Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ሰራዊት ቐጠር መጀር ጀነራል ብን ዓሊ ኣል ኣታያ ምስ መዘናኡ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ተዘራሪቡ፡፡ክልቲኦም ሰበስልጣን ብ21 ጥሪ ኣብ ዶሃ ርእሰ ከተማ ቐጠር ተራኺቦም ዝምድና ሃገራቶም ብፍላይ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ዝሕይለሉ መዳያት ከምዝተመያየጡ ተፈሊጡ፡፡ኣብቲ ኣኼባ ብርክት ዝበሉ መኮነናት

READ MORE

ከም ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ቴክሳስ ዘለዉ ኤርትራውያን ብፍላይ ከኣ መንእሰያት፡ ነቲ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ኤርትራ፡ ዝግበር ዘሎ ሰብኣዊ ክትራንን፡ ኢሰብኣዊ ተግባራትን፡ ንምኹናን፡ ብዓርቢ 25 ጥሪ 2013፡ ብሰለማዊ ሰልፊ ቁጠዐኦም ገሊጾም። እቶም ካብ ህይስተን፡ ዳላስን ሳንኣንተንዮን፡ ዝተኣከቡ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን፡ ኣብ 1919 Smith St

READ MORE

ዕድል፡ ዕድል ዝብሃል እኮ፡ ሳሕቲ ስለዘጋጥም፡ ብቐሊሉ ዘይርከብ ብምዃኑ እዩ። ሓደ መተዓብይትና፡ ቆልዑ ጽርግያ ኣስመራ፡ “ፈጣን ሎቶ፡ ፈጣን ሎቶ” ኢሎም ኣብ ቅድሚኡ ከም ንህቢ “ዚዝ” ምባል ምስ ኣብዝሑሉ፡ “ሓንቲ ዕድል ኢያ ነይራትኒ፡ ንሳ ድማ ተጋዲለላ ‘የ፡ ርሓቑ ” ክብል፡ ብሓውሲ ሕርቃን ዝደርጕሓሎም ዘረባ እናሃለወ፡ በንጻሩ

READ MORE