዳንኬራ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ኖርወጃውያን መራሕቲ ሰልፍን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፉዎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኽለ ፈዳይ ዝተባህለ ዕሱብ ህግደፍ ብመኪና ብናህሪ ብምምጻእ ነቶም ደለይቲ ፍትሕን ኖርወጃውያንን ክረግጾም ፈቲኑ። ድሕርዚ፡ ሓደ
መድረኽ ኣብቲ ባዕሉ ዘዳልዎ ውራይ ንዝደለዮ ውድብ ጽዊዑ ንዘይደለዮ ንከይጽውዕ መሰሉ’ዩ። ዘይተሳተፍና ኢልና ንሓምመሉ ጉዳይ’ውን የብልናን። እንተኾነ ግን ዝኾነ ኣካል እቲ ዝብሎን እቲ ዝገብሮን ሓደ እንተኾነ ወይ’ውን ኣጸቢቑ እንተዝቀራረብ ይሓይሽ ንብል። መድረኽ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይኮንኩን፡ ቀንዲ ዕማመይ ግን ንተረሓሒቖም ዘለዉ ፖለቲካዊ ውድባት ምቅርራብ’ዩ ዝብል። እንተኾነ
መምዘኒ ልቦናን ቅንዕናን ናይ ሓደ ውድብ ወይ ውልቀሰብ፡ ምስ ብመትከልን ስነሓሳብን ዘይቃዶወካን ዘይሰማምዓካን እናበዳህካን እናተዓጻጸፍካን ዝመደብካዮ ዕላማ ኣብ ተግባር ምውዓል’ዩ። ትረብሓሉ ዕድላት እንተሎ ድማ ማለት ንዋታውን ሰብኣውን ክሳራታትካ ዘውሕድን ግዜኻ ዝቁጥብን እንተኾይኑ፡ ዋላ’ውን ምስ ደመኛ ጸላኢኻ ኣብ መኣዲ ዘተ ቀሪብካ ንመሰረታዊ ድሌትካ ብዘይጻረር፡ ዋጋዕዳጋ ክትገብርን
ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ‘ንምምካት ድኽነት’ ብዝብል ምኽንያት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ’ዚ እዋን’ዚ ክሳብ 2020 ኣብ ዘሎ ዓመታት ዝወሃብ ናይ 200 ሚልዮን ይሮ ሓገዝ ከምዝፈቐደሉ ‘ዲፕሎማት ኒውስ ኔት ዎርክ’ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እዚ ወትሩ ‘ሰሜን ኮርያ ናይ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ዝውቀስ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ብኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት
ህዝቢ ብገዛእቱ ምስ ዝጭቆን፥ ዝግፋዕ ፥ እምብለይ ብዓመጽቲ ኣይግዛእን ኢሉ ኩሉ መሰላቱ ንምውሓስ ልክዕ ቆፍኡ ከምዝተተንከፈ ንህቢ ብሓባር ከምዝለዓል ካብ ታሪኽ ዝርኤናዮን ዘንበብናዮን ሓቂ እዩ።ነዚ ናዕቢዚ ከኣ ሰውራ ወይ ህዝባዊ ናዕቢ ኢልና ንጽውዖ። ኣብ ዓለምና ዝተኻየዱን ዝካየዱ ዘለዉ ሰውራታት ምስ እንርኢ ( እንዕዘብ ) ኣበገስቱ መብዛሕትኦም
ሎሚ ቅነ ስልጣን ብኣቃራጺ መገዲ ኣስመራ ዝኣተወት መሲሉዎ ዝተሓጎሱ ምናልባት ናይ ቀደም ናይ ሱሳታትን ሰብዓታትን ተጋደልቲ ክህልው ይኽእል ይኸውን። ቁሩብ ዝን ኢሎም ምስ ዝሓሰቡ ግና እቶም ብሰማንያታትን ተሰዓታትን ዝተወልዱ ደቆምን ደቂ ደቆም ግን ፈጺሙ ከምዘይ ስዕቡዎም ምስ ፈለጡ እንታይ ተሰሚዕዎም ይኾውን። ናበይ ኢዩ እቲ ጉያ
https://www.youtube.com/watch?v=k7EHWp9iLho&feature=youtu.be
ሓጺር ታሪኽ ሂወት ሓውና ኣብረሃም ገብረየሱስ ምሕረትኣብ ሎሚ ንንፈተዎ ሓውና፣ መሓዛናን ብጻይናን ኣብረሃም ገብረየሱስ ምሕረትኣብ ክንፉነዎ ከሎና ዝስመዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ኣብረሃም ሰኑይ ታሕሳስ 07, 2015 ኣብ ከተማ ኦፍንባኽ ድሕሪ ክግበረሉ ዝጸንሐ ዕቱብ ናይ ሕክምና ክንክን ዓሪፉ። ኣብረሃም ኣብ የካቲት 09, 1971 ኣብ መበቆል ዓዱ እምባደርሆ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/habaeIV.pdf"]
Part two Medrek’s wrong premises: leading to resuscitation of the politically dangerous wudbetaat. I wrote an article- entitled ‘Today”s struggle and Post-dictator Eritrea- much safer without the current wudbetaat’- last week, which was posted on assenna’s website on Dec. 4; the first part was on Medrek’s resuscitation of
Dear Assenna readers: I would like to share with you a private letter I sent to Dr Assefaw and Forum (መድረኽ) on February 14, 2014 via email regarding my observation after our collaborative work was curtailed due to their refusal to engage and openly discuss my
