“ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ” ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኣን ናይ ስራሕ ምክፍፋልን መደብ-ስራሕን ኣውጺኡ November 2, 2010 11:43 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ህዝባዊ ሽማግለ ተቐማጦ ሎስ ኣንጀለስ ቀዳም 30 ጥቅምቲ 2010 ንኻልኣይ ጊዜ ብምእካብ ኣቦ መንበርን፡ ምኽትልን፡ ዋና ጸሓፍን ከምኡውን ናይ ሓላፊ ሜድያን ሓበሬታን፡ ጉዳያት ፋይናንስን፡ ስርዒታውን፡ መጽናዕተ-ቅዋማውን ጉዳያትን፡ ንኡሳን ሽማግለታትን መሪጹ። Continue reading POST TAGS: “ህዝባዊሎስመደብምክፍፋልንስራሕስራሕንሽማግለናይንሃገራዊኣንጀለስንኣውጺኡከባቢኣንጉባኤ”
ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝነበረት ምሕረት ገብረየሱስ፡ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ስንብታ ሓቲታ። October 24, 2010 7:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ክትቃለስ ዝጸንሐት ወ/ሮ ምሕረት ገብረየሱስ፡ ካብ’ቲ ሰልፊ ክትሳናበት ናብ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣቶ ወልዴሱስ ዓማር ወግዓዊ ምልክታ ከምዘቕረበት ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓቲታ።ምሕረትሰልፊስራሕስንብታሽማግለናይኣባልኤርትራወግዓዊዝነበረትዲሞክራሲገብረየሱስ፡ፈጻሚት
መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ እገዳ ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ኣውጺኡ። September 25, 2010 12:30 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ፡ ቀረብን ምስግጋርን ኣጽዋር፡ ምድስካል ኣብ ባንካትታት ዝርከብ ገንዘብ ናይቲ ስርዓትን፡ ምቕያድ ምንቅሳት ሰበስልጣንን ዘጠቓለለ እገዳ ባይቶ ጸጥጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ከምዘውጽአ news.gov.hk ዝተባህለ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሆንግልዕሊመንግስቲስራሕባይቶነቲኣብኣዋጅኣውጺኡ።ኤርትራእገዳኮንግዘውዕልዘጽንዖጸጥታ
ምስ ምትእትታው ኢራን ኣስታት 90 ሰራሕተኛታት ረፋይነሪ ዓሰብ ካብ ስራሕ ይባረሩ። ኣብ መንጎ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ዘይምቅዳው ይኽሰት December 2, 2008 11:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ መንጎ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ዘይምቅዳው ይኽሰት። መንግስቲ ኤርትራ ዜናዊ ንብረትን ሰነዳትን ንሳሕል የግዕዝ። ምስ ምትእትታው ኢራን ኣስታት 90 ሰራሕተኛታት ረፋይነሪ ዓሰብ ካብ ስራሕ ይባረሩ። Continue reading POST TAGS: መንጎምስምትእትታውረፋይነሪሰራሕተኛታትሰራዊትስራሕኢራንኣሃዱታትኣስታትኣብኤርትራካብዓሰብዘይምቅዳውይባረሩ።ይኽሰት
ሆቴል ኢንተርኮንቲነንታል ስራሕ ዓጽዩ ሰራሕተኛታት ተፋንዮም October 27, 2008 1:36 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ብስም ስማዊ ሰብ ብርኪ ዝውነን ዝበሃል ዝነበረ ደሓረይ ግና እቲ ሓቀኛ ዋንነቱ ናይ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ { ህግደፍ} ዋንነቱ ዝተረጋገጸ ትካል ስርሑ ደው ኣቢሉ ካብ ዝዕጾ ክልተ ሰሙን ገሩ ኣሎ። ሰራሕተኛታት እቲ ሆተል ድማ ኩላቶም ብ መሰረት ኮንትራክት ተቖጺሮም ብምንባሮም ብሙሉኦም ካብ ስራሕ ከም ዝተፋነዉ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም:: Continue reading POST TAGS: ሆቴልሰራሕተኛታትስራሕተፋንዮምኢንተርኮንቲነንታልዓጽዩ