https://www.youtube.com/watch?v=gRnsORSAg80
https://www.youtube.com/watch?v=gRnsORSAg80
ሓዱሽ ዓመት ምስ ሓዱሽ ስርዓት ቃል ኣሰና ኣብ ድርኵዅት ሓዱሽ ዓመት፣ ሓድሽ ትምኒት ምግላጽ ኣብዛ ዓለምና ልሙድ እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ግን ሓድሽ ዓመት መጸ ሓደ ትምኒት ክንደጋግም ልዕሊ 10 ዓመታት ኣሕሊፍና ሓርነትን ፍትሕን ዘአንግድ፣ ብሕጊ ዝምእዘዝ ሓዱሽ ስርዓት ሃረር ንብል ኣለና። ጻዕርና ንባህግና ምድራግ ስኢኑዎ ስለዘሎ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/EAJ_Congress-2015.pdf"]
ጠቓዒት ፍሥሐየ መብራህቱ ጠቓዒት መኣስ ተጀመረ? ከበሮ ምስ ነደረ ጓይላ ምስ ዓመረ ከመይከ ተዘውተረ? ሓሜን ምስ ከረረ። ጠቓዒት ኣምበኣር ግሩም፤ ጓይል እንኪጅመር ጸውታ ኪዕምር ትምኒትካ ኪሠምር ሠናይ ክተበሥር። ምጥቓዕ ግን ኣይግድን፡ ርኢኻ ዘጣቕዕ ብብሂል በሰሚዕ ብዛር ንዘጕርዕ ንኽትመልስ ባርዕ። ጠቓዒት እወ ከንቱ፡ እንኮ ንበይንኻ ብዘይ ልፍንትኻ ነይስማዕ ድምጽኻ ጥፉእ መልእኽትኻ። ምጥቓዕ ግቡእ፡ ኣብ መርዓ ኣብ ሓጎስ ንኽብሪ ንሞጎስ ክትቅድስ ክትውድስ ንፍቕሪ ንደስደስ። ጠቓዒት እኮ ነውሪ፡ ኣብ ሓዘን ኣብ ቀብሪ ንባእሲ ንነድሪ ንስርቂ
ካብ ደበና ሓጋይ! ኣብዚ ሓድሽ ዓመት መቐይሮ ዕለት መቊሕና ክንበትኽ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሽግርና ከብቅዕ ናብራ ስደት ከርተት ኣሕዋት ኤርትራውያን ንሓርነት ንኽተት! ንኺድ'ወ ንኽተት ከምቲ ናይ ትማሊ ክሳዕ መዓስ ደኣ ክንሓኮ እዚ ቑስሊ ነዚ እኩይ ስርዓት ንህዝቡ ዘይሓሊ ውሉድ ምስ ወላዲ ወትሩ ዝፈላሊ ልዝብ ኣይፈቱን'ዩ ንእለዮ ብሓይሊ! ካብ ፓልቶክ ኣዝሊቕና ኣድቢና ኣብ መሰንጀር ፈይስቡክ ከፊትና ኣጥቂዕና
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Vegas_2015.pdf"]
ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲስ ዓመትን ክኮነልና ዘሎኒ ምንዮተይ ክገልጽ። ሰላምን ሰናይን ንኵልዅም ደለይቲ ሰናይ። ብምቅጻል ንሕና ከም ሕዝቢ ኤርትራ ፡ብፍላይ ከኣ ከም ደለይቲ ፍትሒን ሰናይን፡ ምንዮትናን ድሌትናን ብሰናይ ግብርና እዩ እሞ፡ ቅድም መብጸዓና/ድሌትና እንታይ ምኳኑ፡ ድሓር ከኣ ንክዉንነቱ ገዛእ ርእስካ ምድላውን
https://www.youtube.com/watch?v=VfdxraM-pIc&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/StatmentNEW.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/SudanStatement27Dec2014.pdf"]
BBC - By Imogen Foulkes Einsiedeln Abbey, Switzerland's oldest and most famous monastery, has opened its doors to asylum seekers. The abbey was founded in the 10th Century; for over 1,000 years it has been a place of pilgrimage. For the Benedictine monks who live there, the
The Italian Navy rescued some 1,300 migrants in several operations late on Christmas Day, among them a Nigerian woman who gave birth on board one of the rescue vessels, local media said Friday. The majority of the migrants were on boats adrift off the coast of
https://www.youtube.com/watch?v=zY1MsRMseyQ&feature=youtu.be
ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስያዊት ኤርትራ 'ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኮይኑ ሃገራዊ እጃሙ ዘበርከተ ሓረበኛ ዑመር ጃብር፣ ብ 19 ታሕሳስ ኣብ መበል 69 ዓመቱ ኣብ መልበርን ኣውስትራልያ ምዕራፉ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፋራጀት ዳት ኮም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። ሓርበኛ
ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ ርድኢትን ተራን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሚሽን መርማሪት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት (UN Commission of Inquiry on Eritrea) ክቡራት ነበብቲ፡ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ (መ.ኤ.ሲ.ማ.- ኤውሮጳ)፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ነጊሱ፡ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ንክኽበር፡ እጃሙ ንምዉፋይ፡ ኣብ 2002 ዝቖመ፡ ምስ ኩለን ፖለቲካዊ ዉድባት
https://www.youtube.com/watch?v=U3i37q8Y8to&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Godefa_Part4.pdf"]
ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ 17 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ብጃምላ ድሕሪ ምጥፍኦም ብዝተፈጥረ ዘይርጉእ ኩነታት ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ወጥሪ ይርከቡ ከምዘለዉ፣ ሰቦም ይእሰር ኣባይቶም ይነድድ ከምዘሎ፣ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ካብቲ ቦታ ብቴለፎን ምስ ድምጺ ኣሰና ዝተዘራረቡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣገንዚቦም። ብመሰረት እቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Time-for-Reflection-V.pdf"]
ደሃይ ካብ ኤርትራ - ኣስመራ ኣብ ወጥሪ ኣላ። ኣብ መፋርቕ መስከረም ብገምጋም 15 ሰባት ንስግረ ዶብ ክኸዱ ከለዉ ሓይሊ ባሕሪ ሒዞምም ክብሃል ጸኒሑ። ወለዶም ንኩነታቶም ብዝምልከት ንሓላፊ ናይቲ ዳርጋ ናይ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ ኮይኑ ተባሂሉ ዝዝረበሉ ዘሎ ወዲ ፊቶውራሪ ሓቲቶሞ ብብድዐ ከምዝመለሰሎም 'ውን ክዕለል
https://www.youtube.com/watch?v=fbjqHdyXj7o&feature=youtu.be
ጊዜ ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 “ንትካዜ ንኑዛዜ ንንስሓ ንፍሥሓ ንሓጎስ ንምሕራቕ ንብኽያት ንስሓቕ ንምቕራብ ንምርሓቕ ንጥዕና ንሕማም - ንጸብኢ ንሰላም” ንዅሉ ጊዜ’ሎ - ኰሀለት ከምዝበሎ። ንኣይ ግን ገሪሙኒ’ሎ ‘ቲ ሰዓትና ዕንኪላሎ እቲ ወቕትና ሰንፈላሎ ፈታውን ጸላኢን ዘስተብሃሎ ቅድሚ ሬሳ ንብል ላሎ ጊዜ ሓዘን ሰዶ ኣውሎ እንታይ ወረደን ዘን ዓላሎ? ዕሽነትዶ ጽላለ ንቝጸሮ መኣስ ኢና ንጊዜና ንቕይሮ? ብሃንደበትዶ ብቖጸሮ? ብነጋሪትዶ ብኸብሮ? ብእዋኑ ክነሥምሮ ንባህግና ኣይነውዕሎ ኣይነሕድሮ። ሰዓታት
The Ethiopian Defense Ministry charges that a pilot hijacked to Eritrea an attack helicopter which went missing a few days ago. In a statement issued late Monday the ministry said the pilot of the Ethiopian attack helicopter forced his co-pilot and technician to land in Eritrean
By Tesfa-Alem Tekle December 22, 2014 (ADDIS ABABA) – Two Eritrean rebel groups on Monday said they have killed 7 Eritrean intelligence agents in an attack they jointly carried out on a military camp in the southern part of the country. The rebel groups - the Red
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Godefa_123.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=tgMbuvShbXs
Zekarias Ginbot December 20, 2014 Part I A lot has been said about the atrocities committed by the Eritrean regime and articles with similar content have been published before in this kind of platforms. However, the content of this article might be different in a sense that it
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Lidshopping.pdf"]
ኣገናዕ ወደብቲ መደብ፡ ‘መዓልቲ ልደት፡ ምስ ኤርትራውያን ስድራቤት ኣብ ሎንዶን’ ካብ ሓውኹም ዮውሃንስ ጸጋይ፡ ሎንዶን፡ 22 December 2014 መርሓባ ደቂ ኤረ! ደስ ዘብል ቅዱስ መደብ’ዩ! ኩሉ ኤርትራዊ ቤተሰብ፡ ብዘይኣፈላላይ ወገን፡ ዓሌት፡ ሃይማኖትን ፖለቲካን፡ ክንሳተፎ ኣገዳሲ ኢዩ። ሓደ ንኹልና ኤርትራውያን ጎዲሉና ዘሎ ዓበይ ነገር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ዕድላት ብዘይምህላዉ ኢዩ። ብሰንኪ’ዚ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/mefth_Hadnet.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=i1F0tR5k0Mo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=3AEFMaZ58WI&feature=youtu.be
የቐኒየልና ንሀግደፍ ዘቃሉዑልና Tesfamariam Wel. 21/12/2014/ Norway ብምትሕብባር ኮርዒዳ ወናኒ ኣሰና ደኺመ ዘይብል ኣማኒኤ ኢ. ሓውና ዘሎ ኣኻኺቡ ወረ ዓድና ዘአንግደና ኣሰና ተዘይ ትህሉስ ታይኮን ምኾና? ኣይምሰማዕናን ንህግደፍ ጉዱ ዘጋልጽ እንቋዕ ተማህዘ ምዕባለ ሓንጎሉ ዘናወጽ መርበባት ማዕከናትና ኣቢለንኦ ዓጽዓጽ ዓጀውጆው ጀሚሮም ተስፋ ብምቑራጽ ማዕከናት ራድዮ ኤረና ራድዮ ወጋሕታ ሓቀኛ ማዕከናት ሓያላት ሃገራዊ ዋልታ ትኩስ ወረ ዝህባ ከይ ደንጎያ