ሃገርና ኤርትራ ካብቲ ሕሱምን መሪርን ተኸታታሊ ኣድራዕ መግዛእቲ ባዕዲ ተገላጊላ ኣኸሊል ናጽነት ካብ ትጭብጥን ትዓትርን እነሆ ዝመጽእ 24 ግንቦት 2011 ድፍን 20 ዓመታት ትመልእ ኣላ፡፡
ሃገርና ኤርትራ ካብቲ ሕሱምን መሪርን ተኸታታሊ ኣድራዕ መግዛእቲ ባዕዲ ተገላጊላ ኣኸሊል ናጽነት ካብ ትጭብጥን ትዓትርን እነሆ ዝመጽእ 24 ግንቦት 2011 ድፍን 20 ዓመታት ትመልእ ኣላ፡፡
ስርዓት ህግደፍ፡ ብዝተኸተሎ ግጉይ ፖሊስን ምሕደራን ትምህርቲ፡ ዓውዲ ትምህርቲ ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ናጽነት ፍረ-ኣልቦ ከምዝነበረ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምምዕባል ካሪክለምን ምስትምሃርን ዝነጥፉ ዝነበሩ ክኢላታት፡ መማህራን ዩኒቨርሲትን ተሳተፍትን ትማሊ 13 መጋቢት ኣብ ለንደን፡ ዓባይ ብሪጣያን ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዘካየዱዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም።
ብዛዕባ’ዚ ኣብ መስር ተረኺቡ ዘሎ ኣደናቂ ዓወት ህዝቢ ንኹሉ ጸሓፋይ ኮነ ተዛራቢ በየን ጀሚርካ በየን ትውድእ ኩፋት ማዕጾ ኮይኑ’ሎ፣ ብዙሓት ሰባትሲ ወረ ኣብ ተሌቪዝን እናዳተዛረቡ ብሓጎስ ንብዓት ሲዒርዎ’ዩ፣ ዓጀብ !
ህዝቢ ሊብያ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መስፍናዊ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቓዛፊ ብምውዳቕ ለውጢ ንምትእትታው ብርቱዕ ናዕቢ የካይድ ኣሎ።
ህዝቢ ሊብያ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መስፍናዊ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቓዛፊ ብምውዳቕ ለውጢ ንምትእትታው ብርቱዕ ናዕቢ የካይድ ኣሎ።
ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል።
ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል።
ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቃልስን ናጽነትን ርጉጽን ዘየወላውልን እዩ። ህዝብና ብቓልሲ ናጽነት ንምጭባጥ፡ ብናጽነት ከኣ ግዝኣተ ሕጊ ዝነገሳ ፍትሓዊትን ዲሞክራስያዊትን ሃገር ንምህናጽ ንጹር ራእይ ነይሩዎ።
መኪና ህግሓኤ ሓደ መራሒን ብርክት ዝበሉን ተሓጋገዝትን ሒዛ ነስመራ ክትኣቱ ከላ ምስኪናይ ህዝብና፣ “ደጊም ሞት ከም ኣዳም፣ ሃገርና ሽሻይ ብሽሻይ ክትከውን’ያ! ደርጊ ካብ ጠፍአ ኩሉ ሓጥያትና ንግፍ ኢሉ ምስኡ ክበንነልና’ዩ! ኣምላኽ ነዛ መዓልቲዚኣ ከየርኣኻ እንቋዕ ኣይቀተልካና፣ ወዘተ” ዘይበለ ኣይኮነን፣ እዚ ትምኒት’ዚ ከም ጨው ሓቒቑ ክተርፍ ግን ግዜ ኣይወሰደን።
ወዲ ጕላይ ከም ኣመሓዳሪ ከተማ ደቀምሓረ ንኣስታት ሰለሰተ ዓመታት ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ብዝፈጸሞ ናይ ጕቦን ምጥፍፋእን ኣብ ቀይዲ ጸኒሑ። ኣብ ፍሉይ ቤትፍርዲ ምስ ቀረበ ድማ በቲ ዝፈጸሞ ናይ ጕቦን ምጥፍፋእን ገበን ንሓሙሽተ ዓመታት ክእሰርን 1.2 ሚልዮንን ክኸፍልን ወይ ድማ ገንዘብ ክኸፍል እንተዘይክኢሉ ብኣጠቓላሊ ሸሞንተ ዓመታት ክእሰር ተበዪኑሉ። ወዲ ጕላይ መን’ዩ? እንታይ ገበንከ ፈጺሙ ኣበይ ዝብሉ ሕቶታት ንምምላስ ንድሕሪት ተመሊስና ታሪኹ ንመልከት።