Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ብምትሕብባር ምስ ዶክተር በላይ ዎልዳይ ከምኡውን ዶክተር ሙስጠፋ ሰሌዳይ ኣብ “ማሕለኻታትን ብድሆታትን ህዝቢ ኤርትራ” ከምኡውን “ሓድነት ኣብ ሞንጎ ድልየትን ሸፈጥን ” ዝብሉ ትምህርታዊ–ሓዘል ኣርእስታት ኣዳልዩ ንኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተ ይዕድም።  

READ MORE

ጉጅለ ባህሊ ብድሆ ካብ ከተማ ስታቫንገር ትስጎግ 07.12.14 ብዓርቢ ሽዱሽተ ታሕሳስ ኣብ ክተማ ስታቫንገር ምርኢት ከተቕርድ ካብ ኤርትራ ዝመጸት `ብድሆ’ ዝተሰምየት ጉጅለ ባህሊ፡ ብሓያል ጻዕሪ ደለይቲ ለዉጢ ከተማ ስታቫንገርን ከባቢኣን ኣብ ናይ ዜሮ ሰዓት እቲ ከተካይዶ ዝተሓስበ ምርኢት ከምዝስረዝ ተገሩ ይርከብ። እዛ ንሓሙሽተ ፍሉጣት ስነጥበበኛታት ብምሓዝ ናብ ከተማ

READ MORE

ፖሊስ ጀርመንን ጥልያንን፣ ሊብያ መዋፈሪኦም ገይሮም፣ ክሳብ 3 ሽሕ ዶላር ንሓደ እናኣኽፈሉ ልዕሊ 20 ስደተኛታት ዝሓዛ ጀላቡ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ከሰጋግሩ ምጽንሖም ዝኸሰሱዎም፣ 29 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣብ ጀርመን ዝምቕማጡ መዓሾ ተስፋማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ ዝርከቦም 11 ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ስደተኛታት ከምዝኣሰሩ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እዞም

READ MORE

ባህሊ ሰፊሩኩም ፍሥሐየ መብራህቱ ጋና ተሰጊሩ ብዕማኾ ሕንሽሮ ሰላም ተባሂጉ ንሕፍንቲ ቆሎ እዋን’ውን ሓሊፉ ዘእተወ ሰሎሎ እንቅዓ ዘርእካ ዘይተሓፍሶ ምዕሮ ዓጺድ ዚሓረሞ መቕድሙ ኣወሮ ንስኳ ሓሊፉ ረሲዕኩሞ ድሮ ኪዒቡኩም ሎሚ ንቡር ዝጐደሎ ንፍቂ ትድረሩ ተረፍ ዘይሓድሮ መስለስ ኣብትርኣስኩም ንቅጫ ሕንኵሮ ዝሓዘለ ሕዝቢ ዝበለ ሕንጉሮ ሓፋሽ ተጠሊሙ ኣመልኩም ዚፆሮ ብኸብዱ ቅሒሩ በጺሑዎ ኣብ ጐረሮ ገበታ ተስፋኹም መዓላ ቍንጣሮ ንኅድሪ ግሂስኩም ደም

READ MORE

ብደወል ዓርቢ ሓርነት እዛ ልበይ ተሰቕለት! ካልኣይን መወዳእታን ብደወል ዓርቢ ሓርነት እዛ ልበይ ተሰቕለት! ይበዝሕ ኣሎ ዘወጣውጠለይ ስሕለት እንቋዕ’ዛ ዓርቢ ሓለፈት! እብል ንሰሙን ምልስ ትብል ልበይ ግን ሓዊ ትኣጉድ ዓርቢ ትመጽእ ዝገደደት ይኣክል! ይኣክል! ዝብል ሒዛ ዘሰምብድ ጸዋዒት ከፊኦምኒ ከኣ ተኸዊሎም ዝተረፉ ሕቡኣት እናውጽኡ ተቐቢሩ ዝበልኩዎ ምስጢራት ክንበብ ይውዕል ኣሎ ኣብ ቅርዓት ይፍኖ’ሎ’ሎ ብራድዮ ተለፎን ኢንተርነት ግን ከፍሽሎ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀረባ መዓልታት ካብ ከረን ክሳብ ተሰነይ ሸሞንተ ናይ መፈተሺ ንቝጣታት (ብሎኮታት) ብምውዳድ ኣብ ዝሓዘን 90 ናይ ጽዕነት መካይን ንዝረኸቦ ብብዝሒ ስሚንቶን ነዳድን ዝርከቦ ንብረት ከምዝዘረፎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ኩሉ ዓይነት ቀረብ ሓሪሙዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ብኮንትሮባንዳ ብዝኣቱ

READ MORE