ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ። June 9, 2009 5:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኮይኑ ብፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ዝተመዘ ጆኒ ካርሰን ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፡ ኤርትራ ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ዝምድና ከተማሓይሽ ትደሊ እንተደኣ ኮይና ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ኣሉታዊ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ። Continue reading POST TAGS: ላዕለዋይምትእትታውሶማልያትገብሮነቲኣመሪካኣብኣተሓሳሲቡ።ኣፍሪቃ፡ኤርትራከተብሎዘላደውዲፕሎማትጉዳያት
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤርትራ ካብቲ ኣትያቶ ዘላ ኣካራኻሪ ዶብ ኤርትራን ጅቡትን ክትወጽእ ናይ ሓሙሽተ ሰሙን መጠንቀቕታ ሂቡ። January 15, 2009 1:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሂቡ።ሃገራትሓሙሽተሕቡራትመጠንቀቕታሰሙንናይኣትያቶኣካራኻሪኤርትራኤርትራንካብቲክትወጽእውድብዘላዶብጅቡትን
ብዕጫ (ሎቶሪ) ንኽትወድቕ ተዳልያ ዘላ ላፕቶፕ ከይትሓልፈኩም ተቐዳደሙላ October 28, 2008 12:42 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብአብ ስቱትጋርድን ከባቢኡን እንርከብ ተቃወምቲ ዉድባትን ሲቪክ ሶሳይትን ጉዱሳት ዘጋታትን ዝቀረበት ላብቶብ ኣብ ምሉእ ጀርመን ብምትሕብባር ግዱሳት ኤርትራዉያን ናይ ዕጫ ቲኬት ንኽሽየጥ ተዘርጊሑ አሎ። ከምዝፍለጥ ኣብ ኣስማሪኖ ዶት ኣርግ እትርከብ ድምጺ መሰልና ደሊና ረድዮ ካብ ዝሓለፈ መስከረም 2008 ብሰተላይት ኣቢላ ናብ ኤርትራ እትዝርጋሕ ወረ፣ ብሰንኪ ናይ ገንዘብ ሕጽረት ጠጠዉ ስለ ዝበለት፡ ገለ ሓገዝ እንተተረኻበ ብዝብል ምኽንያት’ዩ Continue reading POST TAGS: ላፕቶፕሎቶሪብዕጫተቐዳደሙላተዳልያንኽትወድቕከይትሓልፈኩምዘላ
“መላእ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ኡዳይን ምሳይ ትጎዪ ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ”- ይብል በሃር ኤርትራዊ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዳግማይ ዓወቱ October 15, 2007 12:31 amስፖርትassenna00 SHARE ሓበን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝኾነ ጅግና ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኡዳይን (ጥልያን) ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ተወዳዲሩ ወርቂ ማዳልያ ብምዕታር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዓወቱ ዓቂቡ። Continue reading POST TAGS: “መላእሃገረምሳይበሃርተሰሚዑኒ”ታደሰትጎዪኡዳይንኣብኣትሌትኤርትራኤርትራዊኮይኑዓወቱዘላዘርእሰናይይብልዳግማይጎደናታት