ዝኽሪ ስውኣት ኣብ ሚላኖ ተኸቢሩ ውዒሉ፡ June 23, 2010 5:02 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብኣባላት ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ውልቀ ሰባትን ዝተዳለወ መደብ ዝኽሪ ስውኣት ብዓቢ ድምቀት ተኸቢሩ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሚላኖስውኣትተኸቢሩኣብውዒሉ፡ዝኽሪ
ሑሉፍ ጥልመት ምስ ንዕቀት: ብ ዋጋ ስውኣት ብዋጋ ስንኩላት: ብዋጋ 30 ዓመት ሃላኽ ጻዕሪ ሓፋሽ November 10, 2009 3:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ዎ ኩብርህዝቢ ኤርትራ ብሉጻት ደቅካን የሕዋትካን ኣቦታትካን ኣዴታትካን ንራህዋ ፍትሕን ሰላምን ንሓርነትን ናጽነትን ዝኸፈልናዮ ኩቡር መስዋእትን ስንክልናን ሃልኽ ጻዕርን ንኸተዘንትወሉ ንሰማዒኡ ዘደንጹ ጅግንነት ህዝብና፤ሎሚ በዞም ህዝብና ዘይ መረጾም መሪቁ ቆጽሊ ኣውዲቁ ዘይ ባረከሎም ባዕሎም ብምልኪ ኣብ ስልታን ጥልመት ተወጢሖም ንብሕታዊ ተአቅሞም ክብሉ ንሃገርን ህዝብን ኣብ ሕሰመ መከራ ዘሳጥሑ ጃንዳ ህግደፍ 2 (ክልተ) ግዜ ትሃሲናን ተጨፍሊቕናን፡ እቲ ቀዳማይ ብ ባዕዳውያን ገዛእቲ እቲ ካልኣይ ግዜ ኻኣ ኢዚ ሕጂ ዘሎ መግዛእቲ ህግደፍ እቲ ቀደምሲ ዝኮነ ምኾነ ናይ ሕጂ ገሪሙኒ ኣነ እቲ ኣምሪርካ ዘሕዝንነካ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ደቅናዮም ኢሉ ኣሚኑ ኣብ ሞንጎኦም ኮይኑ ተቃልሱ ከይ ጠምዩ እና ኣብለዔን እና ኣስተየን ከስንቆም ኮሎ ደቅናን የሕዋትናን ኢሉ እምነት ስለ ዘንበረሎም ጥራሕ እዩ ዎዮ እምነት ድኣ ኣበይ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሃላኽሑሉፍሓፋሽምስስንኩላትስውኣትብብዋጋንዕቀትዋጋዓመትጥልመትጻዕሪ
ደበስ ስዉኣትና፡ ህይወት ምዝራእ ‘ምበር ስውኣት ምፍራይ ኣይኮነን! June 20, 2008 12:58 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሎሚ 20 ሰነ ነቶም በጃ ህዝብን ሃገርን ዝሓለፉ ውፉያት ጀጋኑ ኤርትራ ኣኽብሮትና እንገልጸሉ ረዚን ዕለተ-ዝኽሪ እዩ። ዝኽሪ ንስለ ዝኽሪ ግን ፋይዳ የብሉን። ምስ ዕዙዝ ሞያኦም ምእንቲ ክዳረግ፡ ኣኽብሮትና ልባዊ ክኸውን ይግባእ። Continue reading POST TAGS: ‘ምበርህይወትምዝራእምፍራይስዉኣትና፡ስውኣትኣይኮነንደበስ
እቲ ታሪኽ ተጋዳላይ፡ ታሪኽ ስውኣት ‘ኣይትኸልስዎ’ ርዓምዎ’ምበር! June 17, 2008 4:17 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሕሉፍ ታሪኽና ናብ ናይ ጽባሕ ወለዶታት ክመሓላለፍ መታን ክንውከሶን፡ ክንመሃረሉን ብግቡእ ክስነድ ይግባእ። ኩሉ መዳያቱ ክንፍትሾ’ውን ግቡእ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ‘ኣይትኸልስዎ’ርዓምዎ’ምበርስውኣትተጋዳላይ፡ታሪኽእቲ