Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣነስ መሲሉኒ…?

 ኣነስ መሲሉኒ…?
ኣነስ መሲሉኒ
ዳሃይ ሰላም ዝጓዘመ
ካብ’ቲ ጭካ  ዝተደህየ
ንጸላም በሲዑ ብርሃን ዝወለዐ
ተስፋ ሰብኣዊ ሓርነት ዘቓለሐ

 ኣነስ መሲሉኒ…?
ኣነስ መሲሉኒ
ዳሃይ ሰላም ዝጓዘመ
ካብ’ቲ ጭካ  ዝተደህየ
ንጸላም በሲዑ ብርሃን ዝወለዐ
ተስፋ ሰብኣዊ ሓርነት ዘቓለሐ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT