ጸብጻብ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ካብ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ March 23, 2011 11:08 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ እዋን ነቶም ኣብ ሃገረ ግብጺ ሓደጋ ኣንጸላሊዎም፡ ናብ ኤርትራ ክምለሱ እውን ዝገደደ ከምዝጽበዮም ፈሊጦም ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ዝጠለቡ ዜጋታትና ንምሕጋዝ ኩሉኹም ኤርትራውያን ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሓገዝ ከምዝገበርኩም ይፍለጥ። Continue reading POST TAGS: መንእሰያትማሕበርንለውጢኣብኤርትራውያንኩነታትካብግብጺጸብጻብ
ማዕበል ተቓውሞ ህዝቢ ኣብ ግብጺ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ሑስኒ ሙባረክ ድሕሪ 30 ዓመት ብሓይሊ ህዝቢ ካብ ስልጣን ወሪዱ። February 11, 2011 6:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣንጻር ውልቀምካዊ ስርዓት ሑስኒ ሙባረክ ን18 መዓልታት ብጽንዓት ተቓውሞ ከካይድ ዝቐነየ ህዝቢ ግብጺ፡ ሎሚ 11 ለካቲት ተዓዊቱ፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሑስኒሙባረክማዕበልሰሪሑ፡ስልጣንብሓይሊተቓውሞታሪኽኣብካብወሪዱ።ዓመትድሕሪግብጺ
ዓገብ! ኤርትራውያን ንኤርትራውያን ይጨውዩ ኣለዉ። (መልእኽቲ ካብ ግብጺ) September 7, 2010 7:45 pmሓፈሻዊassenna00 SHARE ካብ ሱዳን ናብ ሲናይ (ግብጺ) ብ 2500 ዶላር ተሰማሚዕም ዝተበገሱ ኣሕዋትና፡ ኣብ ሲናይ 2800 ኣኽፊሎሞም። ሲናይ ምስ ኣተዉ ከም እንደገና ካብ ሲናይ ንወስደኩም ኣለና ኢሎም ጠዋውዮም ናብ ካልእ ገዛ ብምውሳድ፡ ኣብ ክልተ ጉጅለ ከፋፊሎም፡ ነቶም ሓደ ጉጅለ ንነፍሲ ወከፎም 7000 ዶላር ኣመሪካ ነቶም ሓደ ጉጅለ ኸኣ 6000 ዶላር ኣመሪካ ኣምጽኡ እናበሉ ኣደዳ ሞትን ማህረምትን ገይሮሞም ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: መልእኽቲንኤርትራውያንኣለዉ።ኤርትራውያንካብዓገብይጨውዩግብጺ
ፖሊስ ግብጺ ኣብ ዶብ እስራኤል ኣደ ክልተ ቆልዑ ኤርትራዊት ስደተኛ ቀቲሎም። February 19, 2008 1:28 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፖሊስ ግብጺ፡ ሓንቲ ጓል 37 ኤርትራዊት ኣደ ጓል 8ን 10 ኣዋልድ ደኣ ሒዛ ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል ክትሰግር ከላ ኣብ ዶብ ብጥይት ቶኪሶም ከምዝቐተሉዋ ብቐዳም 16 ለካቲት ሮይተርስ ካብ እሽማዒልያ፡ ግብጺ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ስደተኛቀቲሎም።ቆልዑኣብኣደኤርትራዊትእስራኤልክልተዶብግብጺፖሊስ