ኣንቱም ሰባት፡
ካብ ምንባር ኣብ‘ዚ ኸዳዕ ዘበን
ዘየጽንዕ ኪዳን ዘየኽድን ሓበን
እንተንሓልፍ ምስ ተመስገን
እምበር ዶ ኣይምሓሸን?
ኣቤት ‘ወ!
ምደሓንና ካብ ንብዓትን ቃንዛን
ምርቓ ምበር መርገም ኣይነበረን
ኣብ’ዚ ጠላም ዘበን
መስዋእቲ’ዩ በለጽ ‘ቲ ህይወት ኣይኮነን!
ኣንቱም ሰባት፡
ካብ ምንባር ኣብ‘ዚ ኸዳዕ ዘበን
ዘየጽንዕ ኪዳን ዘየኽድን ሓበን
እንተንሓልፍ ምስ ተመስገን
እምበር ዶ ኣይምሓሸን?
ኣቤት ‘ወ!
ምደሓንና ካብ ንብዓትን ቃንዛን
ምርቓ ምበር መርገም ኣይነበረን
ኣብ’ዚ ጠላም ዘበን
መስዋእቲ’ዩ በለጽ ‘ቲ ህይወት ኣይኮነን!
“ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ፡ ነቲ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ብኣህጉራዊ ኮምሽን ዶባት ዝተወሰነ ብይን “ ብዘይ ቅድመ ኩነት ተቐቢልናዮ ኣለና” ከምዝበለ ኣሾሸይትድ ፕረስ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ።
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ምፍታሕ መሪሕ ተራ ክጻወት ከምዝጸውዐ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ (AFP) ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ፡ ነታ ቀንዲ ሰበብ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይና ዝጸንሐት ባድመ ንኤርትራ ክትሓድገላ ከምዝተሰማመዐት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበረ ካብ ኣሾሸይትድ ፕረስ ዝተባህለ ኣገልግሎት ዜና ዝረኸብናዮ ዜና ኣፍሊጡ።
ቃለ ምልልስ ፕረዚደንት! “ሰዓትኩም ኣተኻኽሉ ኢየ ዝብሎም!”
(1) ” Eritrea is a sovereign and independent State founded on the principles of democracy, social justice and the rule of law.”
መሃንዘል፡ ኣንታ ሳህለ ዓርከይ ኣበይ ደኣ ቐኒኻ፡ ‘ዚ ጥዑም ደሃይካ ተሓቢኡኒ ቐንዩ።
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ዓምዲ “ህይወት”። ኣሰና! ንኹሉ ኴኵርንዑ ገይራትሉ ኣላ። “ህይወት” ናይ ሰላምን ቅሳነትን ኣውንታዊ ኣተሓሳስባን ቦታ እያ። እታ ግናይ ናይ ቅጭታ ደቒቕ ኣኺላ ቀጨውጨው እንተኢሉሉም ወይ ከኣ ምሉእ ህይወት ምንባር እንተህሪፉኩም (ፍሉጥ እዩ ከምእትሃርፉዎ) ናብ ዓምዲ “ህይወት” ቅልቅል በሉ። ኣእሙሮኹም ኣቕሲና ነታ መንቃም -ደቒቕ- ቅጭታ ከተስግረኩም እያ። ክብ ጭንቀትን ሸቐልቀልን ተስፋ ምቝራጽን ኣገላጊላ፡ ምስ ቅሳነትን ርግኣትን ልቦናን ክትዓርቀኩም እያ።
ሰሌ፡ ማይክ ዓርከይ፡ ንዓናይ እስከ ቀልጥፍ ሰዓት 8፡30 ቀሪቡ፡ ናይ ኢሳይያስ ቃለ መሕተት ቲቪ-ኤሪ ኣብ ገዛ ብሓንሳብ ንስምዓዮ።
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና።….. (ሰናይ ንባብ)
Eritrean President Issaias Afeworki on Saturday asked the United Nations to take the lead role in resolving a border dispute with arch-rival Ethiopia
Eritrean President Issaias Afeworki on Saturday asked the United Nations to take the lead role in resolving a border dispute with arch-rival Ethiopia
Ethiopia agrees to give a key town to Eritrea following years of border dispute Read More.
Ethiopia agrees to give a key town to Eritrea following years of border dispute Read More.
ታሪኽ ናይቶም ዘበርከቱ ስኑድ እዩ፡ መጻኢ ሃገር ዘየተኣማምን ኣብ ዝኾነሉ መድረኽ፡ ጸሓይ ኣብ ምዕራባ “ ንዓ ‘ባ ንዓባ “ ኣብ ዝብሉሉ ዘለዉ ሰዓት ግን፡ እቲ ብጥልመት ዝሰክሐ ህዝቢ “ኪድ ‘ባ ኪድ ‘ባ ጸሓይና ቐሪባ” ክብል ግድን እዩ። ሓንሳብ ዝግራህ እምበር ካልኣይ ዝዕሾ የለን።
ቀዳማይ ሚኒስተር መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዓሊ መሓመድ ገዲ ምሕዝነት ተቓወምቲ ሶማልን እትዮጵያን ኣብ ኤርትራ ይቐውም ከምዘሎ ሎሚ (09 ሰነ) ብድምጺ ኣመሪካ (VOA) ንዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ከምዘረጋገጾ መርበብ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ኣገንዚቡ ።
Somalia's interim Prime Minister Ali Mohamed Gedi has confirmed a story reported by VOA on Friday about a coalition being established in Eritrea..Read More
Somalia's interim Prime Minister Ali Mohamed Gedi has confirmed a story reported by VOA on Friday about a coalition being established in Eritrea..Read More
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)
ሓደ በዓል ግዜ ኮለኔል ኣብ ኣምባሳደር ሆቴል (ኣሰመራ) ዊስኪ ስትይይይ ምስ ኣምሰየ፡ ንገዝኡ ነቒሉ ሰንከልከል እናበለ ጽርግያ ሰጊሩ ኣብ ኣፍደገ ካቴድራለ ንፋስ እናወሰደ ታክሲ ይጽበ።
ሓደ በዓል ግዜ ኮለኔል ኣብ ኣምባሳደር ሆቴል (ኣሰመራ) ዊስኪ ስትይይይ ምስ ኣምሰየ፡ ንገዝኡ ነቒሉ ሰንከልከል እናበለ ጽርግያ ሰጊሩ ኣብ ኣፍደገ ካቴድራለ ንፋስ እናወሰደ ታክሲ ይጽበ።
7ይ ትርኢት፡ (ተዘክሮኣዊ ትርኢት/ ፍላሽ ባክ) ጉዕዞ ምዝላቕ (1978)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)
Reporters Without Borders voiced satisfaction today at the transitional federal government’s decision to allow three privately-owned radio stations
Reporters Without Borders voiced satisfaction today at the transitional federal government’s decision to allow three privately-owned radio stations
በሉ ወይ ወረስ ኣይትበሉኒ፡ ወይ ድማ እቲ ዝግባኣኒ ሕድሪ ስውእ ኣውርሱኒ፡ ልዕልና ሕጊ ዘረጋግጽ፡ ኩናት ብሰላም፡ ዓመጽ ብፍትሒ፡ ዝትክእ። ሓድነት እዚ ሕላገቱ፡ ፍትሒ እዚ ባይትኡ፡ትርግታ ህዝቢ ኤርትራ ብኣንኹሮ ዝሰምዕ። ኣራግጻ እግሪ ሓደ፡ ንጥምርትን ስምርትን ብልጽግቲ ኤርትራ ዝሰርሕ ደምበ ተቓውሞ ኣውርሱኒ።
ግራተይ ጸጊአ
ስገመ–ስርናይ ዘሪአ
ዓጺደያ ጺሀ
ጎጎይ ተምሲሐ
ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፡ ዕጡቓት ወተሃደራት ኤርትራ ጽዕጹዕ ቶኽሲ ብምኽፋት 23 ገፈፍቲ ዓሳ ምስሪ ከምዝሓዙ ሮይተርስ ሎሚ 08 ሰነ ካብ መትረብ ስዌጽ (ምስሪ) ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ።
Gunmen are holding 23 Egyptian fishermen after attacking their boat in international waters off Eritrea’s Red Sea coast, an official with Egypt’s fishing syndicate said on Friday. Read More…
Gunmen are holding 23 Egyptian fishermen after attacking their boat in international waters off Eritrea’s Red Sea coast, an official with Egypt’s fishing syndicate said on Friday. Read More…
ልቢ ብቝሱሉ
ኣስናን ካብ ሰሓቐ
ከስዔ ኣመና ሪሒቡ
ልቦና ካብ ረሓቐ
Eritrea’s President Isaias Afewerqi continues on his anti-Western crusade…. Read more.
Eritrea’s President Isaias Afewerqi continues on his anti-Western crusade…. Read more.
ኣታ ማሰ፤ ማሰ፤
ማስ ክብለልኻ ኣነ
ማሰ፤ ማሰ።
ክንደይ እዃ ከይክእሎ ቃላት ወራሪቐ
ካብ ወፈርካ ጸሓይ ምስ በርቐ።
ማስ ክብለልኻ ድግድጊት ተዓጢቐ።
Reporters Without Borders called on the transitional federal government to publicly explain the closure of three privately-owned radio stations
Reporters Without Borders called on the transitional federal government to publicly explain the closure of three privately-owned radio stations
Reports in Somalia say that a coalition of groups opposed to Somalia’s struggling transitional government and its Ethiopian backers has been formed with the support of the Eritrean government. Read More