ክትሓስቦ'ኳ ዘጨንቕ! "ወደይ ገበነኛ እንተ ኮይኑ፡ ከም ዓለሙ ፍረዶ! ወድኻ ገንዘብ ሰሪቑ ትብለኒ እንተ ኴንካ ድማ ንቢተወደድ ወደይ ሳላ'ቲ ጽቡቕ ግብሩ ዘይፈልጦ ሰብ የለን! ህዝብና ድማ ብሩኽ'ዩ! ነጸላይ ገቲረ ቅለቱኒ ኢለ፡ እተን ትብለን ገንዘብ ከምጽአን'የ! ግዳስ ከም ዚሰረቐ ኣረጋግጸለይ'ምበር!" ክቡር ነፍሲሄር ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃ (ኣቦ ሓርበኛ ተጋዳላይ
ክትሓስቦ'ኳ ዘጨንቕ! "ወደይ ገበነኛ እንተ ኮይኑ፡ ከም ዓለሙ ፍረዶ! ወድኻ ገንዘብ ሰሪቑ ትብለኒ እንተ ኴንካ ድማ ንቢተወደድ ወደይ ሳላ'ቲ ጽቡቕ ግብሩ ዘይፈልጦ ሰብ የለን! ህዝብና ድማ ብሩኽ'ዩ! ነጸላይ ገቲረ ቅለቱኒ ኢለ፡ እተን ትብለን ገንዘብ ከምጽአን'የ! ግዳስ ከም ዚሰረቐ ኣረጋግጸለይ'ምበር!" ክቡር ነፍሲሄር ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃ (ኣቦ ሓርበኛ ተጋዳላይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን3ይ-ክፋል.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=ayIEvj1wXGU&feature=youtu.be
ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ሕጂኸ ናበይ-?! ብሊቀ-ካህናት ተክለማርያም ምርካጽዮን እወ! እዛ ዓባይን ጥንታዊትን ቤተ-ክርስቲያን፥ ሕጂኸ ናበይ ኣቢላ’ያ ክትጐዝ ትደሊ ዘላ-? ዝብል ሕቶ ብምልዓል እቲ ጉዳይ ምርኣዩ ከድልየና እዩ። ከም-ዝፍለጥ እዛ ብቕድስናዝፍለጥ ታሪኽ ዘለዋ ቤተ-ክርስቲያን’ዚኣ፥ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ብተጽዕኖ ፖለቲካ ደኣ’ያ፥ ክትድፋእን ክትሰሓብን ዝጸንሐት እምበር፥ ባዕላ መደብ ሓንጺጻ ክትገብሮ ይግብኣዝነበረ
ካብ ክዉንነት ዝረሓቐ ምስክርነት ካህናት ኦርቶዶክስ ኣብተን ካልኦት ናይ ኣመንቲ ኣምላኽ ኣብያተ ጸሎታት ዝውቱር ይኹን ኣይኹን ርግጸኛ ኣይኮንኩን፣ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስትያናት ግን ኣብ ግዜ ቅዳሴ፣ኣብታ ሰንበት መጸ ኣማኒ ብሃረርታ ዝጽበያ ጸሎተ ቅዳሴ እቲ መሪሕ ካህን“ንመፍቀሪ እግዚኣብሔር መራሒ ሃገርና ጾሩን ጸላእቱን ቀልጢፍካኣህዳኣሉ” ዝብል ጸሎት የዘውትሩ። ዝኸበርኩም ኩልኹም
ዝከበርኩም ድምጺ ኣሰና፡ ዝኸበረ ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ድምጺ ኣሰና ካብ እትጅምር ኣትሒዛ ሕቖ ህግደፍ ዝመሰሰት ድምጺ ውጹዓት ኮይና ትኸይድ ዘላ ድምጽና እያ። ንሕና ተቐማጦ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ከኣ ከም ቀደምና ኣብ ጎኒ ድምጺ ኣሰና ከም ዘለና ክንሕብረኩም ንደሊ። በዚ ምኽንያት፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ
ድምጺ ኣሰና ጠመተ እዋናዊ ጉዳያት፣ ዋዕላ ካርቱም ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ሚኒስተር ጉዳይ ወጻኢ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣቶ ዕስማን ሳልሕ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ዝዘተየ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣህጉራዊ ውድብ ስደት ከምኡ 'ውን ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት
According to OCHA, UN Agency, the refugee reception center in Ethiopia couldn't coop with the number of people coming from Eritrea. The number of daily refugee arrivals spiked since the first week of September. At present, on average more than 200 Eritreans cross the Ethiopian border each
https://www.youtube.com/watch?v=_XUdkQ3e3Os&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/endabaguna-pdf.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/EFND-conference1_corrected.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Rottordam_lampedusa.pdf"] https://www.youtube.com/watch?v=-bgqOdFp7wg
Nineteen officers and members of the Eritrean Naval Force have defected to Djibouti in the past few weeks. According to our sources, head of squadron Lieutenant Biniam Gebreselasie; Department Head of the Electricity Department of the Halieb Boat Factory Habtom Ghebrekidan; and Head of the Technical
መግለጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን እዚ፥ ስምረት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ዝኣወጅዎ ውግዘት ምኽንያት ብምግባር ዝወጽአ ዘሎ መግለጺ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕ እዩ። ቅዱስ እንጦንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ወፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ፥ ብ13 ጥሪ. 2006፥ "ሕጊ እንተ ረገጽካዮ ተመሊሱ እዩ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን-2ይ-ክፋል-1.pdf"]
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝሓሰመን ዝጨከነን ኣባይ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይንሕስያ ዘውርዶ ዘሎ ጥፍኣት ይምስክረሉ። ስምብራት ዝሓለፉ ገዛእቲ ኤርትራ ኣብ ኣካላቱ ዝርአ እንተነይሩ፣ ስምብራት መግዛእቲ ህግደፍ ግን ካብ ኣካላቱ ሓሊፉ ኣብ ኣእምሮኡ በሰላ ይገድፈሉ 'ሎ። ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሕማም ኢቦላ ህዝቢ
ስርዓት ህግደፍ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃያማኖት ካብ ቁጽጽሩ ንከይትወጽእ፥ ንጳጳሳት ኣብ ዕጽው ግዛ ጅሆ ሒዝዎም ኣሎ፣ ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ናይ ገዳማትን ኣድባራትን ነቶም ክልተ ካድራት ድሕሪ ምብራሩ፥ እቲ ናታቶም ቦታ ካልእ ጥቕሚ ህግደፍ ዝሕሉ ኣብ ቦታ ዮፍታሄን ሃብቶምን ክትክእ፥ ነታ ቤተ ክርስትያን ከም ቀደሙ ክቆጻጸራ ላዕልን
https://www.youtube.com/watch?v=6bHibO2icQA&feature=youtu.be
