ውረስ ይብሉኒ እንታይ እየ እሞ ኽወርስ?
በሉ ወይ ወረስ ኣይትበሉኒ፡ ወይ ድማ እቲ ዝግባኣኒ ሕድሪ ስውእ ኣውርሱኒ፡ ልዕልና ሕጊ ዘረጋግጽ፡ ኩናት ብሰላም፡ ዓመጽ ብፍትሒ፡ ዝትክእ። ሓድነት እዚ ሕላገቱ፡ ፍትሒ እዚ ባይትኡ፡ትርግታ ህዝቢ ኤርትራ ብኣንኹሮ ዝሰምዕ። ኣራግጻ እግሪ ሓደ፡ ንጥምርትን ስምርትን ብልጽግቲ ኤርትራ ዝሰርሕ ደምበ ተቓውሞ ኣውርሱኒ።