https://www.youtube.com/watch?v=9TXDkZCmiKE
By Fesseha Nair The Democratic transition from dictatorship to Democracy in the 80th, 90th and the recent of the Arab spring where some were successful, and some were failures and resulted in civil wars and destabilisation. The South African model of dialogue was a good example illustrating how an
An Inclusive Definition of “Who is an Eritrean?” By Our Voice Global Eritrean Democratic Grassroots Movement (GEDGM) “OUR DESTINY IN OUR HANDS!” One of the requirements of conducting a successful grassroots election with the purpose of swiftly forming a people’s Baito and a Global Eritrean Leadership Council for regime change is inevitably
ኣማኑኤል ሳህለ ሓምላይ ወይ ቀጠልያ መነጽር (ኮክያለ) ገይሩ ዚዛወር ሰብ: ኩሉ ሰብን ከባቢኡን ቀጠልያ ኾይኑ እዩ ዚረኣዮ። ቀዪሕ መነጽር ዚገብር ሰብውን ከምኡ: ኩሉ ቀዪሕ ኮይኑ ይረኣዮ። ብሓጺሩ እቲ ሕብራዊ መነጽር ዚገብር ሰብ: ሓደ ዓይነት ሕብሪ ጥራይ እዩ ክርእይ ዚኽእል: ስለዚ ነቲ ኣብ ዕምባባታት መሮርን ኣብ ዕራርቦ
Why are so many youngsters leaving the tiny country of Eritrea by putting their lives in absolute danger? The risk of perishing during the epic flights for freedom is high; and yet, tens of thousands of young Eritreans embark on this dangerous journey every year. They
ዕንደራን ዳንኬራን ስርዓት ህግደፍ ኣብ መላእ ዓለም በቶም ሕልና ኣልቦ ሰዓብቱ፣ ሓዘንን ሓጎስን ዝተሓዋወሶም፣ ንሕማቕ ጽቡቕ፣ ንሓዘን ሓጎስ፣ ንጥሜት ጽጋብ፣ ንጽምኢ ርውየት፣ ንዕንወት ዕብየት፣ ንጥፍኣት ልምዓት፣ ንሞት ሂወት ፣ እናበሉ ብዘይ ሕፍረት ብሓሶት ክምስክሩ ዝፍትኑ፣ ንሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይውክሉ ሰብኣውነቶም ዝሸጡ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ፈቐድኡ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ከጋውሑ
ካብ ዓዲ ጥልያን ናብ ሜዳ ብምውራድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ተመዲባ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝናበየትን ዝኾስኮሰትን፣ ናብ ቃልሲ ዘሰለፈትን ክብርቲ ሓርበኛ ተጋዳሊት ኣዴና ዛይድ ርእሶም ብዝሓደራ ሕማም ኣብ መበል 77 ዓመት ዕድሚኣ ብምዕራፋ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፣ መንግስተ ሰማያት ይቀበልኪ ንብል። ንቤተሰባን ኩሎም ‘ቶም ሓልዮታ ረኺቦም
FDP wants to close Eritrean Consulate Eritreans were abusive to with Swiss money , the FDP . Moreover, they should cooperate with the regime . The party wants to close its consulate in Geneva Now also demands the FDP a tougher approach towards asylum seekers