እቶም ዘጽቀጥኩም ብኣ ጌራ ትሰድኩም Tesfamariam wel 16/10/2014 N0rway ኣይገርምንዶ ህግደፍ ከጽቅጥ ኣይናትናንዩሉ ንህዝቢ ክሽሕጥ ዓለም እና ረአ ባሕሪ ክገላበጥ ድሑር ስርዓት ጉዱ ክዓባብጥ ዝኸዱ ከይዶም ነይብሎም መላሲ ዘሕዝነኒ ዘሎ ናይ ህግደፍ ተቓላሲ ንዝሞቱ ጠሊሙ ንዘዕነዉ ወዳሲ ነዛ ሕማም ዚኣ ተሳኢኑዋ ፈውሲ ቲቪ ኤረ ብስቕታ ምስማዕኩም ዓገብ ክትብሉ ዘይምኽኣልኩም ርሑቕ ከይንብሎ ኣብ ቅደመኹም ዓለም ተናዊጻ ተገሪማ እናረአኹም ታይ ትብሉ ትዀኑ ብዉሽጥኹም ንፈልጥ
ኣይጽመሞን!!! ፍሥሐየ መብራህቱ መኣስ’ሞ ፈትየ ወግሐ ጸብሐ ቍዘማ ቃንዛ ኣካል ቀላል ምጽማማ ቍስሊ እምሮ ረኺሳ ለጊማ ስንብራታ ሕቡእ ማዕቡባ ጸለማ ክዉል መድኃኒታ መን’ዩኸ ሓኪማ? በዲዶ ተላገብ ጥፍኣት ብላኼማ። ኣነዶ’ሞ መሪጸ ሕይወት - ወትሩ ልቕሶ ድግድጊት ዓጢቐ ዕላማይ ከንግሶ ከም ሓጺን ጸኒዐ ወድኖይ ከዳዕሶ ንስሩት መትከለይ መን’ዩ ዝምቍሶ ዓይነይድየ ኪዕምት መሰለይ ንገሃሶ ኢደይ ተቐሚደስ ሕጂ’ውን ክዕሾ? ከማይ እንዶ’ይኮነን ዝተሓርሰ
LONDON (Thomson Reuters Foundation) - Sixteen countries have alarming levels of hunger, with Burundi the worst affected, according to an annual index released on Monday which also reveals that 2 billion people worldwide suffer from "hidden hunger". Hidden hunger, which is a lack of vitamins and
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ በዚ ናይ መራሕቲ ገዳማትን ኣብያተ ክርስትያንን ከቢድ ውገዛ ሰንቢዱ፣ ነቶም ተለኣኣኽቱ ኮይኖም መራሕቲ ሃይማኖትን ኣመንትን ኣብ ምብትታን ዘገልግሉዎ ይፍታሄ ዲሜጥሮስን ሃብተ ርእሶምን ክኣልዮም ከምዝተገደደ ተፈሊጡ 'ሎ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/LetterOfExcomFromEritreanAbbots.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=hErYNx-zDJA&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Godefa_4.pdf"]
Due to clash of programming on the occasion of UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day, which are observed on the 18th of October, we regret to inform you that Assenna Foundation public meeting scheduled for the same day has been postponed . Assenna
by Tesfagabir Berhe Tesfu (George) [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Meron_running.pdf"]
ፍሉይን ህጹጽን መልእኽቲ ናብ መራሕቲ ሃይማኖትን ጳጳሳትን ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ብካህን ራእዩ ይሄሉ መንፈሳዊ ስላምታይ እናኣቐደምኩ ህጹጽን ኣዝዩ ኣገዳስን ዝኾነ እዋናዊ መልእኽተይ አቕርበልኩም። እዚ ድማ ብዛዕባ’ቲ ቀዳማይ ግህሰትኩም ማለት ኣብ ልዕሊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝወሰድኩሞ ዘይሃይማኖታዊ ግህሰት ኮይኑ፡ ንካልኣይ ግዜ
ቃልሲ ሓርነት፡ ብጽልኢ መላኽን ሰዓብቱን ዘይኮነስ፡ ብፍቕርን ክብርን ደለይቲ ፍትሒ'ዩ ዚዕወት! መበገሲ ጽሑፈይ፡ ነቲ ኣብ ዝተፈላለያ ውድባትን መርበብ ሓበሬታታትን ዘሎ ንሓድሕድካ ዘይምስናይን ብሓባር ኴንካ ዘይምስራሕን፡ ከምኡውን ነቶም ብጋህዲ ይኹን ብሕቡእ፡ 'ኣንጻር ምልኪ ንቃለስ ኣለና' ንብል፡ ውልቀ ሰባትን'ዩ ዚምልከት። እቲ ቀዳማይ ጸገምና ከኣ እንታይ ንደልን ንምንታይ ንቃለስን ከም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን-1ይ-ክፋል-1.pdf"]
