Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራን ኢዮጵያን ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ናብ ኵናት ከምርሓ ይኽእላ እየን – Mail and Guardian online

“ካብ ኵናት ዝዓግት ዓቢ ኣህጉራዊ ጸቕጢ እንተዘይተገይሩለን፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ዳግማይ ናብ ዶባዊ ኵናት ክምለሳ ይኽእላ እየን” ክብል ሓደ ዓቢ ጽልዋ ዘለዎ ኣህጉራዊ ትካል ምርምር (International Crisis Group) ሎሚ (05 ሕዳር) ከምዘጠንቀቐ ‘መይል ኤንድ ጋርድያን ኦንላይን’ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT