Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ወጻኢ፡ ኣብ ድለባ ገንዘብ ከምኡ’ውን ሸመተን ምስግጋርን ኣጽዋር ቀንዲ መሓውር ኮይኖም ክነጣጠፉ ዝጸንሑ 19 ልኡኻት ህግደፍ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ሓቢሮም።

ፋይናንሳዊ ማዕከን ህግደፍ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንምስሳን፡ ኣጽዋር ንምሽማትን ናብ ዝተፈላለየ መኣዝናት ንምስግጋርን፡ ከምኡውን እቲ ስርዓት ብኣትኵሮ ዝነጣጠፈሉ ውዲታዊ  ተልእኾታት ንምስልሳል፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ፡ ተዋፊሮም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 19 ልኡኻት ህግደፍ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ  ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT