Eritrean national Commission for Democratic change Washington Branch congratulates Eritrean Youth Global Movement – EYGM for its 2nd congress March 17, 2011 1:30 amNewsassenna00 SHARE The Washington branch of the Eritrean national Commission for Democratic change congratulates Eritrean Youth Global Movement – EYGM for its 2nd congress, held on March 11th, 2011 – Las Vegas, USA. Continue reading POST TAGS: –2ndbranchchangecommissioncongratulatescongressdemocraticeritreaneygmglobalmovementnationalwashingtonyouth
ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ኦታዋ (ካናዳ) ዘካየዶ ኣኼባ ብ EYGM ካናዳን ግዱሳት ኤርትራውያንን ፈሺሉ። November 4, 2010 10:11 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ብ ቀዳም ዕለት 30 ጥቅምቲ 2010 ዓ.ም. ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ንዝቅመጡ ኤርትራዊያን ፍሹል ኣኼባ ኣካይዱ። Continue reading POST TAGS: eygmህግደፍብኣምባሳደርኣብኣኼባኤርትራውያንንኦታዋካናዳካናዳንዝተኻየደግዱሳትፈሺሉ።
ወግዓዊ መግለጺ ምምስራት ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት አብ ዓባይ ብሪጣንያ (EYGM-UK) March 7, 2010 9:26 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ንሓደ ዘመን መመላእታ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሑ ኣብ 1991 ሓንሳብን ንሓዋሩን ካብ ባዕዳውያን ገዛእቲ ተላቒቑ። ድሕሪ ናጽነት፣ ነቶም ካብ ኣብራኹ ዝወጹ ደቁ ልዕሊ ኣምላኽ ብምእማን ኩሉ እንትንኡ ኣረኪቡ ክሕብሕቦምን ከምልኾምን ኣብ ዝጀመረሉ፣ ናይ ነገር ግዜ ሓቀኛ መንነቶም ብንግሁኡ በጨቕ ክብል እኳ እንተጀመረ ቀልጢፉ ዓገብ ከብሎም፣ናይ ነገር ወላዲ ኮይንዎ ርእዩ ከምዘይርኣየ ኮይኑ ክሓልፎ እዩ መሪጹ። Continue reading POST TAGS: eygmመንእሰያትመግለጺምምስራትምንቅስቓስብሪጣንያአብኤርትራውያንወግዓዊዓለምለኻዊዓባይ