Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደበስ ስዉኣትና፡ ህይወት ምዝራእ ‘ምበር ስውኣት ምፍራይ ኣይኮነን!

ሎሚ 20 ሰነ ነቶም በጃ ህዝብን ሃገርን ዝሓለፉ ውፉያት ጀጋኑ ኤርትራ ኣኽብሮትና እንገልጸሉ ረዚን ዕለተ-ዝኽሪ እዩ። ዝኽሪ ንስለ ዝኽሪ ግን ፋይዳ የብሉን። ምስ ዕዙዝ ሞያኦም ምእንቲ ክዳረግ፡ ኣኽብሮትና ልባዊ ክኸውን ይግባእ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT