ኣገዳሲ ጻውዒት ኣኼባ ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ምእንቲ ናይ ሕልና ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ድርብ ጃምላዊ ሓደጋ ጥፍኣት April 12, 2011 1:37 amMessageassenna00 SHARE 11 ሚያዝያ፡2011 ኣገዳሲ ጻውዒት ኣኼባ ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ምእንቲ ናይ ሕልና ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ድርብ ጃምላዊ ሓደጋ ጥፍኣት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ!!! Continue reading POST TAGS: ሓደጋሕልናምእንቲናይንኹሉኣኼባኣገዳሲኤርትራዊ፡ኤርትራውያንዝኽሪድርብጃምላዊግዳያትጥፍኣትጻውዒት
ጻዊዒት ኣብ ወጻኢ ንዝርከብ ኤርትራዊ ዜጋ !!! ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ [ምስ ህግደፍ ከይንተሓባበር] November 28, 2010 2:00 amፖለቲካassenna00 SHARE ምእንቲ ብደም ሰማዕታትና ዝረወየት ሃገርናን ፣ ምእንቲ ብኹቱር ጭቆናን ጥልመትን ምልክን ዝሳቐ ዘሎ ህዝብናን ፣ ምእንቲ ካብ ሃገሩ ክሃድም ኣብ ፈቐዶ ዶባትን ባሕርታትን ዕርድታትን ሞት ዝቐዝፎም ዘሎ መንእሰያትናን ፣ Continue reading POST TAGS: ህዝቢህግደፍምስምእንቲንዝርከብኣብኤርትራኤርትራዊከይንተሓባበር]ወጻኢዜጋጻዊዒት
ስርሒት ፈንቅል ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ዝተኽፍለ መስዋእቲ እምበር፡ ምልካዊ ስርዓት ንምትካል ኣይኮነን February 13, 2010 12:12 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን ተኻታታሊ መግዛእታትን ንልዕሊ 30 ዓመታት ብርቱዕ ቃልሲ ድሕሪ ምክያዱ መዘና ዘየብሉ ከቢድ መስዋእቲ ምእንቲ ሃገሩን ሓርነቱን ከፊሉ ነጻነቱ አረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓርነትንመስዋእቲምልካዊምእንቲስርሒትስርዓትነጻነትንንምትካልኣይኮነንእምበር፡ዝተኽፍለፈንቅል
ዓርቢ ስቕለት፡ …ኢየሱስ ምእንቲ ኣበሳና፡ ኢሳያስ ምእንቲ ኣበሳኡ (ካርቱን ኣበሎም) April 18, 2009 7:46 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE READ MORE POST TAGS: ምእንቲስቕለት፡ኢሳያስኢየሱስኣበሎምኣበሳና፡ኣበሳኡካርቱንዓርቢ
ምእንቲ ስልጣኖም ዝበኣሱ- መለኽቲ (ዲክታቶራት) (Dueling Dictators) -News Week December 7, 2007 12:36 amፖለቲካassenna00 SHARE እዘን ክልተ ሃገራት ከም ኣመሪካን ካናዳን ክቀራረባ ምተገብአ። ግን ስለ ምንታይ ኢየን ኢትዮጵያን ኤርትራን እንደገና ኣብ ገምገም ውግእ ዘለዋ? Continue reading POST TAGS: dictatorsduelingnewsweekመለኽቲምእንቲስልጣኖምዝበኣሱዲክታቶራት
ምእንቲ ሽም ሓደ፡ ከብዲ ሽሕ ነደደ! May 10, 2007 11:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ምእንቲ ሽምን ዝናን ስልጣንን ሓደ፡ ከብዲ ኣሽሓት ምዅናን፡ ከምቲ ኣብ ዘበን ሃይለስላሰ ዝተራእየ በንጻሩ ክልክሞም ክምዝኽእል'ውን ክስቆሮም ይግባእ። ኣሽሓት ብሓልንጊ ጥምየትን ዓጸቦን እናተሳቐዩ፡ መግቢ ኣብ መኽዘን ከዚኑ ብርእስኻ ምኽኣልን ዘይተጸባይነት ረዲኤትን ዝዋራዘ መንግስቲ፡ ሽምን ወንበርን ዘይኮነ ኩርማጅን ሓመድን እዩ ዝግብኦ። Continue reading POST TAGS: ሓደ፡ምእንቲሽሕሽምነደደከብዲ