ኣምባሳደር ሳልሕ ካብ ህዝቢ ናይሮቢ ኣዋጺኡ ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ዝገዝኦ ሓዲሽ ገዛ ይኣቱ፡ ቆንስል ኣለም ካብ መንበሪኡ ይባረር November 7, 2010 4:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓዲሽመንበሪኡሚልዮንሳልሕቆንስልብልዕሊናይሮቢኣለምኣሜሪካኣምባሳደርኣብኣዋጺኡካብዝገዝኦይባረርይኣቱ፡ዶላርገዛፍርቂ
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይሮቢ ከምዝተረፈት መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ትማሊ ዘቃላሓቶ ዜና ብቢቢሲ ን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳን ተረጋጊጹ። December 14, 2009 9:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፋ ኣብ ናይሮቢ (ኬንያ) ተሸሪባ ከምዝተረፈት መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ( demo.archive.assenna.com ) ትማሊ 13 ታሕሳስ ዘቃላሓቶ ዜና: ብቢቢሲ ን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳን ሎሚ 14 ታሕሳስ ተረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊትሓበሬታመርበብብቢቢሲተረጋጊጹ።ትማሊናይሮቢንኣሰናኣብኣገልግሎትኤርትራከምዝተረፈትዘቃላሓቶዜናጋንታፈረንሳን
ኤርትራውያን ተቐማጦ ናይሮቢ ስርዓት ህግደፍ ገንዘብ ክኸፍሉ ንዝተገብረሎም ጸቕጢ ነጺጎም። December 20, 2008 3:13 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ናይሮቢ ፡ ኬንያ ፡ ስርዓት ህግደፍ ብዝተፈላለየ ጉልባብ ገንዘብ ከዋጽኡ ንዝገበረሎም ጸቕጢ ብስሙር ድምጺ ከምዝነጸጉዎ ሎሚ 19 ታሕሳስ ብዘውጽኡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርዓትተቐማጦነጺጎም።ናይሮቢንዝተገብረሎምኤርትራውያንክኸፍሉገንዘብጸቕጢ