Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓርበኛ ሓውና ተስፋኣለም ኣብርሃ ኣብ መበል 60 ዓመቱ ብዝሓደሮ ሕማም   ብዕለት 17.08.2015 ስለ ዝዓረፈ   ኣብ ሃገር ጀርመን ከተማ ስቱትጋርት Stuttgart (Badcannstatt) ሓመድ ኣዳም ክለብስ ኢዩ። ቀብሪ ስነ ስርዓት ዝፍጸመሉ ንሰሉስ    25.08.2015 ሰዓት 11³° ኣብ Hauptfriedhof Stuttgart Steinhaldenstr. 52 70378 Stuttgart ሓዘን ዝካየደሉ ቦታ ኣብ  Evangelische Brüdergemeinde Korntal Saalplatz 2, 70825

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ናይ ሰብ ሓንጎል: ብዙሕ ክፍልታት ወይ ውሻጠታት ዘለዎ ይመስል። ኣብቲ ክፍልታት ድማ እተፈላለየን እንሓንሳእ ነንሕድሕዱ ዝጻረርን ዘይቃዶን ኣምራትን እምነታትን ርእይቶታትን ምቕማጥ ወይ ምውጋን ዚከኣል ኮይኑ ይስመዓኒ። ከምኡ እንተ ዘይከውን ደኣ ከመይ ኢሉ እዩ ገለ ምሁራትን ተመራመርትን ምስቲ ዘይኣምኑሉን ምስቲ ብስነሞገታዊ መገዲ ኪሓስቡ ኸለዉ ኣእምሮኦም

READ MORE

                                   Tesfamariam Wel. 17/08/2015 Norway   ኣንታ ህዝቢ እንታይኻ በዲልካ? እዚ ኹሉ ተንኮል ኣብ ልዕለኻ ክንዲ ዝቐለብካ ዝሓብሓብካ ሓንጎፋይ ኢልካ ሰብ መሲሉካ ቅንይ ተልካስ ቀዳሞት ጸላእትኻ   ርስትኻ መሬትካ ገዛኻ ተዘሚትካ ወሊድካ ከምዘይ ወለድካ ገረሙኻ ዘላኣለም ባርያ ህግደፍ ክትከውኒኻ ዘይተነግረሉ ስዉእ ኢኻ ኮንካ ዘለኻ   ብዘይ ከውን ኢኻ ትቕንጸልዘለኻ ንሞት ከም ዕቁብ ብተራ ትጽበ ዘለኻ ብረት ተሓንጊጥካ ኣብ ጎኒ ማእገርካ ገዛኻ ናፈረሰ

READ MORE

ትርጉም ፍትሒ (justice) ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብኣቶ ተክአ ተስፋይ ተጻሒፉ ከምዘሎ “ብቕንዕናን ብዘይ ኣድልዎን ዝፍጸም ናይ ዕርቂ፡ ሽመት ምሃብ፡ መቕጻዕቲ ምብያን፡ ወይ ካልእ ተመሳሳሊ ተግባራት እዩ``። እታ ``justice`` ትብል ናይ እንግሊዝ ቃል ኣብ Collins English Dictionary: 1, The quality or fact of being just. 2,

READ MORE

ሓድነት ዩ! ሓይሊ ወጽዓታት ዝአሊ ፍረ፡ ተኽሊ፡ ቡቑሊ፡ ኤርትራዊ ዜጋ፡ሎሚ ከም ትማሊ፡ ጉዑዞ ታሪኽ ገድሊ፡ ዳግማይ  ኣመስክሮ ፡ንመሰል፡ንኽብሪ፡ ንዉሉድ ዎሎዶ  መሰረት  ነባሪ፡  እወ    ንላዛዘብ   ነሙቓ ዛ "ደንበ፡ ምረት ህዝቢ  ንራህዋ   ይጽበ፡  ማዓት  እንዳ   ዘነበ  ንቡር ዘይረኸበ፡ ምክብባር ፡   ሲኒት  ሩሑቕ    ዝቀረበ፡ ብድሕሪ ሞት  ጥዕና

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ብምኽንያት መበል 14 ዓመት ማእሰርቲ ናይቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክመጽእ ድሕሪ ምጽውዖም ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም ኣብ ምስጢራዊ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝሓቁ ዘለዉ ሓርበኛታት ኤርትራ ካብ ጽባሕ ሓሙስ 20 ነሓሰ ጀምርና ሰሙናዊ ዝቐርብ ፍሉይ መደብ

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት 2015 ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 12 ሽሕ ስደተኛታት እቶም ሓደ ሲሶ፡ ማለት 4 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዝኾኑ መርበብ ሓበሬታ ብሉምበርግ ንሰበስልጣን ናይታ ሃገር ብምጥቃስ ሓቢሩ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኣትሒዞም ብፍላይ፡ መዓልታዊ ካብ 150-200 ስደተኛታት

READ MORE

እቶም ትማሊ ቐዳም፡ ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ብዘይውሕስቲ ጃልባ እናተጓዕዙ ብትኪ ነዳዲ ናይታ ጃልባ ተበኪሎም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሞቱ ስደተኛታት ቁጽሮም ካብ 40 ናብ 49 ክብ ከምዝበለ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ AFP ሓቢሩ። እቶም ግዳያት ኣብ ከብዲ ናይታ ጃልባ ኣብ ዝርከብ ዕጹው ክፋል ኮይኖም ዝጓዓዙ ዝነበሩ

READ MORE

እየ  ክንደይ ኮን ምቖዶ !!! ??? እየ እወ ክንደይ፡ ኣየ ከመይ ምቖዶ እቲ ቃልሲ ብሓባር እንተንጸምዶ እወ ብሓደ ከም እሱር ማእዶ። ኣየ እወ ክንድይ እኳ ምቆዶ እቲ ጎደና ሕውነት ብሓባር እንተንኸዶ እቲ ዓቢ ንንእሽቶ እንተዝምዕዶ ንመትከላዊ መገዲ መንእሰይ እንተ ዝጽዕዶ ህዝብን ሃገርን ፍስሃ ምወረዶ። ኩልና  እንተንጾሮ ንመን ምኸበዶ ምክብባር ብኢደይ ኣድካ ብጽምዶ ናብራና ቅሳነት ምሰፈኖ ክብሪ

READ MORE

ኣብቂዑ ኣይትበል ነቒዑ ተመን ኣይመውትን ሕቖኡ ተወቒዑ:: ጸንቂቑ ኣይትበል ነጺፉ ለኺቱ ኣፉ ከየውድቐካ ጠሊፉ: ሰበባ ገዲፉ:: ተበርቁቑ ኣይትግደፎ ወዲቑ ጨናፍር ኣለዎ ከይቀትለካ ሓኒቑ:: ቤት መቕደስ ኣትዩ’ሎ መስቀል ሒዙ ማይ ድጋም ከይመስለካ መርዙ: ንቓሕ ተበራበር ከይወስደካ ኣፍዚዙ ኣደንዚዙ:: ወጋሕታ ድግዝግዝ ኣብርሃዮ ኣዒንቲ ተኸተሎም ከዋኽብቲ ጋኔን ከይኣተወ ናብ በዓቲ:: ብደመ ኣዕጽምቲ ዝተሰርሐት መንበር ሰይሩ ተሸንዲሑ ብጽጋብ ኣሳፊሑ ኣእጋሩ ባሕሪ

READ MORE

ብሰንኪ እቲ ሎሚ ቕነ ኣብ ሽወደን ዝተፈጸመ ቅትለት ኣደን ወዳን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ምፍዳይ ሕነ ከይፍጸም ኣብ ዝፍርሓሉ ዘሎ ግዜ፣ በቲ ቅትለት ዝተጠርጠሩ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ዝቕመጡሉ ዝነበሩ ማእከል ስደተኛታት  ንዝተኻየደ ዘይሕጋዊ ሰላማዊ ስለፊ ፖሊስ ሽወደን ከምዝበተኑዎ The Local ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሓቢሩ። ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት

READ MORE

ሓደ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ክሓትት ዝወጠነ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ናይ ጽዕነት ክፍሊ ናይ ሓንቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ስቶክሆልም ዝበረረት ነፋሪት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርካቡ ብፖሊስ ሽወደን ተታሒዙ ሕክምናዊ መርመራታት ከምዝተኻየደሉ ቢቢሲ ሓቢሩ። ከም ልሙድ እቲ ኣቑሑ ዝዕቀበሉ ክፍሊ ናይታ ነፋሪት ኣዝዩ ቆራሪ ኳ እንተኾነ፣ እቲ ካብ ኣዲስ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ዝሓለፈ ጌጋታትን ህዉኽ ውሳነን: ግጉይ ግብረመልስን ድሑር ባህልን: ምስ ሕሉፍ ታሪኽን ተመክሮን: ምስ ማሕበራውን ፖለቲካውን ቁጠባውን ስርዓታት ተደማሚሩን ተጓዳዲሉን: ነቲ ኣሉታዊ ናይ ህይወት ሒሳብ ሚዛን (balance sheet) የቕርበልካ: ነቲ ሕማቕ ዘመን ከኣ ጎቲቱ የምጽኣልካ። ብግዜ ጣልያን: ህዝቢ ብሓይሊ ይኹን ብድልየቱ እናተኸትበ ንሊብያ ኪኸይድ ከሎ: ኣብቲ

READ MORE

ብንኣምን ተኪኤ 12 August 2015 ባይቶ ን ኳዂቶን ውርጹጽ ጽሓፊ ኳ  ኣይኮንኩን ፣ ግን ሕልፍ ሕልፍ ኢለስ ፣ ገለ ሓሳባት ፣ ፈይ የብል የ ። ብቀጻሊ ክጽሕፍ ዘተባብዑኒ ውን ኣይተሳእኑን፣ ጽበት ጊዜ ስለ ዘሎ ግን ኣይ ከምትጽቢቶምን፣፣ ብዕለት 8 ንሃሰ 2015 ፣ ሓሙሽተ ሃገራውያን ውድባት ኤርትራ፣ ንህልዊ ኩነታት ኤርትራዊ

READ MORE

ምንጪ ንብዓት- ኣብ ፍጥረት: ወዲ ሰብ ጥራይ’ዩ ዝነብዕ:: እንስሳታት ኣዕዋፍ ኣይነብዑን’ዮም::ገመል: ሓርማዝ: ድሙ: ከልቢን ካልኦትን  እንተነብዑ እውን ኣዒንቶም ምስ ዝሓሙ ወይ ውን ባህርያዊ መስርሕ ምሕጻብ ኣዒንቶም ከካይዱ ከለው’ዩ:: ንብዓት ሓርገጽ ዝበሃል እውን ሓርገጽ ንግዳዩ እንዳቖርጠመ ስለዝነብዕ’ዩ:: ወዲ ሰብ ግን ኣብ ሓዘን: ኣብ ሓጎስ: ክቑጣዕ  ወይ ክስሕቕ

READ MORE

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grassroots Movement)፡ ን Aug 15, 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ዝካየድ ኣኼባ፡ እዞም ዝስዕቡ መደባት ክህልው ኢዮም። ብሽማግለ ናይ’ቲ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ስራሓ ምቕራብ ንጸብጻብ ናይ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ውድብ ሕቡራት

READ MORE

እቶም ኣብዚ ቐረባ መዓልታት 55 ዝዕድሚኣ ሽወደናዊት ኣደን ወዲ 28 ወዳን ብምቕታል ተጠርጢሮም ተታሒዞም ዘለዉ ክልተ ኤርትራውያን፣ ዋላ ገበነኛታት ኮይኖም እንተተረኺቦም፣ ብምኽንያት ‘ቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ናይቲ ስርዓት ናብ ኤርትራ ከምዘይስጎጉ መንግስቲ ሽወደን ከምዘፍለጠ፣ breitbart.com ብሬትባርት ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ። እቲ መርበብ ሓበሬታ፣ ወሃቢ

READ MORE

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ናይ ስነጥበብ ዝንባለ ዘለዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣  ነቲ ኣብ ኤርትራ ሓዲጎሞ ዝመጽኡ ዘይጽወር ክዉንነትን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ዘሎ መከራን ብስእሊ ከምዘንጸባረቑዎ ሓደ ኣብ ምሕጋዝ ስደተኛታት ዝነጥፍ Jesuit Refugee Service ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ማሕበር ሓቢሩ። እቲ ማሕበር በቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት

READ MORE