ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙናት ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ስርዓት ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌም - ስካንዱናቪያ ርእስቱ ጽሑፍ ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ጽሒፍና ኔርና። ልሚ ድማ ኩነታት ህግዯፍን ወዱ መንጉስቱን ኣብ ስቶክሆሌም ክንሕብረ ኢና፡፡ እቲ ዯሊይ ሰሊም፡ ፍትሒ፡ ርግኣት፡ ዯሞክራሲ፡ ጥዑይ ምሕዯራ ኣብ ሃገርና ዜምነ ህዜብና እንዲ ዓበየ ዜኸይድ ል፡ ካብ ትምኒት ሓሉፉ
ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙናት ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ስርዓት ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌም - ስካንዱናቪያ ርእስቱ ጽሑፍ ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ጽሒፍና ኔርና። ልሚ ድማ ኩነታት ህግዯፍን ወዱ መንጉስቱን ኣብ ስቶክሆሌም ክንሕብረ ኢና፡፡ እቲ ዯሊይ ሰሊም፡ ፍትሒ፡ ርግኣት፡ ዯሞክራሲ፡ ጥዑይ ምሕዯራ ኣብ ሃገርና ዜምነ ህዜብና እንዲ ዓበየ ዜኸይድ ል፡ ካብ ትምኒት ሓሉፉ
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ ንህልዉ ድሕሪ-ባይታ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ሃገርና ዝምልከት ኣቅሪበ ነይረ። ብዛዕባ ፖለቲካ ክንዛረብ ከለና፣ ዘይርና ዘይርና ብዛዕባ ቁጠባዊ ረብሓታት ንዛረብ ምህላውና ንስሕቶ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ፖለቲካዊ ረብሓታት ካብ ቁጠባዊ ረብሓታት ነጺልካ ዝረአ ኣይኮነን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-2ይ-ክፋል-1.pdf"]
ፖለቲካዊ ቁማር ኢሳይያስ ብካርታታት ‘መንግስትን ግንባርን’ ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ኤርትራ ሰሙኑ ምስ ኣሕለፈ፣ ሓዱሽ ዓመት ግእዝ ሰሙን ምስ ተረፎ፣ ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ 6 ግንቦት 2013 ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ናይቲ ስርዓት ቀሪቡ ሰፊሕ ቃለመጥየቕ ክገብር ምድላዩ፣ ኣንደበቱ እንታይ ምንባሩ ነቲ ብማዕዶ
መልእኽቲ ናብ ኩሎም 9/21/13 ፌስቲቫል ክሳተፉ ዝሓስቡ ተቐማጦ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኣን ዝኸበርኩም ኣሕዋት ደቂ፡ሃገር፣ ኣቐዲምና ሕውነታዊ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና ከኣ ብምኽንያት እዘን ብትሕዝቶ ዘይቃደዋ ግን ከኣ ተኸታቲለን ዝዝከራ መዓልታት፣ መዓልቲ ቅዋም (Constitution day) ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ 17 መስከረምን፣ መዓልቲ እገዳ ነጻ ፕረስን (Free press Ban) ሕየራ
by Ruth Samuel While I was updating myself on current Eritrean political issue, a bold burgundy font stating 'September 18, 2001 has dark history in our country' grasped my attention. The title reminded me of the historical event, which was the turning point in Eritrea’s political
@Feruzlondon "I remember…………….18/09/01 As I sit in a chilly and crispy London, I can not help my self but think where must they be? And I also can not help but think, WHY? How did we get here? What happened to all the hope that Eritrea once
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/DEATH-ANNOUNCEMENT.pdf"]