ተልእኾ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፍታት። 11.12.15፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣርእስተይ ንሎሚ “ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል” ክብል ምዃነይ ተቛጺረኩም ምንባረይ ትዝክሩ ኢኹም። ግናስ በዛ መገዲ’ዚኣ ክሓልፍ መሪጸ ኣለኹ’ሞ ተጸመሙኒ። እወ፡ ወዮ ግዜ ግዲ ረቒቑስ ወዲሰብ ንርእሱ ታሪኽ ኮይኑ ንዝተርፍ ብታሪኽ ዝግደስ ሰብ እናሰሓወ ምኻዱን ኣውራ ን ዝኾነ ትረኻ ሰብ ውዕሎ ጸለመን
I was deeply saddened and disheartened when I heard about the untimely death of my dear friend, Issac Ghebreselasie Amanios. Issac was my beloved friend with whom I grew up with and attended the same Secondary school, San Gorgio in Mendefera. In 1974, we both joined
Fetsum: Two factors down; the most critical void in the way of the destination I believe that the enemies have finished digging their own graves. No authority can be imagined to trash itself out of society stronger than what the Eritrean regime has been doing to
A US air strike killed a senior leader of the Islamic State (IS) group in Libya, the Pentagon has confirmed. Pentagon spokesman Navy Capt Jeff Davis said Abu Nabil died after an F-15 jet targeted a compound in the eastern city of Derna on 13 November. Iraqi
ታሕሳስ 2. 2015 ናይ ሳንብአርናርዲኖ ካውንቲ ናይ ክባብያዊ ጥዕና ሰራሕተኛታት ሰሚናር ኣብ ዘካይድሉ ዝነበሩ ጊዜ ሓደ ካብቶም ሰራሕተኛታት ምስ ሰበይቱ ናይ ሽበራዊ ተዂሲ ብምኽፋት 14 ሰራሕተኛታት ክቐትሉ ከለዉ 21 ድማ ብከብኢድ ቆሲሎም። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ሓውናን ወድናን ኢሳቕ ገብረስላሴ ኣማንዮስ ሓደ ካብቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰራሕተኛታት
ኣስማት ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ብዝብል ምስላ መተንብህ ኣስማት ጀመርና ክንረቍሕ ክንሓሪ ክንቈርሕ ካብ ባህሊ ርሒቕና ተስፋ ሓጎስ ነጋሽ ደስታ ባህታ ድሑር ኣስማት ቆጺርና ሓርነት ናጽነት ማሕታ ወጋሕታ ዓወት ድፋዕ ፈንቅል ብድሆ ዝብልውን ሓረና መግለጽ ቅልጽም ጕብዝናና ኣይሽዑንድዩ ዝሓከለ ልባትና ዝረሓቐ ካብ ናይ ወለድና ዝኾብለለ ካብ ባህልና ቅሳነት ጸዊዑ ኣይቀሰነ ልዋም ኣውጺኡ ኣይኖመ ሓሊማሉ ድሙዕ ኣይኣለመ ራህዋ ስኢኑ እነሆ
https://www.youtube.com/watch?v=gnbOayRTXqw
The opposition leaders( EDA, EPDP etc..)are no better than Isaias Afwerki, the only difference being that they are not in a position of authority. Compiled by Russom Kidane
ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 3ይ ክፋል 08/12/2015 ኣብ 2ይ ክፋል ከምዚ ክብል ኢየ ተፋንየኩም “እዚ ክብ ኢለ ዝገለጽኩዎ፡ ገለ ካብ ኩነታት ተጋደልትን ሓለፍትን ህዝባዊ ግምባር ኣብ ድሕሪ ናጽነት ኢዩ። ብውሑዱ ድማ፡ ነቲ ንተጋደልቲ ከም ሓደ ቀጸላ ናይ ሕ/ሰብና ምስ ህዝቢ ከባእሶም ጥራይ
December 8, 2015 By Tewelde Stephanos (email: testifanos@gmail.com) Along with few friends, I make very modest monthly contributions to encourage the work demo.archive.assenna.com is doing. I do this with the spirit of “if I cannot lead, at least I should support those who do”. And