እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ
እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ
https://www.youtube.com/watch?v=KBxwne6oOrw&feature=youtu.be
by Matt de Neef LE HAVRE, France (CT) – There’s a real sense of excitement around the MTN-Qhubeka team at the 2015 Tour de France. The Pro Continental outfit is the first African-registered trade team to race the Tour and, in its first outing in the
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ፍጥረት፡ ኩሉ ነገራት እተተሓሓዘ፡ እተኣሳሰረ ወይ እተዛመደ እዩ። ንበይኑ ጠልጠል ኢሉ ዚነብር የሎን። ከምዚ ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ፍጥረት እቲ ሓደ ነቲ ዘድልዮ ነገራት ካብቲ ሓደ እናተጸበየ (interdependence) ወይውን እናተጸላለወ (interaction) እዩ ዚነብር። ምስ ዝኾነ ይኹን ከይተኣሳሰረ ወይ ከይተዛመደ ንበይኑ ህላዌ ዘለዎ ሓይሊ ወይ
ኣብ ደቡብ ሱዳን መሪዲ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ደቡብ ሱዳን ብሰኑይ 6 ሓምለ፣ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ብግፍዓዊ መንገዲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም ኣብ Eastern Equatorial State ግዳይ ናይቲ መጥቃዕቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ኣቦን ወዱን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እዮም። እቲ ዜና ናብ ኣሰና ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=PLkUoNKGodA&feature=youtu.be
ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን። 07.07.15፡ ወለድናስ “ንእሽቶ ውራይ’ሞ ግበር ሰብካ (ፈተውትኻን ጸላእትኻን) ክትፈልጥ” ክብሉ እንከለዉ ብተግባር ዘረጋገጽዎ ፈተና ከምዝነበሮም እንሆ ንዓና’ውን በጺሕና።ከምዚ ዘበለኒ ምኽንያት ነቲ ድሕሪ’ዚ ሓድሽን ኣብ ብዓለሙ ዝተወደበን ናይ 26 ሰነ 2015 ዝተገብረ ሓያል ሰልፊ ዝፈጠሮ ጥርዚነት ክጠቅስ’ምበር እዚ ዝቐነየ ናይ ‘ይኣክል’ ናዕብና ኣነኣኢሰዮ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/Urgent-Appeal-to-help-the-youth.pdf"]
Three Eritreans were brutally murdered in a South Sudanese town on Monday, according to sources from South Sudan. . A father with his son, and a close relative of them were attacked and gunned down by an armed man at their shop during working hours at the capital city
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንቤት ምኽሪ ሃገሩ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ: ህግደፍ ንጎረባብቲ ሃገራት ምሕማስ ምቕጻሉ ገሊጹ:: ንሱ:መንግስቲ ኢትዮጵያ: ምስ ኬንያ: ጂቡቲን ሱዳንን ዘለዎም ብደረጃ ኢጋድን ብክልተኣዊ ርክባትን ዝነኣድ ውጽኢት ከምዘመዝገቡ ጠቒሱ: ብኣንጻር ናይቲ ኢትዮጵያ እትገብሮ ናይ ሰላም ጻዕሪ: ህግደፍ ነቲ ከባቢ ናይ ምህዋኽ ተግባራቱ
Fetsum: What is to be done now? Source of Information: Somalia's Transitional Government by Stephanie Hanson, and Eben Kaplan Updated: May 12, 2008 When I released the ANSWER as a solution for the Eritrea’s journey to democracy based on Liberia’s experience I felt like few people did not
