ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣኼባታት ተቓውሞ ንዘርኣዩ ኣባላት ፍሉይ ብርጌድ ሓለዋ ፕረዚደንት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም። March 15, 2010 7:57 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብ 4 መጋቢት 2010 ኣብ ከባቢ ሳዋ ኣብ ዝርከብ መዓስከር፡ ኣዘዝቲ በራጊድ ናይቲ ብሓለዋ ፕረዚደንት ዝፍለጥ ፍሉይ ኣሃዱ፡ ብዛዕባ ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ተወሲኑ ዘሎ እገዳ ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ተሪር ተቛውሞ ንዘቕረቡሎም 11 ኣባላት ብ9 መጋቢት ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓለዋሓቢሮም።ምንጭታትስርዓትብርጌድተቓውሞንዘርኣዩኣባላትኣብኣኼባታትከምዝኣሰረፍሉይፕረዚደንት
ይፍታሄ ዲሜጥሮስ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ከቢድ ናይ መጠንቀቕታ ደብዳበ ድሕሪ ምውሃቡ፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ተፈሊጡ። April 14, 2009 4:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቀንዲ ልኡኽ ናይቲ ‘ብሃይማኖታዊ ጉዳያት” ዝፍለጥ መፍላቒ መሓውር ሃይማኖታዊ ናጽነት ህግደፍ ብምዃን፡ ንኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከምዘራኸሰ ዝንገረሉ ይፍታሄ ዲሜጥሮስ፡ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ከቢድ መጠንቀቕታ ዝሓዘ ደብዳበ ካብ ዝገድፉሉ ንደሓር፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓለዋመንነቶምመጠንቀቕታምውሃቡ፡ሰባትብዘይተፈልጡብጽኑዕተፈሊጡ።ናይከምዘሎከቢድይንቀሳቐስይፍታሄደብዳበዲሜጥሮስድሕሪ
ኣርባዕተ ሓለዋ (ቦዲጋርድስ) ፕረዚደንት ኢሳያስ ብሓደጋ መኪና ሞይቶም። March 7, 2009 12:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣርባዕተ ሓለዋ (ቦዲጋርድስ) ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብሓደጋ መኪና ኣብ ጋሽ ባርካ ከምዝሞቱ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓለዋመኪናሞይቶም።ብሓደጋቦዲጋርድስኢሳያስኣርባዕተፕረዚደንት
ክልተ ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ዒራዒሮ ዝነበሩ ዜጋታት ብሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ካብ ሊብያ ተጨውዮም። January 2, 2009 12:21 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክልተ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ ምስ ክልተ ኣባላት ጸጥታ ሊብያ ተሓባቢሮም ብዘካየዱዎ ናይ ጭውያ ስርሒት፡ ካብ ኤርትራ ኣምሊጦም ኣብ ጉዕዞ ስደት ሊብያ በጺሖም ንዝነበሩ ክልተ ኣባላት ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ዒራዒሮ ነበር ፡ ብ16 ሕዳር 2008 ጨውዮም ናብ ኤርትራ ብምምላስ ኣብ እምባትካላ ኣሲሮሞም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሊብያሓለዋቤትማእሰርቲብሓይልታትተጨውዮም።ካብክልተዒራዒሮዜጋታትዝነበሩጸጥታ
ክልተ ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ዒራዒሮ ዝነበሩ ዜጋታት ብሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ካብ ሊብያ ተጨውዮም። January 2, 2009 12:18 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክልተ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ ምስ ክልተ ኣባላት ጸጥታ ሊብያ ተሓባቢሮም ብዘካየዱዎ ናይ ጭውያ ስርሒት፡ ካብ ኤርትራ ኣምሊጦም ኣብ ጉዕዞ ስደት ሊብያ በጺሖም ንዝነበሩ ክልተ ኣባላት ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ዒራዒሮ ነበር ፡ ብ16 ሕዳር 2008 ጨውዮም ናብ ኤርትራ ብምምላስ ኣብ እምባትካላ ኣሲሮሞም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሊብያሓለዋቤትማእሰርቲብሓይልታትተጨውዮም።ካብክልተዒራዒሮዜጋታትዝነበሩጸጥታ