መን እየ ኣነ? ሽግር ሓሊክዎ መልሓስ ተዓጽፎ ዓለም መኒኑ ይነብር ኣብ ቆፎ ንእሽቶ መስኮት ንትንፋስ ገዲፉ ኣብ ጉድጓድ ይቅመጥ ኣብራዂ ዓጺፉ ዝባነ ዝባን ሸነን እንታይ ክዓብሰሉ ብኣየር ዝጓዓዝ ድምጺ እንተዘይብሉ ሓደ ግዜ ግን ሓንቲ ምድረ በዳ ፈጺመ ኣይሩህሩህን ዝበልክዎ ከብዳ ድምጸን ኣጕሊሔን ነጢረን ዝከዳ ኣሎና ዝብላ ብቅጽበት ወሊዳ ንክብሪ ሃለዋት ብሓባር ዘድምጻ ብቝሊ ምድሪ ድየን ካብ ሰማይ
Source: Reuters Author: Reuters Court strikes down law meant to deter illegal immigration * Human rights groups hail move, rightists angered * State has 90 days to decide fate of hundreds of inmates By Allyn Fisher-Ilan JERUSALEM, Sept 16 (Reuters) - Israel's supreme court on Monday struck down a year-old law
ኣብ ዝኽሪ መስከረም እንስከሞ ከቢድ ሓላፍነት!! ቅድሚ 12 ዓመታት ልክዕ ኣብዛ ወርሒ፡ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ሰውራን ሃገርን ዝመርሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ቓልሲ ሓርነት ህያው ዝገበሩ ገዳይም ካድራትን ድምጺ ህዝቢ ዘቃልሑ ውፉያት ጋዜጠኛታትን፡ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኪትግበር ስለዝጠለቡ ጥራሕ ብዓመጽ ብሓይሊ ተቐይዶም ኣብዚኣ ኣተዉ ከይተባህሉ ተሰዊሮም ኣለዉ። እዞም
BLACK SEPTEMBER WEEK and ERITREA’S MISSING $1 BILLION II September 18, 2001, the dark day has become to symbolise the flickering light of hope for freedom and justice in Eritrea grew considerably dimmer. September 2001 was a make or break year for Eritrea; It was a month
By Haben Zeray Compassion is that which makes the heart of the good move at the pain of others. It crushes and destroys the pain of others; thus, it is called compassion. It is called compassion because it shelters and embraces the distressed. - The Buddha. The
ድሕረ-ባይታ፦ ህዝቢ ኤርትራ ስጋይ ስጋኻ ዝፈልጥ፣ ንመዋል እናተኸባበረ ክኸይድ ዝጸንሐ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ግን ነዚ ናይ መዋእል ክብሩ ዝፈታተን ስምዒታት ይረአ ኣሎ። ሓደ ካብኡ ድማ ኣውራጃዊ ስምዒትን ኣውራጃዊ ፖሊቲካን ኢዩ። ኣውራጃዊ ስምዒት መኣስ ከም ዝጀመረ’ኳ ዝፍለጥ እንተዘይኮነ፣ ኣቐዲሙ ካብ እዋን ፈደረሽን ኣትሒዙ፣ ኣብ
ኤሪ ቲቢ፣ ሎሚ18 መስከረም ኣብ ኤርትራ ንዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣመልኪታ ኣብ ዝዘርግሓቶ ዜና፣ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ሃገራት ቱርኪ ቺለ ኣርጀንቲና ኣልባንያ ኢንዶኔዥያ
ሎሚ 18 መስከረም፣ ብናይ ኤርትራ ኣቋጻጽራ ሰዓት 12:53 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኤርትራ ብርቱዕ ምንቅጥቃ መሬት ከምዘጋጠመ meteoweb.eu ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ መጠን ናይቲ ምንቅጥቃጥ መሬት 5.0 ሬክተር ክኸውን ከሎ ስሜናዊ ምብራቕ ካብ ኣስመራ 70 ኪሎሜተር ካብ ባጽዕ ከኣ 18 ኪሎሜተር ርሒቑ እዩ ኣጋጢሙ። እቲ ምንቅጥቃጥ
An earthquake of magnitude 5.0 occurred at 11:53 Italian time in Eritrea, about 70 km north-east of the capital Asmara and 18 km from Massawa. The estimated hypocentral depth is 9.8 km. The quake which has not resulted in damage to persons or property, occurred
http://www.youtube.com/watch?v=n1KkyoRzMWU&width=200&height=200
Nordea allows Eritrean government use PayPal to collect a tax that the UN believes is illegal. Now expected the state -owned bank have to explain itself in parliament. According to a recent UN report, Eritrea stands near terror stamped al- Shabaab and buy weapons in violation
Civic Societies and other concerned nationals should start by being involved in the current worrisome state of Eritrea, where there is no government and no reliable opposition force to salvage the sinking ship- called Eritrea. [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ConflictResolution2.pdf"]
ንዝኽሪ እሱራት ጋዜጠኛታትናን ጋዜጣታትን ትርጉም ናጻ ፕረስ ኣማዕድየ ጠሚተ ናብ’ታ ኣድማስ ከስተማቕር ትርጉም ናጻ ፕረስ እንተዘይብሉኺ ኣብ ውልዶኺ ምልዕስ ምፈልፈለ ቃላትኪ ከም ዛራ ማይ ይፈስስ ጸሓይ ዒራዒሮ በርቲዑኪ ስኢንኪ ዝኹስኩስ ሓሊነ ዝኽሪ ቃላትኪ ከይሃስስ ሰይድ ዓብደልቃድር ክድበስ! መለኸት ብሩህ ተስፋ መቓልሕ መኣዲ ዘተ ትምህር ተብልሕ ፈልፋሊት ሓሳባት ከም ማይ ጃሕጃሕ ማቴዎስ: ዳዊት: ሰላምይንገስ ተሓሊኾም ብሞቑሕ ብመግረፍቲ ይነብዑ ዝርንዛሕ እዚ
‘Silence is betrayal’ Association of Eritrean Journalists Press Release 17 September 2013 For many Eritreans September is remembered as a month of pride and sorrow. It was a month that marked the start of Eritrea’s armed struggle that ultimately culminated in its independence. It was also
ዘኪርኩምናስ ረሲዕናኩም! ኣንቱም ውጻእ መዓት ኣብ ክራማት ኵናት ዝተረፍኩም ካብ ሞት ሲኦል ‘ዶ ኣርኪቡልኩም ቀውዒ ምስ ሓሰደት እምነት ተፈቲሓ ጥልመት ምስ ተኻሕሰት ሰላም ተዘሪጋ ፍትሒ ምስ ተኣስረት፣ ግደፉዎ ‘ሞ ሓመድ ሓፋሽ ዋላ መዘናኹም ብዓል ከብዲ ምላሽ፣ ‘ቲ ሰላም ስለዝበለኩም ጥራይ ተሓጕሱ ኣዕጽምታ ለቒቓ ዝተመጠት ነብሱ፣ ኢዱ ኣብ ጅብኡ ክሳዱ ንሰማይ ዘቕነነ ንፋስ ከይወስደሉ ኣሰር ኣጻብዕኩም ዝተኸናኸነ፣ ኣየ’ወ ‘ቲ ትሕቲ ከልቢ ለጠቕ
Alazar was the son of Mesfin Gudum and Misla Debessai. He is one of five boys and two girls. Five of them joined the Eritrean liberation struggle. Fikre Mesfin and Aron Mesfin sacrificed their lives while Meheretu suffered severe injuries and is disabled. Mesgina was
“ካብ ትም ምባልሲ ምጅማር መሪጽና” ቃል ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ቅድሚ እታ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉላ ዕለት ማለት መስከረም 18, 2001 ዓ.ም.፡ ኩሎም በቢወገኖም ኣብ ዝተፈላለያ ኣብ’ቲ ግዜ’ቲ ዝነበራ ጋዜጣታት ኤርትራ፡ መግለጺ ሂቦም ነይሮም’ዮም። ሓደ ካብኣቶም ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ዝነበረ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) እዩ
መስከረም ዓውደ ኣዋርሕ ሓበንን ሓዘንን ኣብ ታሪኽ ኤርትራውያን ክልተ ዝተፈራረቐ ዝኽሪ ዝሓዘት ወርሓ መስከረም ኢያ፡፡ ወርሓ መስከረም ብቑሊ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ 24 ግንቦት ኢያ፡፡ ብሓርበኛ ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ብሓደ መስከረም 1961 ኣብ ጎቦታት ኣዳል ዝፈለመ ገድሊ ንናጽነት፡ እቲ ንዘንተ እለት
“ናብቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ዘውጽኣኒ ኣፍደገ ክኸይድ ‘ኮለኹ፡ ቂምን ቅርሕንትን ኣብኡ (ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ) ገዲፈዮ ክወጽእ ከምዘለኒ ይፈልጥ ኔረ፡ ምኽንያቱ ንሱ ምሳይ ሒዘዮ ‘ተወጽዬ ገና ኣብ ማእሰርቲ ኣለኹ ማለት’ዩ።” ዉሩይ ተቃላሳይ ናጽነት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ኔልሰን ማንዴላ ድሕሪ’ቲ ብ ሓቅን ዕርቅን ዝብል ስነሓሳብ ምስቶም ገዛእቱን ኣሰርቱን ዝነበሩ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን “ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ” (ሃማመተኤ) ንረብሓ ብሕትውና ስልጣኑ ኣጸቢቑ ንምቍጽጻሩ ብዝጥዕም መንገዲ ብኻልእ መልክዕ ከምብሓዱሽ ንምውዳቡ ከምዘፍረሶ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። በቲ ሓበሬታ መሰረት፣ መራሒ ስርዓት ህግደፍ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ነዚ ዕላማ’ዚ ንምትግባር ብህግደፍ ዝተሓረዩ ሓደስቲ ኣገልገልቲ መንእሰያት ብምዕዳም ሎሚ
UNO SGUARDO SULL’ERITREA DI OGGI (English version by Google Translation could be found at the bottom) 21 settembre 2013 Centro Interculturale Zonarelli via A. Sacco 14, 40127 Bologna (bus 21) Le ricorrenze del 1° settembre 1961, inizio della Lotta di Liberazione del Popolo Eritreo, e del 18 settembre 2001, data dell’arresto
ቋንቋ፡ ንቃንዛ ንጸላ ንምግላጽ ‘ጽምዋ’ ዝተባህለ ቃል ፈጢሩ። ንግርማ ንበይንኻ ምዃን ንምግላጽ ከኣ ‘ብሕትውና’። ጳውሎስ ቲሊኽ ኣብ’ቲ ዝዓሞቐ ሕመረት ጽምዋ ዝተቐብረ ብርቱዕ ድልዬት ሓድነት ምስ’ቲ ዘጥፋእናዮ ነፍስና ኣሎ። ብረንዳ ፍራንሲስ ንጽምዋ ትፈርሓ እንተዄይንካ፡ ኣይትመርዖ። ኣንቶን ቸኮቭ ካብ ንግሆ ክሳብ ምሸት ንሰርሕ፡ ንዛረብ፡ ነንብብ፡ ንጻወት ንዘናጋዕ። ቤተሰብ ንሰምዮ ዕንጩቝ ናይ ገዛእ
http://www.youtube.com/watch?v=Tav27cWPGoY&width=200&height=200
መስከረም! እዛ ባሕቲ መስከረም ታሪኻዊት ዕለት ቤትና ዝሃነጸት ኣጽኒዓ መሰረት በዕጽምቲ ጀጋኑ መንደቕ ምስ ዛዘመት *ጓዛ ብምፍጣራ ዚንጎ ከይከደነት *ተጀሚሩ ዚተቋረጸ ገዛ መፍቶ ዝናብ ኰይና ቤትና ምስ ጨቀወት ደቃ ተሳቒና መሪሩና ህይወት ፋሕ ጭንግራሕ ኢልና ናብ ፈቐዶ ስደት! ክንዲ ተፈሲህና ንሕበን ንኾርዕ ርእስና ደፊእና ንሓዝን ንነብዕ ኣብ ክንዲ ብሓባር ንብድህ *ንመንዕ *ንመንህ ኣብ ቅድሚ መላኺ ብፍርሂ ነጣቕዕ! ማዕዶና *ክብእልዉ
ኣነዶ ከይሕዛ ነዊት፡ ንስኺዶ ከይትበልዒ ሰዊት፡
ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ 20 ዓመታት ብገርህነቱ ተታሊሉ ምስቲ ሓራ ከውጽኣካ ኢሉ ዝወጸ ናይ ተጋዳላይ ሽም ሒዙ ዝመጸ መሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ቃል ኪዳን ኣሲሩ፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍቕርን ሓልዮትን ዘለዎ ናብራ ከሕልፍ ትጽቢቱ ኔሩ፡ ፤ እንተኾነ ግን ብሰንኪ ለውሃቱን ሕያውነቱን ግዳይ ሕሰምን መከራን፡ ስደትን
እቲ ብአማሓዳሪ ከተማ ከረን፣ ተክኤ ትማሊ ቀዳም ዕለት 14.09.13 ካብ ሰዓት 10 ናይ ንግሆ ጀመሩ ዝተኻየደ ኣኺባ ቀንዲ ዕላምኡ ብዛዕባ ምኽፋል ግብርን ምቁጽጽር ኮንትሮባንዳ ዝብል ኢዩ ኒሩ። ድሕሪ አማሓዳሪ ከተማ ከረን ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ከረን መደረ ምስ ገበረ ርእይቶ ካብ ህዝቢ ንምቕባል መድርኽ ንተሳተፍቲ እቲ አኺባ ክፉት ኮይኑ። ተሳተፍቲ
http://www.youtube.com/watch?v=Wczfhzo7soU&width=200&height=200
In his long years of service as ambassador for the poor he has made the world better place to live than it was before him. As result he has improved lives of thousands of poor children, women and men by driving them to get access
http://www.youtube.com/watch?v=JEsVKBTmb4c&width=200&height=200