ጅግና ህዝቢ እንዲኻ! ጎይታ ስቡሕ መሬት ወዲ’ዚ ጋሽ ባርካ ኣንታ ሰረወታይ ጻዕዳ ጣፍ እቶትካ ኣንታ ወዲ ሰንሒት ፍሩታ መወጽካ ኣንታ ደንከለታይ ባሕሪ ዝቕናትካ ኣንታ ወዲ ሰምሃር ባጽዕ ዝወደብካ ኣንታ ኣከለታይ ሃብታም ቅርስታትካ ኣንታ ወዲ ሳሕል ሰውራና ዘዕቖብካ ኣንታ ሓማሴናይ *ቃቤላ ሃገርካ *ዓንዲ ማእከል ኣስመራና ጻዕዳ ሓበን ዝንያትካ መንደላይ ነጊሱ ኣብዛ መረበትካ መርዙ እናነደፈ እንሆ የጥፍኣካ! እዚ ዕቡይ መላኺ