ህይወት ድሕሪ ጥልመት ዝኸበርካ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም፡ ካብ ኩሎም ንዕድመ ስልጣን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝከላኸሉን ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ዘብእሱን ዘለዉ ልሙሳት መሳርሕትኻ ንዓኻ ምሕራየይ፡ ተራኻ ንምቁንጻብን ወይ ንምንኣድን ኢለ ኣይኮንኩን። የግዳስ ብኣኻ ኣቢለ ናብ ካልኦት ሰበስልጣን ህግደፍ ከሕልፎ ዝደለኹ ኣገዳሲ መልእኽቲ ስለዘሎኒ’የ። ከምዘይትስሕቶ፡ ንነዊሕ ዓመታት ብተራን
ጎዲምና ከንተርፍ ንበራበር ኣብ ቀዳማይ ክፋልን ፡ ዓማጻይ ኣብ ዝዕመጹ ሰባት ክጥቀመሎም ይኽእል ‘ዩ ኢለ ዝሓሰብክዎም እከይ ጥበባትን ሳዕቤኑን፡ ከምኡ ‘ውን እቶም ግዳያት ዝኾንና ኣብ ምንታይ ክንነቕሕ ከምዘለና ንኣንባባይ ክሕብር ፈቲነ ‘ለኹ። ኣብ ካልኣይ ክፋል ከኣ ሓደ ርእይቶ ወሃባይ ብዝሃበኒ ርእይቶ ምርኩዝ ጌረ ካብ ላንጋ ላንጋ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/ኩልዕቲ-ሽም-1.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=ghY93_zsvxE
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/Trust-Building-among-Eritreans.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/FITHI_SPECIAL-AUGUST-EDITION.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ ብ 1871 ሃገር ኢጣልያ ነቶም ገዛእታ ሰጒጓ ናጻ ምስ ወጸት: ኢጣልያስ ከም ሃገር ተፈሊጣ: ኢጣልያውያን ግን ከም ህዝቢ ተፈጢሮም ዲዮም? ዚብል ዘረባ ይቃላሕ ነይሩ። ከምዚ ኪብሃል ከሎ: ነታ ሓዳስ ሃገር ኣብ ሓድነትን ራእይን እተመርኮሰ ፍሉይ ባህርይ ወይ መንነት ዘልብሱዋ ህዝቢ ምስኣ ተፈጢሮም ዲዮም ከም
Photo:A migrant child eats emergency ration food on the Migrant Offshore Aid Station (MOAS) ship MV Phoenix after being rescued from an overloaded wooden boat 10.5 miles (16 km) off the coast of Libya August 6, 2015. Hopes faded of finding more survivors on Thursday from
https://www.youtube.com/watch?v=BGjfYAEF_S4
My opinion on OUR VOICE’s latest article on the Urgency of Re-organizing and Strengthening Eritrean Democratic Grassroots Movements for Primary Elections by assenna, August 6, 2015 Remark: The final moment for the dictatorship and its evil doctrines to crumble has arrived for all of us to
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/ብምኽንያት-ፈስቲባል-ትግራይ-ኣብ-ስያትል-ብ-ስኤመለ-ሰሜን-ኣሜሪካ-ዝተዳለወ-ጽሑፍ.pdf"]
ካብ ሊብያ ዝተበገሱ ኣስታት 700 ሰባት ዘሳፈረት ጃልባ ሎሚ 5 ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ከምዘጋጠማ ሓይሊ ባሕሪ ኣየርላንድ ሓቢሩ:: ኣብ’ታ 25 ኪሎሜተር ካብ ገማግማ ባሕሪ ሊብያ ሓደጋ ዘጋጠማ ጃልባ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከም ዝኽእሉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ገሊጹ:: ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ
Urgency of Re-organizing and Strengthening Eritrean Democratic Grassroots Movements for Primary Elections By Our Voice – Eritrea Outline Mission Statement The Role of Our Voice – Eritrea The Role of Opposition Political Parties and Civic Organizations in the Elections Criteria for Candidacy and Any Participation in the Elections Signing a
ኣንታ እዛ ጀኔቫስ’ምበር ድሮ ስምብራት ገዲፋ ኣብ መድረኻ ። ፈስቲቫል ህ.ግ.ድ.ፍን ፍሽለታቱን። ኩልና ከምንዝክሮ ህ.ግ.ድ.ፍ ንባህልን ልምድን ክብርታት ሕብረተሰብና ብምብራዝ ብእዉጅን ዘይእዉጅን ኣገባብ ድሕሪ ምእጋዱ ንምሉእ ዓመት ብናቱ ናይ ጥፍኣት ብዓላት ተኪኡ ሓንሳብ ምጅማር ሓንሳብ ምዝዛም ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እናሰመየ ብዓላትን ፌስቲቫላትን ብምድላው ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጠሉ
The survivors of conscription in Eritrea have reported brutal scenes of torture, rape, and summary execution. They're made to work backbreaking jobs under the guise of “national service” for international corporations like Nevsun, which opted into this system when it opened its Bisha mine. When confronted
ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት 2015: ብዝሒ ናይ’ቶም ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ቆልዑ: ድሕሪ ኣፍጋኒስታን እቲ ዝበዝሕ ከምዝኾነ ተገሊጹ:: ብመሰረት ጸብጻብ ኢመግረሽን እታ ሃገር ካብ ኤርትራ ዑቕባ ዝሓተቱ ቆልዑ 288 ክኸውን ከሎ ካብ ኣፍጋኒስታን: 458: ካብ ሶርያ 31 ኢዮም:: ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኖርወይ 264 ትሕተ
ሳላ ምዕቡል ተክኖሎጂ መራኸቢታት ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም: ኣብ ውቅያኖስ ኣብ ሰማይ ዝፍጸም ኣብ ቤትካ ኮፍ ኢልካ: ኣብ ጉዕዞ ኮንካ ትከታተሎ:: ዘሕዝን: ዘደስት: ዘነድር: ዘተባብዕ ፍጻሜታት ትዕዘብን ትሰምዕን:: ክንዲ ጽፍሪ ኣብ ትኸውን መሳርሒ ሰኒድካ ኣብ ዘድለየካ ጊዘን ቦታን ደጊምካ ትውከሶ:: በዚ ምዕባለ’ዚ ዝርዕድን ክዓብሶ ዝፍትንን
ኣማኑኤል ሳህለ ብተመክሮታትን ተምሳላትን ምስልታትን: ብምግንዛብን ምዝማድን ምንጽጻርን: ከምኡውን ብእተጠላለፈ ህዋሳዊ ፈትልታት ዝመልአ ሓንጎል ወድሰብ: ካብ ምሕሳብ ኣየዕርፍን። ሰብ: ምሕሳብ ደው ምስ ዘብል: ምንባሩውን ኣይፈልጥን። በዚ ምኽንያትዚ ኸኣዩ ደካርት እተባህለ ፈረንሳዊ ፈላስፋ: እሓስብ: ስለዚ ኣለኹ: (cogito ergo sum) ዝበለ። ሓንጎል ወይ ኣእምሮ ሰብ: ብባህርያቱ ተመራማሪ እዩ። እቲ
https://www.youtube.com/watch?v=Ud-AgRHJW3Y&feature=youtu.be
ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ ሃገረይ፣ ሎሚ ቕነ ስምኪ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ብኽልተ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናተደጋገመ ገኒኑ ቀንዩ። በቲ ሓደ፣ ብሃራት ተወጣሕቲ ብሽግለታ ኤርትራውያን ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ብመንገዲ ‘ታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኣብቲ ህቡብ ቅድድም ብሽግለታ ዓለም Tour De France ናይ መጀመርያ ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያንን ተሳተፍቲ ክኾኑ ምብቅዖም
ብ.ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ)01/08/2015 መሰልካ ክትመዝን፣ ፈውሶ’ቲ መርዘን ኣይትፍኮስ ርዘን! ብጭብጢ ግን ሓዘን፡ ካብ ኣፍልጦኻ ንላዕሊ ሓያል ክትበሃል ብምግዳስ ጠለብ ህዝቢ ምስትብሃል ብፍትሒ ዝሰሓል በሊሕ ከይደሃል ህዝባዊ-ጠለብ መልስ ክብል ከሎ ሃልሃል፡ ሕልናዊ መግብኻ ሓቂ ንቅንዕናኻ ዘይንከ ስንቂ ንኹሉ የአንጊዱ ዘዕገበ ቅቡል’ዩ! ዘይብሉ ዝድርበ፡ ገምጋም ግበረሉ ፍረ ጻዕሪ ብኸንቱ ኣይተሕልፎ ጊዜኻ ከተማዓራሪ ልዕሊ ኹሉ እምነት ዝጎደላ ፍቕሪ ናብ ምፍራሳ’ያ ይትረፍዶ ከተዕሪ፡ እምነትካ ዘርጒድ
ኢሳያስ ቀይሕ መስመር ሰጊሩ ንኢትዮጵያ ክወርር ምስ ዝፍትን: ኢትዮጵያ ዳግማይ ከም ዘይትንስእ ስጉምቲ ከም እትወስደሉ ዝጸንሐ ፖሊሲን ስትራተጂ ሃገሩ ከምዝኾነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ:: ንሱ : ምስ ጽንዓት ዝተሰምየ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ: ኢሳያስ ዓቕሙ ብምድኻሙ ንኣሽቱ ምትኹታኹ ይገብር
ስርዓት ህግደፍ፥ ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ምሉእ ብምሉእ ንምልማሳን ምርማሳን ዘካይዶ ዘሎ ሓደገኛ ተግባራቱ፥ ኣዝዩ ሓያል ብዝኾነ መገዲ ይቕጽሎ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ፥ ንተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ሓንቲ ካብተን ናይ ስለያ ትካላቱ ንምግባራን ብዘለዎ ሓይሊ ኣብ ምሉእ ምቁጽጻሩ ንምእታው ብቐጻሊ ይዓየሉ ኣሎ። እታ ቤተ ክርስቲያን ባህላዊት ሃይማኖት ንምግባራን፥ መራሒ
ስርዓት ህግደፍ ሓደ ካብቲ ካብ ነዊሕ እዋን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ዘሎን ሽጣራታትን ተንኮላትን፡ ኣብ መንቀራቅሮ ኣትዩ መውጽኢ ምስሓርበቶ፡ ካብ ተሓታትንት ንምህዳም፡ ሓቅታት ንምጥምዛዝን ተሓላቂ ንምምሳልን፡ ንህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ንምድንጋር ዘውጽኦን ዘካይዶን ዘቆጸልጽል መግለጺታትን ዘካይዶ መናውራታት’ዩ። ኮሚሽን ተጠባዊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት፡ ነቲ በቲ ስርዓት ኣብ ልዕሊ
https://www.youtube.com/watch?v=esvw-3Q1kF8&feature=youtu.be
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ከምዝተሸርበ ብመርበብ ሓበሬታ demo.archive.assenna.com ተጠቒሱ ዝነበረ 1ይ ጸሓፊ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኢማራት ዓረብ ነበር ኣልኣሚን ናፍዕ ኣብ ኣውስትራልያ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ሓቢሮም። ነቲ ሓበሬታ ኣብ ኣውስትራልያ ዝመደበራ መርበብ ሓበሬታ farajat.net ‘ውን ኣረጋጊጻቶ። ኣቶ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ “ እቲ ስርዓት
In my article, “On the latest EGS Symposium for Human Right, Justice and Democracy (Final)” where about 10 professors participated to discuss on the general theme of: Exploring Possible Scenarios for Eritrean Transition to Democracy (March 8, 2014 in Virginia) I testified in writing that
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/Strategy-Adi.pdf"]
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቲቢ ኤረ ምልካዊ መራሒኡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ “ብሰንኪ እቶም ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉ መንእሰያት ዝበኵር ዕማም የለን፣ ብዘይብኣቶም ኳ ይሰልጠና ናይ ጉልበት ጸገም የብልናን” ፣ እናበለ “ክኸይድ ዝደለየ ይኺድ” ዝዓይነቱ ዘይሓላፍነታዊ መልእኽቲ ዝዳሕድሐ ምልካዊ ስርዓት፣ ኣብ ኤውሮጳ ብሰንኪ