ኣህጉራዊ መጋብኣያ ካሕሳ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክልቲኤን ሃገራት ናይ ኵናት ካሕሳ ክኸፍላ ውሳኔ ሂቡ። August 18, 2009 11:38 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1998-2000 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ዶባዊ ኵናት ንዝወረደ ዕንወት ብምምርማር ካሕሳ ንምውሳን ክነጥፍ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ መጋብኣያ ካሕሳ፡ ኤርትራን እትዮጵያን፡ ነንሕድሕደን ዓሰርተታት ሚልዮናት ዶላራት ካሕሳ ክኸፍላ ውዱእ ውሳኔ ከም ዝሃበ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ገሊጸን። Continue reading POST TAGS: ሂቡ።ሃገራትመጋብኣያናይኢትዮጵያንኣህጉራዊኤርትራንካሕሳክልቲኤንክኸፍላኵናትውሳኔ
ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ፡ ህግደፍ ብዘይኣፍልጦኡ ጎስጓስ ከየካይድ የጠንቅቕ፡ ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ሰራዊቱ ኣብ ዘይኣምለኑ ኵናት ከምዘየሳትፍ የፍልጥ January 21, 2009 6:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሃይለህግደፍሓይሊምድሪ፡ሰራዊቱሳሙኤልብዘይኣፍልጦኡቻይናኣብኣዛዚከምዘየሳትፍከየካይድኵናትዘይኣምለኑየጠንቅቕ፡የፍልጥጎስጓስ
ሰራዊት ኢራን ‘ብሳብማሪን’ ወደብ ዓሰብ ይኣቱ፡ ነፈርቲ ኵናት ‘ኔቶ’ ኣብ ክሊ ማያት ቀይሕ-ባሕሪ ኤርትራ ይዝምብያ። November 26, 2008 2:29 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰራዊት ኢራን ብ ‘ሳብማሪን’ (ናይ ትሕቲ ባሕሪ መራኽብ) ንወደባዊት ከተማ ዓሰብ ከምዝኣተወ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ሰራዊት ብጀካ እቲ ዝዓጠቖ ባለስቲክ ሚሳይል ናይ ሩሑቕ ተንዘግዛጊ ሚሳይል ዓጢቑ ከም ዘሎን ብዝሑ ብርክት ዚበለ ከምዝኾነን ‘ውን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ‘ብሳብማሪን’‘ኔቶ’ማያትሰራዊትቀይሕባሕሪነፈርቲኢራንኣብኤርትራክሊኵናትወደብዓሰብይኣቱ፡ይዝምብያ።
ኤርትራን ኢዮጵያን ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ናብ ኵናት ከምርሓ ይኽእላ እየን – Mail and Guardian online November 6, 2007 12:43 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE “ካብ ኵናት ዝዓግት ዓቢ ኣህጉራዊ ጸቕጢ እንተዘይተገይሩለን፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ዳግማይ ናብ ዶባዊ ኵናት ክምለሳ ይኽእላ እየን” ክብል ሓደ ዓቢ ጽልዋ ዘለዎ ኣህጉራዊ ትካል ምርምር (International Crisis Group) ሎሚ (05 ሕዳር) ከምዘጠንቀቐ ‘መይል ኤንድ ጋርድያን ኦንላይን’ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: guardianmailonlineሒደትሰሙናትናብኢዮጵያንኣብኤርትራንእየንከምርሓኵናትውሽጢይኽእላ
ኵናት ይሕምሕም ‘ሎ፡ ልቢ ሰብ ሓሚሙ’ሎ፡ ነቲ ዓውደ-ኵናት መን’ዩ ክውዕሎ? October 28, 2007 10:56 pmፖለቲካassenna00 SHARE መሪሕነት ኤርትራ ከም ንቡር፡ ንውሳኔታቱ ይተዓወቱ ይፍሸሉ ሓላፍነት ክስከመሎም ኣይተብዐን። እንሆ ኸኣ፡ ኣብ ክንዲ ካብ ጌጋ ናብ ቅኑዕ ዝምለስ፡ ካብ ጌጋ ናብ ጌጋ ይሃጽጽ፡ መዓልቲ መዓልቲ ነቲ ዓፍራ “ከውሒ” እናበለ ይረግጾ። እቲ ጸገም እቲ ጌጋ ኣይኮነን፡ እቲ ጸገም፡ ካብ ጌጋኻ ክትሃድም ክትብል ኣደራዕ ህዝብን ሃገርን ምዃን እዩ። ሃገርና ኣብዚ ኩነታት ‘ዚ ኸላ ከኣ ‘ዩ ድምጺ ኵናት ዘቃልሕ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: ‘ሎ፡ልቢሓሚሙ’ሎ፡መን’ዩሰብነቲክውዕሎኵናትዓውደይሕምሕም