ዘይሕለላ ሃገር ተቀባሊት ጋሻ ሃገረ ሱዳ – ብሚካኤል ኣጎስቲኖ(ጀርመን) February 15, 2011 1:05 amህይወትassenna00 SHARE ሃገረ ሱዳን ተቀባሊት ጋሻ ኢያ : ብፍላይ ናዓና ንኤርትራዉያን ኣብ ብረታዊ ተጋድሎና ሓብሒባ ዘቃለሰትን ኣብ ኣጋ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎና ንናጽንት ኣርትራ ዝኣመነትን ብኣማኢት ኣሻሓት ስደተኛ ህዝብና ዘዕቆበትን ሃገር ኢያ:: Continue reading POST TAGS: ሃገረሃገርሱዳብሚካኤልተቀባሊትኣጎስቲኖዘይሕለላጀርመንጋሻ
ትማሊ ተቓላሳይ ንናጽነት፤ ሎሚ ሕጹይ ኣባል ባይቶ ኣብ ሃገረ ሽወደን September 22, 2010 11:51 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ኣቶ ኣርሀ ሓመድ ናካ ወዲ 57 ዓመት ኤርትራዊ መበቆል ዘሎዎ ሽወደናዊ እዩ ፡ ኣርሀ ሓመድናካ ኣብ 80 ታት ናብ ሃገረ ሽወደን ከም ፖለቲካዊ ስደተኛ ኮይኑ እዩ መጺኡ ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሃገረሎሚሕጹይሽወደንባይቶተቓላሳይትማሊንናጽነት፤ኣባልኣብ
ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ : ኣብ ሃገረ- ሽወደን ኣረጋጊጸዮ September 21, 2010 7:30 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ከም ኤርትራዊ፡ ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ፡ ኣብ ሃገረ- ሽወደን ብዕለት 15 መስከረም ኣረጋጊጸዮ ዝብል መንቐሊ ኣርስተይ ኮይኑ፡ ስለምንታይ ኣብ ሃገርና እቲ መሰል ንኩላትና ተነፊጉና፡ ልዕልና ሕጊ ፈሪሱ፡ ምልካዊ ስርዓት ነጊሱ፡ ኩሉ ሰብ7ኣውን ደሞክራሲያውን መሰልና ከምዝተጋህሰ፡ መብዛሕትና ንሰማማዓሉ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ኣቕዲመ ብድሕሪ ባይታይ ክጅምር ኣገዳሲ ይመስለኒ። Continue reading POST TAGS: ሃገረሃገረይመሰልምርጫሽወደንኣረጋጊጸዮኣብዝተነፍገኒ
“መላእ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ኡዳይን ምሳይ ትጎዪ ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ”- ይብል በሃር ኤርትራዊ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዳግማይ ዓወቱ October 15, 2007 12:31 amስፖርትassenna00 SHARE ሓበን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝኾነ ጅግና ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኡዳይን (ጥልያን) ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ተወዳዲሩ ወርቂ ማዳልያ ብምዕታር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዓወቱ ዓቂቡ። Continue reading POST TAGS: “መላእሃገረምሳይበሃርተሰሚዑኒ”ታደሰትጎዪኡዳይንኣብኣትሌትኤርትራኤርትራዊኮይኑዓወቱዘላዘርእሰናይይብልዳግማይጎደናታት
ሃገረ-መብጽዓ October 12, 2007 12:19 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ተዓዲሉ ሃገር መንበር Continue reading POST TAGS: ሃገረመብጽዓ
ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ: ካብ ሰለስተ ጉሁያት ኣቦታት። June 6, 2007 11:46 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ዓድና ኣብ ክንዲ ዓዲ ምትሑቑቛፍን ምትሕልላይን፣ ዓዲ ማእሰርትን፣ ቁጽያን ምትህልላኻትን ኮይና። ቅድሚ ሕጂ ንደገ ወጺኡ ዘይፈልጥ ናይ መራሕቲ ፍልልያት ብዕሊ ተጋሂዱ። ህዝቢ ምስ መን ከምዝኸውን ማእዝኑ ጠፊእዎ። መፍቶት ከም ሃገር ክንህሉ ዘይደልዩና ባእታት ኮይና። እቲ ሕቡኑን ሕፉሩን ኤርትራዊ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ርእሱ ብምድናን ክመሻኸን ጀሚሩ። ዛጊት ‘ውን 7 ዓመታት ኮይኑ ንድሕሪቲ ክንምለሰሉ ኣብ ዘይንክእለሉ በጺሕና ክበሃል ዝከኣል ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገረሰለስተቅሉዕናብኣቦታት።ኤርትራካብደብዳቤጉሁያትፕረዚደንት