03 ጥቅምቲ፡ ንዝኽሪ ግዳያት ስደት ኣብ’ዛ እንነብረላ ዓለም ብዙሓት ህዝባውያን፡ ሃገራውያንን ዓለምለኻውያንን ባዓላት ክባዓሉ ንዕዘብ። እቶም ባዓላት ናይ ገዛእ ርእሶም መንቀሊ ታሪኽ ዘለዎም ኮይኖም፡ ገሊኦም መሰልን ክብርን ናይ ገለ ኣካላት ናይ ሕብረተሰብ (መሰል ደቂ-ኣንስትዮን ቆልዑን) ንኽረጋገጽ መጸዋዕታ ዝቐረበሎም ክኾኑ እንከለው፡ ገለ ድማ ኣብ ልዕሊ ደቂ-ሰባት ኣሰቃቒ
PLS JOIN OUR MARCH "STOP HUMAN TRAFFICKING": Saturday 18th October 2014 on UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day. Dear Brothers and Sisters We, the lay faithful of St Daniel Comboni’s Cenacle of Missionary Prayer Group, based in Chiswick London, would like to invite you to join
ኣየ እንተትምለስ ኣየ እንተትምለስ ዋላ ንሰዓትታት ምረኣኻዮ ናይ ህዝቢ ስቅያት እቲ ሃጽ ኣቢሉ ዘጽደፈካ ኩሉ ኣይተቀየረን እንሆ ከምኡ ኢሉ ። ኣየ እንተትምለስ ንካልኣይ እዋን ምተረዳእካ ጌጋ ልኡም ምዃን ምቀየርካ ስልትኻ ብቅጽበት ኣብ ዓዲ መትከልካ ክንዲ ስደት ። እንተትምለስ ሓቂ ንክትነግር መብራህካሎም ተገዲድካ ዶብ ከምእትሰግር እምበር ምርጫኻስ ምስ ስድራኻ ክትነብር ቁራስ ተካፊልካ ቀሲንካ ክትሓድር ። እንተትምለስ ክትሰምዕ ዝብሉኻ ብገላዩ
ደረት ኣልቦ ዋሕዚ ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ዘሰንበደን ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 13-23 ጥቅምቲ ዝተወሃሃደ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ስደተኛታት ናይ ምምዝጋብ ወፍሪ ወፍሪ ከካይዳ ምዃነን ተፈሊጡ። ኣብዚ ዓዲ ጥልያን ናይ 6 ወርሒ መሪሕነት ሕብረት ኤውሮጳ ሒዛትሉ ዘላ ግዜ እዚ ስጉምቲ 'ዚ ዝውሰደሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት ኣብዚ ዓመት'ዚ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዕጡቓት ሲቪል ናብ ታዕሊም ብዝብል ምኽንያት ንምኽታቶም ትማሊ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ዝገበሮ ብተቓውሞ ህዝቢ ፈሺሉ። እቶም ጻውዒት ዝተገብረሎም ዕጡቓት ሲቪል በብዘለዉዎ ጠፊኦም ኣብቲ ናይ ቆጸራ ቦታ ምምጻእ ክኣብዩ ከለዉ፣ ትሕቲ ዕድመ መንእሰያትን ቆልዑን ነቶም መኻይን ኣኸቲሎም ዝመጽኡ ዕጡቓት ወተሃደራት
መልቀስ ንዝኽሪ ላምባዱስ!!!!!!!!!! ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኢለ ክዝክሮ ዘይተርኽቦ ደበሳ!!! ክንዝክሮ ዝመረረ!!!ሓዘን ላምባዱስ ዝኸበደ ሓዘን ዘይብሉ ደበሳ ወዲ ኮነ ጓላ ክንደይ ተረሚሳ ወላዲት መናእሰይ ከብዳ ተሓሚሳ ኮይናዶ ተርፈት ሃገርና ዘይብላ ዝደበሳ። ክንደይ ይመርርር መዓንጣኻ ዘሕረረ ገሪሙኒ ኣነስ ሓዚነ ሓሪረ ብሓደ እዋንዶ እዚኹለ መረረ ዓለም ሓዚና መዕንጣኣ ተኾምተረ ሕልፈት ኤርትራ ኣብ ዓለም ተነግረ መንሞ ተሪፉ ሓዚኑ ዘይዘረ። ኣብ ቦስተንን! ኣብ ኣትላንታን!!! ሓደረ ክወቕዑ ከበሮ ክንደይ
https://www.youtube.com/watch?v=I_T8o1vLhlg&feature=youtu.be