መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ቺካጎ፡ ከም ሰለይቲ ዘዋፈሮም ሃሱሳት ተቓሊዖም። February 7, 2011 3:52 amእዋናዊ ዜናassenna20 SHARE እቲ ህዝባዊ እምነት ኣጥፊኡ፡ ንስለያዊ መሓውር ከም ኣማራጺ መጻንሒ ስርዓቱ ዝጥቀመሉ ዘሎ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ቺካጎ፡ ሃሱሳዊ ስርሓት ከካይዱሉ ካብ ዘዋፈሮም ሰለይቲ ተቓሊዖም። Continue reading POST TAGS: ሃሱሳትህግደፍመላኺሰለይቲሰሜንስርዓትተቓሊዖም።ቺካጎ፡ኣመሪካ፡ኣብከምዘዋፈሮም
ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ላስ ቬጋስ ከም ሰለይቲ ዘዋፈሮም ሃሱሳት ተቓሊዖም። January 24, 2011 2:54 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር ኣብ ዝዘርግሖ ስለያዊ መርበብ ናይ ዝነጥፉ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ላስ ቬጋስ ዝርከቡ ሃሱሳት ኣስማት ተቓሊዑ። Continue reading POST TAGS: ሃሱሳትህግደፍ፡ላስሰለይቲሰሜንስርዓትቬጋስተቓሊዖም።ኣመሪካ፡ኣብከምዘዋፈሮም
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካብ ወርሒ ሓምለ ኣትሒዛ፡ ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ኣምባሳደር ዲፕሎማስያዊ ውክልና ከምዘይብላ ምንጭታት ሓቢሮም። October 14, 2010 11:54 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክሳብ 19 ሓምለ 2010 ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፡ Ron McMulen ናይ ኣገልግሎቱ ግዜ ኣእኪሉ ካብ ኤርትራ ምስ ከደ፡ ዛጊት ብደረጃ ኣምባሳደር ከምዘይተተክአ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓምለሓቢሮም።ሕቡራትመንግስታትምንጭታትብደረጃኣመሪካ፡ኣምባሳደርኣብኣትሒዛ፡ኤርትራከምዘይብላካብወርሒውክልናዲፕሎማስያዊ
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ንሃብቲ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብራኣብ ከይንቀሳቀስ ከምዝኣገደቶ ድምጺ ኣመሪካ ሓቢራ። April 16, 2010 11:49 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንሃብቲ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስን ኣቶ የማነ ገብራኣብ ከይንቀሳቀስ ከምዝኣገደቶ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ናይ ሎሚ 16 ሚያዝያ ዜናኣ ኣቃሊሓ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓቢራ።ሕቡራትመንግስታትንሓላፊኣመሪካኣመሪካ፡ኣቶከምዝኣገደቶከይንቀሳቀስየማነድምጺገብራኣብጉዳያትፖለቲካዊ
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ኣመሪካዊ ዜግነት ንዝነበሮም ሸሞንተ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ ኣመሪካዊ ዜግነቶም ከምዝሓኸኾ ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ሓቢሮም። June 12, 2009 12:26 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኣመሪካ፡ ቀንዲ ኣገልገልቲ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብምዃን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣደዳ ስቓይን ዓመጽን ኣብ ልዕሊ ምግባር፡ ጸረ ረብሓታት ኣመሪካ ብንጥፈት ንዝስርሑ ዘለዉ ኣመሪካዊ ዜግነት ንዝነበሮም ሸሞንተ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ ኣመሪካዊ ዜግነቶም ከምዝሓኸኾ ናይ ቀረባ ኣፍልጦ ዘለዎም ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍላዕለዎትሓቢሮም።መንግስቲምንጭታትሰበስልጣንሸሞንተንዝነበሮምኣመሪካ፡ኣመሪካዊከምዝሓኸኾዜግነትዜግነቶምዲፕሎማስያዊ
ኣመሪካ፡ ኣንጻር’ቲ “ናይ ኤርትራ ናይ ውክልና ኢድ ኣለዎ” ዝብሃል ናይ ፑንትላንድ ኩነታት ስጉምቲ ክትወስድ ትሸባሸብ ኣላ ተባሂሉ። June 23, 2007 3:15 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣመሪካ ኣንጻር’ቲ “ናይ ኤርትራ ናይ ውክልና ኢድ ኣለዎ” ኢሎም መራሕቲ ፑንትላንድ ዝዛረቡሉ ዘለዉ ናይ ፑንትላንድ ኩነታት ስጉምቲ ክትወስድ ትሸባሸብ ከምዘላ ጂስካ ኣፍሪቃ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: “ናይስጉምቲተባሂሉ።ትሸባሸብናይኢድኣለዎ”ኣላኣመሪካ፡ኣንጻር’ቲኤርትራኩነታትክትወስድውክልናዝብሃልፑንትላንድ