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ብኣጋጣሚ’ቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝቀረበ ክሲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ብሰላማዊ ሰልፍን መራኸቢ ብዙሓንን ኣቢሎም ነቲ በቲ ውድብ ዝቀረበ ጸብጻብ ደገፎም ገሊጾም። ብኣንጻሩ ስርዓት ህግደፍ በቲ ንሱ ዝውንኖ ጋዜጣ፡ ራድዮን
ኣቡነ ሲኖዳ፡ ብሰንኪ ዝዘርእዎ እከይ ተግባራት ዉርደት ከምዝሓፍሱ ኮይኖም እቲ ቀንዲ ምኽንያት ነዛ ጽሕፍቲ ክንጽሕፍ ዝገደደና አቲ ብዕለት ሰነ (June) 28,2016 ኣብ ኣሰና ዶት ኮም “ ጳጳስ ኣሜሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተከርስቲያን ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ሓበሬታ ተሓዊስዎ ስለዘሎ መልሲ ንምሃብን ከምእውን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/ሰማይ-ዝዓረገ.pdf"]
እቶም ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ በቲ ISIS ወይ ከኣ ዳዒሽ ተባሂሉ ዝፍለጥ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ኣብ ሊብያ ብጠያይቲ ዝተረሸኑን ብኻራሩ ዝተሓርዱን ኣመንቲ ክርስትና፣ ቁጽሮም 56 ከምዝኾነን ዝበዝሑ ኸኣ ኤርትራውያን ምንባሮምን፣ ኣብቲ ናይ ምርሻን ህሞት ኣማኒ ምስልምና ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ ካብ መቕተልቲ ዝደሓነ ነቲ ናይ
https://www.youtube.com/watch?v=GpnA6ZJWyvM&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/ምንዳፍን-ምፍራስን-ቅዋም-1.pdf"]
An Illustration of the Manipulative and Destructive Self-Appointed Dictator and his Cohorts in Eritrea Paper Presented at the 16th International Academy of African Business and Development (IAABD) Conference from May 13-16, 2015 at Strathmore University, Nairobi, Kenya By Desalegn Abraha, Ph. D Associate Professor in Business Administration Email: desalegn.abraha@his.se Abstract:
by Dan Connell published in MER275 TAPACHULA, MEXICO—It is not hard to find the Eritreans in this low-key town near the Pacific coast a few miles north of the Guatemalan border. They gather on the front steps of the Palafox Hotel with the only other Africans here—Somalis,
ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ነዛ ሓጻር ዓንቀጽ በጃኻትኩም ኣንቢብኩም ናብ ዘይኣንበባ ኣሳግርዋ፡፡ ኣይትንዓቕዋ ዝእረም ወይ ዝንቀፍ እንተለዋ ወስኹላ ኣርምዋ፡፡ ሓላፍነት ናይዛ ጽሕፍቲ ተሓታቲ ባዕለይ ኢየ። ብዛዕባቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ኣብ ዕለት 26 ኣብ ከተማ ጀነቫ ዝተኻየደ ድሙቕ ሰለማዊ ሰልፊ ብባህር ጋዜጠይና ኣማኑኤል ኢያሱን ብሰፊሑ ብስእልን ቪድዮን ተተንቲኑ። ኣብ
ሓድነት ትካላት መርበብ ሓበሬታ ደምበ ተቃውሞ! ሕጂ!!! ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ሓድነት ኣብ ሓደ መስርሕን ክውን ነገርን ዘለዎ ጥቕሚ ብምግላጽ ‘ዬ ዝጅምር። እስኪ ሓድነት ኣብ ስድራቤት ዘለዎ ጥቅሚ ንርአ። ስድራቤት ምስሊ ናይ መንግስቲ እዩ። ኣላይ ስድራ ኣቦ ኣደ ዓቢ ሓዊ ወዘተ እንዳበለ ዝወርድ ሰንሰለታዊ መስርሕ ‘ዩ። ሓድነት
ኣንታ እንታይ ተረኽበ ኣዬ ዓቕሊዶ ጸበበ ላዕልን ታሕትንዶ ኮነ መሸንቆቓ ዶ ጸቢባ ዘድምዕ ጊዜ ምስባኸነ ህዝቢ ምስ ምስተበታተነ ለባማት ደቂ ሃገርና ድጋጊሞም ሚዒዶም ዝሰምዕ ምስተሳእነ እዋይ ሕማቕ ዕድል ኣየ ህዝብና እዚዶ ትፍደ ከም ብደው ዝዓወነ ብገርማዕ ወዲ ገርማዕ ምስተማሓደረት ሃገር ክህሎቶም ዝበነነ ዓለም ካባና ትማሃር ኣላ አንዳበሉ ዝጭድሩ ከም ሰብ
ንመስከረም ዶት ነት ዓገብ ክብል እደሊ። ከም ሽም እቲ ዝዓበየ ተቃዋማይ መርበብ ሓበሬታ ስያመ ተዋሂብዎ ‘ሎ። ተቃዋማይ ዝብል ሽም። ብግብሪ ግን ኣይከምሽሙን። ተቃዋማይ እንተኾንካ እኮ ክህልወካ ዘለዎ ዕላማታት ንጹርን ፍሉጥን እዩ። ብሽም ተቃዋማይ ግን ከኣ ደጋፋይ ኮንካ ምቅራብ ኣይግድን። ንዝበልሐ መጉደሚ ኮንካ ከምቅራብ እዩ። ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/PFDJ-DESPERATE-ACT.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=4U1hYHJnvrs
"እቲ ምርጫ ንጹር እዩ። ወይ ምስ ሕቡራት ሃገራት ወይ ምስ ሃገርካ ምውጋን።" "ሎሚኸ፡ ንካልኣይ ግዜ መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራት መንግስታትክውሰን?" "እንተ ብፍላጥ፡ እንተ ብዘይፍላጥ: መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራትመንግስታት ንኽውሰን ዘተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀነቭ።" "ሬድዮ ወያኔ ሬድዮ ወጋሕታ ዘቕረቦ ጸበጻብ ሰላማዊ ሰልፍታት
ብቀዳምነት ሰላምታና ነቐርብ። ቀጺልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቤአን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምዝዛምን ንምስልሳልን ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኮንና ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ፡ ጉዳይና ስለዝኮነ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡ ነዚ መደብ’ዚከኣ ንዘይ ሰማዑ ጉድሳት ሰባት ንምሕባር ኣብ ጎስጎስ ነብሲ ወከፍ ክትተሓባበሩና ኣሰናዳዊት ሽማግለ ማሕበር
GENEVA: Eritrea faces a second year of scrutiny by human rights investigators after the U.N. body overseeing them extended their mission on Thursday, a decision that may put the government at risk of referral to the International Criminal Court. The U.N. Human Rights Council asked the
https://www.youtube.com/watch?v=8TRl_F9BcBA&feature=youtu.be
ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሱዳን ናብ ሊብያ ኣብ ዝኣተዉሉ እዋን በቶም ISIS ተባሂሎም ዝፍለጡ ጥሩፋት እስላማውያን ድሕሪ ምትሓዞም ዘምለጡ ክልተ ኤርትራውያን፣ ምስኣቶም ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዓሰርተታት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያትን ኣብ ትሕቲኦም ተታሒዞም ከምዘለዉ ብምርግጋጽ፣ ኤርትራውያን ኣብ ኢድ እዞም ጨካናት ጉጅለ ከይወድቁ ብጽኑዕ ኣተሓሳሲቦም። እቲ ሓደ
ሁማን ራይትስ ዎች ሎሚ 2 ሓምለ ናብ ምክትታል ዶባትን ኢሚግሬሽንን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ፣ ነቲ ኣብ ሰንኮፍ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵኵሱ ቀይሩዎ ዝጸንሐ መምርሒ ዑቕባ ዝሓቱ ኤርትራውያን ስደትኛታት ሰሪዙ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ሃገሮም ዓመጽን ስቓይን ዝወርዶም ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘንጸባርቕ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ ዝተምርኮሰ ሓድሽ
Government’s New Position Based on Unreliable Evidence London, July 2, 2015) – The United Kingdom’s Home Office should issue new guidance to staff screening Eritrean refugee claims that reflects the continued real risk of persecution and other abuses there, Human Rights Watch said today in a
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/AGM-Invitation_london.pdf"]