ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም 3 ደቅንስትዮ ዝርከባኦም 12 ኤርትራውያን ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ ‘ዮም ብ 3 መስከረም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም 7 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ከምዝነበሩ ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት።

ካብ 14 ክሳብ 21 መጋቢት 2010 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ 412 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብወገን ራማ፡ ግርሁ ስርናይን ዛላንበሳን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ምንጭታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ናይዞም ኣባላት ክፍላተ ሰራዊት 19ን 53ን ዝነበሩ 123 ወተሃደራት ዝርከብዎም ኤርትራውያን ዝርዝር ኩነታት ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ፋይናንሳዊ ማዕከን ህግደፍ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንምስሳን፡ ኣጽዋር ንምሽማትን ናብ ዝተፈላለየ መኣዝናት ንምስግጋርን፡ ከምኡ ‘ውን እቲ ስርዓት ብኣትኵሮ ዝነጣጠፈሉ ውዲታዊ ተልእኾታት ንምስልሳል፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ፡ ተዋፊሮም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 19 ልኡኻት ህግደፍ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም።

ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ማልታ ብምጕሳይ ሓደገኛ ጉዕዞ ዝፈጸሙ ዝበዝሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም 250 ስደተኛታት ኣብ ላምፐድሳ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ታይምስ ዝተባህለ ናይ ማልታ ጋዜጣ ሓቢሩ።